Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ውሰዱ

ምስ ምስ Centres sociaux de Toulon

ኣዳላዊ Les centres sociaux de Toulon ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

ንደረጃታት A1, A2, B1 and B2 ዝወሃብ ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ፤

  • ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ረቡዕን ሓሙስን ካብ ሰዓት 13፡30 ድ.ቀ. ክሳብ 16፡30 ድ.ቀ.
  • ን2 ወርሒ።
ምፍላጡ ዘገድስ ንምምዝጋብ ምስ OFII CIR (Republican Integration Contract) ክትፍርሙ ኣለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ መዓልቲ 3 ሰዓታት ኣብ ሓጺር ግዜ (8 ሰሙን)
  • ብድምር 96 ሰዓታት።

  • መብርሂ ናይቲ ፈተናን ምኽርን
  • ንDELF A1, A2, B1 ወይ B2 ንምሕላፍ ዝግበር ምድላው።

ብዘይካ ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ፡ ኣብ ማሕበራዊ ማእከላት ቱሎን ኣብ ዝግበር ንጥፈታት ናይ ምስታፍ ተኽእሎ ኣሎ፤

  • ባህላዊ ኣፍልጦ ምብጻሕ
  • ስፖርት
  • ኮምፒተር ምጥቃም...ምኽኣል

ከመይ ንገብሮ?

  • ኣብ ቦታ: ፕላስ ደ ላ ቪዚታሽን ፣visitation 83000 ቱሎንToulon።
  • ብስልኪ፡ 04 94 21 05 79
  • ብኢመይል ፡ centre@cs-toulon.fr
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ማሕበራዊ ማእከል ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12 ክፉት እዩ። ከምኡ’ውን ካብ ሰዓት 13፡30 ድ.ቀ. ክሳብ 17፡30 ድ.ቀ.

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • cst 83ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles