Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Plateforme pour la langue française

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሓሙስ, ዓርብ

ምርካብ ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ ተሓገዙ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

እንታዩ’ዩ ?

ምእንቲ ምሉእ ደገፍ ኣኣብዞም ዝስዕቡ ነገራት ንምርካብ ፤

  • ናይ ግሊ ፕሮጀክትኹም ምህናጽ፣ ከከም ድሌታትን ደረጃን ፈረንሳ (ትምህርቲ ፈረንሳ፣ ናይ ስራሕ ስልጠና ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ ወዘተ)
  • ዕላማታት ምዕዋት (ንመዓልታዊ ህይወት ብቋንቋ ፈረንሳ ምዕባለ፣ ናብ ሞያዊ ስልጠና ዝኣትወሉ ደረጃ ምህላው ወዘተ)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ደገፍ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ብሕታዊን ዝተፈላለየን እዩ፣ ብውልቂ ክሕግዘኩም እዩ፤

  • ኣብ ዝምስጠኩም ሞያ ክትስልጥኑን፣
  • ከከም ድሌትካን ምህላውካን ምስ ኮርሳት ፈረንሳ ስልጠና ምርካብን፣
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ምዃንን ወዘተ ።

እቲ ደገፍ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ዝህብ ማሕበር ወይ ማእከል ስልጠና ንምርካብ ይሕግዘኩም፤

  • ኣብ ጥቓ ገዛኹም፡ .
  • ብደረጃኹም፣
  • ኣብ ዝምችእ ግዜ (ክፍልታት ብመዓልቲ፡ ምሸት፡ ኣብ ሰሙን ዕረፍቲ)፡
  • ንዓኻ ብዝጥዕመኩም ዓይነት (ውልቃዊ ወይ ጉጅለ ትምህርቲ)።

እቲ ደገፍ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ዘተኮረ ኮይኑ ንዓኻ ክሕግዝ ኮይኑ፤

  • ትምህርቲ ፈረንሳ ረምርካብ
  • ምንባብን ምጽሓፍን ምምሃር፣
  • ሞያዊ ወይ ዩኒቨርሲቲ ስልጠና ዝገብሩ ደረጃ ክህልዎም ምስታፍ፣
  • ሞያን ቴክኒካዊ ቃላትን ኣብ ሓደ እዋን ምምሃር...ወዘተ ይሕግዝ

ከመይ ንገብሮ?

ክፍለጥ ዘለዎ!
እቲ ኣገልግሎት ኣብ 4 ማሕበራዊ ማእከላት ይርከብ: Istres, Miramas, Port-Saint-Louis-du-Rhône, Fos-sur-Mer. ኣብ ዝርከብ ማእከላትና ይህብ።

ኣድራሻታትን ሰዓታትን ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ኣሎ።

ምስ ኣካያዲ ማሕበራዊ ማእከልLa Farandole est joignable ላ ፋራንዶል ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፤

ምፍላጡ ዘገድስ!
ድሮ ብፖል ኤምፕሎይ፡ ብናይቲ ከባቢ ሚሽን ወይ ካልእ በዓል ሞያ ትድገፍ እንተኾንካ፡ ኣማኻሪኻ ካብ ማሕበራዊ ማእከል ላ ፋራንዶል ኣብ ኢስትረስ ብቐጥታ ንሞኒካ ጊለስ ክትረኽባ ክትሓታ ትኽእል ኢኻ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
monicamonicaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
ghannamghannamተርጓሚ/ሚት
bissobissoተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
yara.pralisyara.pralisተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት