Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምዝራብምጽሓፍን ምኽኣል

ምስ ምስ "B.A-ba13"

ኣዳላዊ Association B.A-ba13 , AVES, 13 HABITAT, METROPOLE AIX MARSEILLE, ETAT, VILLE DE VITROLLESኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ንመዓልታዊ ህይወት ዝጠቕም መሰረታዊ ኣፍልጦ ናይ ቋንቋ ምጽናዕ።

  • ፈለማ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ንምዝራብ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
  • ከምኡውን እዋናዊ ሓበሬታ ኣንብብን ተረዳዳኡን።
  • እንተላይ ቀለልቲ ሓረጋት ጽሓፉን

ንምንታይከ የዘገድስ?

ነብስኻ ከተፋልጥ ምኽኣል፣ ሕቶታትት ክትሓትት ወይ እውን፣ ቀለልቲ ጽሑፋት ተመሊስካ ምጽሓፍ፣

ከምኡ እውን :

  • · መዓስ እዚ ጥራይ ኣብ ባህላዊን መደባት ናይ ከባቢኹም ንምስታፍ ክትክእሉ
  • · ንባህሊን ወግዒን ፈረንሳን ዝፈልጡ ተቐማጦኣ ምልላይ
  • ምእንቶ ኣበይ ብምኻድ ሓገዝ ከም ትረኽቡ ከም እትኽእሉ ንሰባት ሓቲትካ ሓበሬታ ምእካብ፣

ክእለት ቋንቋ ፈረንሳኻ ከተመሓይሹን፣ ድማ ብናይ ደገ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ግብሪ ከተውዕሎ ትኽእል ኢኻ: ቤተ-መጻሕፍቲ ሚድያ፡ ቤት ትምህርቲ ስነ-ጥበብ ስንዓት ኮሙን፡ ሲነማ ወዘተ ተሳተፉ ።

ከመይ ንገብሮ?

ብቁጽሪ ስልክና ወይ ቴሌፎንና 06 03 30 92 23 ወይ መልኽቲ "SMS"
ስደዱልና፣ናይ ስራሕ ሰዓታትና ፣ ሰኑይ : ሰሉስ :ሓሙስን ካብ ሰዓት 9 -12.

ናይ መርበብ ሓበሬታ መልእኽቲ መቐበልን መጽሓፍን ኣድራሻና ማለት ኢመይል፣ Vous Vous pouvez envoyer un mail à : associationba.ba13@gmail.com

ናይ መደብና ተሰታፍቲ ምስታፍ ክትክእሉ መታን፣ ቆጸራ ሰሪዕና : ብዝጥዕመኩም መራከቢ መስመራትና ርኸቡና :

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • isabelleተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • loïsተርጓሚ/ሚት
  • mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
  • b.a-baኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles