ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ኣ ቭዋ ኡት A Voix Haute
ኣዳላዊA Voix Haute
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳB1, A2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 9 ወርሒ
ምስታፍ ኣብ ባህላዊ መደብ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ሓደ ባህላዊ መደብ ናይ ምድህሳስ ባህሊ ኮይኑ፣ ንምምዕባል ቋንቋ ፈረብሳ ኣብ ምዝርራብን ምጽሓፍን ዘድሃበ ኮይኑ ኣብ ትያትር ድማ እዩ ተተግባርነቱ።
. እቲ ናይ ዝተፈላላዩ ባህላዊ ንጥፈታ ናይ ሓባራዊ voix ጽምጺ ዘወሃህድ ድማ እዩ።
ኣቲ ኣብ መስከረም ክሳብ ሰነ እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ብሳላ እዚ መደብ ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምዝራብ የኽእለኩም
ከምኡ እውን ኣ ደስ ዝብ ዝብል ናይ ፈጠራ ወይ ኢማጅነሸን መደብ ብምስታፍ ናይ ጽሕፈት ዓለም ምድህሳስ ትኽልሉ።
እዝ ኣጋጣሚ እዚ ኣብቲ ዓውዲ ንዝሳተፉ ሰባትን ካልኦትን ንምፍላጥ የኽለኩም.
ከመይ ንገብሮ?
ነፍሲወከፍ ዓርቢ (ካብ 10h ክሳብ12h) ኣብ d'A Voix Haute. (ናይ ሰዓታት ዓመታዊ ዕረፍቲ) ብዝገባን ካልእ ኣድራሻና ኣብቲ ካርታ ተመልከቱ
50 rue Bernard du Bois 13 001 MARSEILLE
ኣብዚ ብምጥዋቕ ረኣዩ፣ ኢመይል እውን ግበሩ disponible sur le site internet dans l'onglet "s'inscrire".
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ