Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር መዓልታዊ ናብራ ዝጠቕም ቋንቋ ፈረንሳ - ምጽሓፍ

ምስ ምስ A Voix Haute

ኣዳላዊ A Voix Haute ኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців тому

ምስታፍ ኣብ ሓደ ናይ ስልጠና መደብ ፣ ን ምጽሓፍ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ኣብ ማአዓልታዊ ናብራ ዝገልጽ ምጥቓምን ፈተና ምሕላፍን ብትግሃት ምጽዓር ። .

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • .ምንባብን ምጽሓፍን ተማሃር
  • ናይ ምጽሓፍ ክእለትካ ኣመሓይሽ።
ምፍላጥ ዘገድስ!
ብጽሑፍ ብቋንቋ ፈረንሳ ዝሓሸ ምዝርራብ ክትመሃር ኢኻ: ቅጥዕታት ምምላስ: ደብዳቤ ምጽሓፍ ወዘተ።

ምግላጽ ብዝበለጸ ፣ ምዝርራብን ምጽሓፍን ቋንቋ ፈረንሳን ብነጻ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ ርእሰተ ኣማማንነት ን ምጥራይን።

ምኽኣል ኣብ ቤት ትምህርቲ ህጻናት፡ ኣብ ስራሕ፡ ምስ ጎረባብቲ፡ ንፈተና፡ ኣብ ፕረፈክቸር...

ከመይ ንገብሮ?

ፈረንሳ Franceመዓስ ከም እትምዝገቡን እቲ ስልጠና መዓስ ከም ዝጅምርን ንምርካብ ርኸቡና፤

- ብኢመይል፡ avoixhaute.asso@gmail.com

- ብስልኪ፡ 07 64 06 11 56

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olgamyተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anas188ተርጓሚ/ሚት
  • avoixhauteኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles