ንስራሕ ዝሕግዘኩም ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ
ምስ ምስ Ancrages

ንስራሕ ዝሕግዘኩም ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ

ምስ 
ምስ Ancrages

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ9 sept. 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ስልጠና እዚ ፣ ን ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓቶም ኣብ ዓውደ ስራሕ ከሰልጥኑ ዝደልዩ ንስደተኛታት ዝዓለመ እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ክብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ይጸንሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ክብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ይጸንሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ሞንጎኛ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

13 - Bouches-du-Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ፈረንሳኹም ንምምሕያሽ

ዕላማ ናይዚ ስልጠና እዚ፣ ንስራሕ ዘሳትፍ ብቕዓት ዘለዎ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ ምምላኽ ክእለትኩም ኣዕብዩ፣ ኣብ ናይ ውልቃዊ ፕሮጀክትኹም ክመ እትስስኑ ንምግባር እዩ።

ን ናይ DELF ፈተናታት ንኽትዳለዉ ምስልጣን

ክሳብኣብዚ መደብ ብምስታፍኩም DELF (Diplôme d’étude en langue française) ዲፕሎም A2 ou B1. ከትሕዘኩም ይኽእል

ብገዛእ ርእስኹም ነጻ ኴንኩም ስራሕ ንኽትደልዩ ብቑዓት ይገብረኩም

እዚ ስልጠና እዚ ናይ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ክል ኣቢሉ፣ ኣብ መዓልታው ስራሕኩም ብተኣማማንነት ከም እትሳተፉ ይገብረኩም።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ናይ ምምዝጋብ ቅድመ ኹነት ወይ ቅጥዒ

  • ወጻእተኛታት ካብ ሃገራት ኤውሮጳ እንተኾንኩም፣ እንተወሓደ ንናይ 5 ዓመታት መንበሪ ፍቓድ ናይ ፈረንሳ ክህልወኩም ኣለዎ።
  • ነቲ ስልጠና ዝሰማማዕ ናይ ስራሕ ፕላን ወይ ፕሮጀክት ክህልወኩም ኣለዎ
  • ብቕዓት መሰረታዊ መረዳድኢ ቋንቋ ፈረንሳ ክህምወኩም ኣለዎ፣ ብመጠኑ እውን ጽሒፍሉምን ክትክእሉ ኣለኩም(A1 CECRL)
  • ኣብቲ ናይ ስልጠና መደብ ወትሩ ክትርከቡን ናይ ምምዕባል መደብን ክህልወኩም ኣለዎ።

ኣገዳሲ ሓበሬታ!

BERTHIER, ስልጠና FLE ንኽትምዝገቡ ብ ወለንተኛታት ኣሰልጠንትና (ደረጃ A1 ዘረባን ጽሕፈትን) ምእንቲ (ነቶም ሓደሽቲ መጻእቲ ብቒኣትኩም ንንምዛን ). ዝሕግዝ ገምጋማዊ ፈተና ክንህብ ኢና።

ተመዝገቡ

  • ተመዝገቡ ኣብ: la fiche de liaison ነቲ ቕጥዒ ብምምላእ.
  • ናይ ስልጠናን መዓልታትን ውልቃዊ ፈተና ወይ ግዜ ቃለ መጠይቕ ንምፍላጥ
  • ብድሕሪ እዚ ወግዓዊ ናይ እብቋዕ ደሓን መጻእኩም መደብ ብምድላው ተገብረ እቲ መደብ ትምህትሪ ይዳሎ

ርኸቡና

ብ ኢመይል formationlinguistique@ancrages.org

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
7 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
ANCRAGES

ANCRAGES