ኣብ ስራሕ ምርካን ደገፍ ወይ ኣሰናነት ምርካብ
ምስ ዶ DUO ን JOB ጆብ (ኣብ ከተማ ማርሰይ)
ኣዳላዊ DUO for a JOB (Marseille) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anስራሕ ትደልዩ ኣለኹም ? ግን እንታይ ከም እትገብርን ብከመይ ከም ትጅምሮን ዶ ሓርቢቱካ፣ ስለዚ ናይ ሰብ ሞያ ምኽሪን ሓገዝን ከ የድልየካ ዶ ?
DUO fን ስራሕ JOB ብዘለዎ ናይ ስራሕ ምስናይ ክእለትን ሜላን ሓገዝ ክሰብሉ :
- ብዙሕ ክእለት ዘለዎም ሞያውያን ክትረክብ ኢኻ
- ሓደ ስራሕ ወይ ናይ ስልጠና ቦታ ክረኽቡልካ ይኽእሉ ይኾኑ
- ቂጸራ 2 ሰዓታት ኣኣብ ሰሙን ን6 ኣኣዋርሕ
ምፍላጡ ዝገድስ ፣ እዚ ትምህርቲ ነጻን ን ኹሉ ክፉትን እዩ