ኣብ ናይ ኮምፑተር ቴክኖሎጂ ዝጠቕሙ ቓላት ንምፍላጥ
ምስ ብሳላ SoliForm - Cultures et formations solidaires

ኣብ ናይ ኮምፑተር ቴክኖሎጂ ዝጠቕሙ ቓላት ንምፍላጥ

ምስ 
ብሳላ SoliForm - Cultures et formations solidaires

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ29 août 2022

እንታይ ኢዩ?

ዕላማ ናይ ፣ ቋንቋ ናይ ፈተና መፈተኒ መደብ፣ ምልምማድ መታን፣ ርእሰ ተኣማምነት፣ ንምጥራይ ይሕግዝ።

· ደረጃ ዘረባን ጽሕፈት ምምዕባል

· ብኸመይ ኣጠቓቕማ ደጂታል ቴክኖሎጂ ኣስተምህሮ ምሃብ

i ኣገዳሲ :

እዚ 6 ብኦን ሊይን እዩ ዝወሃብ ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 14 ዕድመ
ግዜ

ን 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
10
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 14 ዕድመ
ግዜ

ን 6 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
10

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ምምሕያሽ

ናይ ፈረንሳቋንቋ ምምሕያሽ

ናይ ውልቃዊ ስራሕ ይህወት

· ኣብ ቃልን ጽሑፍ ፣ ኣብ ህይወት ምዕማም

· ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለት ናይ መዐቐኒ ናይ ኤውሮጳ ፣ ደረጃ A1 ወይ
B1 ምምዕባል

ኣብ ምውህሃድ ዝሕግዘካ ናይ ቋንቋ ክእለት ምምዕባል

እቲ ስልጠና ንገለ ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ጽሕፈት ክትጽሕፉ ከም ትኽእሉ ክግበር እዩ።

ኣብ ዲጁታላዊ ህይወት ምምዕባል

Une initiation au numérique sur smartphone ኣብ ስማርት ፎን ብዙሕ ንኽጥቐሙ ዘይመልኩ ሰባት

  • ኢመይ ምኽፋት
  • ኣብ ኢንተርነት ምምሃር
  • ፕላትፎርም ኢነስቶል ምግባር ምሕጋዝ ወዘተ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና !

  • ሰሉስ 21/09/2021 ሰዓት9h30, ሓሙስ 23/09 ሰዓት 9h30 ወይ ሓሙስ 23/09 à 13h30 : ኣብ Cité , 93 La Canebière, 13001 Marseille
  • ዓርቢ 24/09 ሰዓት 9h30 : AAJT, 3 rue Palestro, 13003 Marseille
  • ሓሙስ 30/09 ሰዓት 13h30 : Cité des associations
  • ዓርቢታት 8/10, 15/10, 22/10 ወይ 29/10 ሰዓት 10h30 : AAJT

ቴለፎን : 0659672356 ( ናይ እንግሊዝ ፣ እስፔይን፣ ፈረንሳን,).

ኢመይል: contact@soliform.fr

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
SoliForm - Cultures et Formations Solidaires

SoliForm - Cultures et Formations Solidaires