Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ስልጠና ናይ ኣሰራርሓ መግቢ

ምስ ብ La Cantine du Mid

ኣዳላዊ Association En Chantier ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

La Cantine du Mid ንኹሉ ክፉት ዝኾነ ሓባራዊ ቤት መግቢ እዩ። ሰኑይ-ዓርቢ፡ ኣብ ግዜ ምሳሕ ዝቐርብ መግቢ ንምስራሕን ንምድላውን ዓውደ መጽናዕትታት-ስልጠና ዝወሃቦ ቦታ እዩ።

ፍላጡ ዘገድስ

ኣብኡ፣ ናይ ምኽሻብ ስልጠና ሓንሳብ ኣብ ሰሙን፣ ካብ ሰዓት 8፡30-4:00 ይወሃብ

  • መሰረታዊ ነገራትምኽሻን ምምሃር፣
  • ሞያዊ ክእለት ምምሃር፣
  • ቋንቋታት፡ ምንባብ፡ ምጽሓፍን ስነ-ቁጽርን ምምሃር...

እቶም ዓውደ መጽናዕትታት (ፈረንሳ ጽቡቕ ጌሮም ዘይዛረቡ) ክፉታት እዮም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • መሰረታዊ ነገራት ምብሳል ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት (ምቑራጽ፡ ምድላውን ምድላውን ሸሓኒ፡ ምጥላቕ፡ ምብሳል ወዘተ) ተማሃር
  • መዓልታዊ ምምዕባል ምግቢ ዝርዝር፣ ምፍራይ ኣሰራርሓ መግቢ ካርድታት
  • ትእዛዝ ምውሳድን ኣገልግሎት መኣዲን።
  • ንቕሓት ሕግታት ጽሬት መግብን መትከላት ኣመጋግባን።

  • ሕጊን ስርዓትን ናይ ስራሕ ምፍላጥ
  • ስራሕ-ጠቀስ ዝኾነ፣ ርእሰ-ምሕደራን ሓላፍነትን ምምሃር
  • ኣብ ፍልጠትን ኣብ ሞያዊ ኩነታት ምስታፍ
  • ኣብ ምድላይን ምርካብን ሰራሕ ከነሰንየኩም

  • መ ስተፈላለ ዝ ድሕረባይትኦም ሰባት ንምርኻብ
  • ኣብ ሓባራዊን ናይ ጉጅመ መደባትን ንምስታፍ
  • ምስ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ሞያዊ ፕሮጀክትን ዝግበር ሓገዝ ንምኽሳብ
  • ኣኡአጋዊ ተበግሶታት ምውሳድ

ከመይ ንገብሮ?

ክትሳተፉ ምስ እትደልዩ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ብኢመይል cafecause@enchantier.org ብኢመይል ክትጽሕፍ ትኽእል ኢኻ።
  • ወይ ብስልኪ 07 83 53 56 95

ከምኡ’ውን ሓሙስን ቀዳምን ንግሆ ኣብ መንጎ ሰዓት 9 a.m ክሳብ 11 a.m. ፡ ኣብ መመገቢ ቦታ Cantine du Midi, 36, rue Bernard 13003 Marseille (በዓላት ከይሓወሰ) ብቐጥታ መጺእኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

Lieu d'accueil

36 Rue Bernard, 13003 Marseille, France

07 83 53 56 95

cafecause@enchantier.org

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • association en chantierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles