ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ les Bouches-du-Rhône
ምስ ምስ AGIR 13
ኣዳላዊ AGIR , AGIR, Gouvernement, Union Européenneኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців томуእቲ ብ AGIR ኣጂር ዝበሃል ዝፍለጥ መደብ ንፈረንሳ ንዝርከቡ ስደተኛታት መንበሪን ስራሕን ንኽረኽቡ ዝሕግዝ መስርሕ እዩ ።
ብመሰረት እቲ ፕሮግራም ናይ ኣጂር ኣብ ፈረንሳ ኣብ መስርሕ ውህደትኩምን ኣብ ኣገባባቶምን ምስላጥ ይሕግዘኩም እዩ።
ኣብ እዘም ንዝስዕቡ፣ መስርሕ ደገፍ ከውህበኩም ይኽእል፤
- ንመላእ ቢኤተሰብኩምን ንዓኻኹምን ንደቅኹምን ንምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም፣ ።
- ኣብ መንበሪ ንምርካብ ምትሕብባር
- ኣንትደኣ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ወይ ሞያ ንምምሃር ስልጠና ምርካብደሊኹም
- ስራሕ ንኽትረኽቡ ምስ France Travail ፈረንሳ ትራቫይል ብምትሕብባር
- ከምኡውን ን ኣብ መዓልታዊ ህይወትዘጋጥም ብድሆታት ከም እኒ (ምሕብሓብ ህጻናት፡ክትትል ጥዕና፡ ናይ መጓዓዝየ ) መፍትሒ ምድላይ
ኣብዚ መደብ ናይ ደገፍ ኣጂር AGIR እንተበዝሐ ን24 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ናባኹም ቀሪቡ ብዝፍረም ውዕል ወግዓዊ ይኸውን። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 2 ወርሒ ኣኼባታት ኣለኩም፡ ኣብ እዋን ደገፍኩም ድማ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ግዝበር ንጥፈት ምስታፍ ከም ዘለኩም ኣስተውዕሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
22 Bd Charles Moretti, 13014 Marseille, France
01 86 26 63 90
agir13@envergure.eu
25 Av. José Nobre, 13500 Martigues, France
01 86 26 63 90
agir13@envergure.eu
792 Av. de la Fleuride, 13400 Aubagne, France
01 86 26 63 90
agir13@envergure.eu
27 Bis Cr Mirabeau, 13700 Marignane, France
01 86 26 63 90
agir13@envergure.eu
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
programme agirኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
darlapmተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት