ምግባር ፈተና፣ ስራሕ ዝኸውን ናይ መኪና ምዝዋር ፍቓድ ንምርካብ ንምሕላፍ ዝኸውን
ምስ ምስ l'Auto-école sociale MADE ECIM
ኣዳላዊ Association MADE ECIM ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 дні тому
መደብባትና ንዓኹም ኣብ እዚ ዝስዕብ ነገራት
- ንምኽኣል ምእንቲ ናይ ጽርግያ ኮድን ፍቓድ ምዝዋር መኪናን ስነ-ቓላት ምምሃር
- ከምኡውን ናይ ኮድን ፍቓድን ፈተናታት ምሕላፍ ክትክእሉ ምምሃር ልትክእሉ
- ኣብ መወዳእታ ስራሕ ንምድላይ ምርካብ ደገፍ ክህልዎም እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ብሳላ እዚ ናይ ኢንተሬት ሳይትና site internet, ሕግታት ጽርግያ ካብ
ሕግታት ጽርግያ ካብ ቴለፎንኩም ክትመሃር ትኽእሉ ኢኹም። ቴለፎንካ ክትመሃሩ ትኽእሉ ።
12 ቋንቋታት ኣሎ።
ነጻ ምብጻሕ እንተድኣ፤
- ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ኮይኖም ብፕሮግራም programme AGIR
ኣጊር ዝሕገዙ ኣይኮኑን።ተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ እዮም።
- ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት፡ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም፡ ከምኡ’ውን ኣብ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine) ዝፈረሙ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ምስ ተመዝገብኩም ግዝያዊ ኮድ ክትረኽቡ ኢኹም።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ .ምዝገባና ምሉእ ዓመት ክፉት እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 218 Chemin de Sainte-Marthe, 13014 Marseille, France
- 06 12 40 23 20
- made.ecim@gmail.com
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
made.ecim@gmail.comኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
john14ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት