ምስ A Voix Haute - ምምሃር ንመዓልታዊ ህይወት ዝኸውን ናብራ ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ንመዓልታዊ ህይወት ዝኸውን ናብራ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ A Voix Haute

ኣዳላዊ A Voix Haute ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚስልጠና ናይ መዓልታዊ ናብራ፣ ዝርርብ ናይ ቋንቋ ስልጠና ምውሳድ

ን ኣብነት: ከመይ ጌ ናይ ሕክምና ቆጸራ ንወስድ ንፈልጥ፣ ካብ እታ ከተማ ብኸመይ ንምንቅስቓስን ሓበሬታ ንምድላይ፣ እስፔዛ ምግዛእ፣ ናይ ምምሕዳሳራዊ ወረቓቕቲ ንምስላጥ

ንምፍላጡ ዘገድስ!
ስልጠና ኣብ መንጎ ካብ መስከረም ሰነ እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምርድዳእ

ምስታፍ ኣብዚ መደብ ብዝበለጸ ፈረንሳ ምስ እንመልኽን ነብሰተኣማማንነትና ይዛይድ

ነቲ እቲ ስልጠና ኣብ መዓልታዊ ኩነታት ብፈረንሳ ክትረዳዳእ ይሕግዘኩም።

ከመይ ንገብሮ?

መዓስ ከም ዝምዝገቡን ስልጠና መዓስ ከም ዝጅምርን ንምርካብ ርኸቡና።
- par mail : avoixhaute.asso@gmail.com
- par téléphone : 07 64 06 11 56

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • fabriceተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • oleተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • avoixhauteኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_32947ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles