ኣብ ማኽሰይ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ንምርካብ
ምስ ምስ PASEO
ኣዳላዊ Centre Ressources Illettrisme et Analphabétisme PACA ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців томуሓደ ኣገልግሎት ናይ መስተንግዶት፣ ንዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝዓለመ :
- ደረጃ ኣፋውን ጽሑፋውን ፈረንሳኻ ምግምጋም
- ጥጡሕ ኮርስ ንምርካብ ይሕግዘኹም
ውልቃዊ ኣኼባ ክእለትኩም ድሌታትኩም ምሉእ ብምሉእ ንምርዳእ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ውልቃውን ሞያውን ህይወትኩም ከመይ ጌርካ ናጻ ክትከውን ከም እትኽእል ምኽሪ ንምሃብ ይውደብ።
እዚ ኣገልግሎት ኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ሰባት ክፉት ኮይኑ፡ ኣብ ቡሽ ዱ ሮን Bouches du Rhône (ክፍሊ 13) ዝነብሩ እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
3 cours Joseph Thierry, 13001 Marseille, France
04 91 50 22 07
paseo@illettrisme.org
Chargement de la carte...
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
fatma.aaምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
anastasia dudkoተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
koryanikaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
utilisateur_411212ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
paseoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ