ስራሕ ንምርካብ ነሰንየኩም
ምስ ኣብ PACEA
ኣዳላዊ Mission locale marseille ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуእዚ ተኽእሎ እቲ ሓደ ናይ ሚሽን ሎካል ዝተባህለ መድደብ ኮይኑ፣ (ን ክልልዕ ዕድመ 16 ክሳብ 25 ) ዝዓለመ እዩ PACEA ብዝብል ኣሕጽሮተ ቓል ይፍለጥ። ዕላምኡ ድማ ስራሕ ንኽትረኽብሉ መገዲ የጣጥሕ። ንሱ ምሳኹምን ምስ Mission Locale የረኽበኩም
ነፍሲ ወከፍ ደላዪ ስራሕ ድማ ኣብ ምድላይ ስራሕ ዝሕግዞ ከከም ኩነታቱ ኣድላዩ ምስ ዝከውን፣ ካልእ ሓገዝ ን ዘይረኽቡ መንእስያት ክሳብ ናይ 497 ዩሮ ሓገዝ ድማ ክገብር ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
23 Av. de Corinthe, 13006 Marseille, France
19 Rue Vacon, 13001 Marseille, France
397 Bd Romain Rolland, 13009 Marseille, France
11 Av. André Roussin, 13016 Marseille, France
27 Bd Charles Moretti, 13014 Marseille, France
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
fatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
joubinetteተርጓሚ/ሚት
kikiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
mlmኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ