ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ትምህርቲ ፈረንሳን፣ውልቃዊ ደገፍን ብምግባር ፣ ናይ ምምራሕ ፍቓድ ብምርካብ ናብ ዓለም ስራሕ ንምስታፍ ዝዓለም እዩ
በዚ መድደብ ዩክሬናውያን ተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ ርጉእ ስራሕን መንበሪ ኣባይትን ንምርካብ ዝግበር ደገፍ
ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ኣብ Marseille ምምሕያሽ ምብጋስ
ምግምጋም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ገምግም እሞ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንምርካብ ሓገዝ ምርካብን ዘጠቓለለ
. እንተ ደኣ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመታት ኣብ ዘሎ ክሊ ዕድመ ሃሊኹም፣ ስራሕ ንምርካብ ክንሕዘኩም ንኽእል ኢና
ምውህሃድ፣ ን 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ዘካትት ዕማም፣ ን እግሪ መገዲ ድማ ኣዕሩኽ ምግባርን እብ ፈረንሳ ብግቡእ ኢንተግረሽን ወይ ውህደት ምፍጣርን
ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን፣ ንመዓልታዊ ህይወትኩም ዝጠቕም መሰረታዊ ኣፍልጦ ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ ክትክእሉ ተሓገዙ።
ማእከል ንጥፈታት Bourrely ናይ ቋንቋ ፈረንሳን ምምምሕዳር ንጥፈታት ምስናይ ሓገዝ ድማ ንሕግዝ ።
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ምፍላጥ፡ ነቲ ፕሮጀክት ምህናጽ፡ ምቹእ ኮርስ ፈረንሳ ምርካብን ፣ እምበኣር ተመዝገቡ
La Cloche ሓደ ማሕበር ኮይኑ ናይ ደቂ ገዛውቲ ምትሕቑቛፍ ክድልድል ዘሰርሕ እዩ።
ምርካብ ሓደ ናይ ፈረንሳ ትምህርቲ ን ምምሕያሽ ናይ መዓልታዊ ቋንቋ ዝተቕም ንኽትጽሕፉ ምኻኣል።
ምርካብ ስልጠና ናይ ቃል ዝርርብ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ን መዓልታዊ ዝጠቕም ክትመሃሩ ምስ እትደልዩ
ምርካብ ሓገዝ ባብ፡ ምጽሓፍን ምዝራብን ፈረንሳ ንምምሃር ዝሕግዙ ኮርሳት፡ ዲጂታላዊ ክእለት፡ ከተማኹ ንምርካብ ምእንቲ፡
ምርካብ ናይ ኣብ ናይ ስራሕ ፕሮጀክትኹም ዘሰንየኩም ሓደ ኤክስፐርት
ምርካብ ሓገዝ ምስ ናይ ደቅኹም ትምህርቲቤትን ጽቡቕ ዝኾነ ዝምድና ንኽህልወኩም ናይ ምዝርራብ ብቕዓ ከተጥርዩ ምእንቲ
ምስታፍ ኣብ ምዝርራብን ምጽሓፍን ቋንቋ ፈረንሳ ፣ምምዕባል ፣ ናይ ትየትር መድረኽ ምስታፍ።
ሓደ መሳርሒ ኣብ ዞባ ፓካ PACA፣ ምትእታው ንጥፈታት ንደቂ ኣ፣ ፈለማ መጻኣቲ ረፑብሊክ ፈረንሳ ንምትሕሓዝ ዝዓለም እዩ
ኣብ ከተማ ማርሴ Marseille ፈረንሳ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ ዝግበር ስልጠና ቋንቋን ዓውደ መጽናዕትታትን
ምርካን ሞያዊ መብርሂታት፣ ምኽሪ፣ ኣኼባታት ድሕሪ 4 ወርሒ እንተደኣ ሓደ ንጥፈት ናይ ንግዲ ኮነ ማሕበራት ንምጅማር ደሊኹም