ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1103 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፍራንስ ትራቨይ Pôle Emploi
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ

ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ብመገዲ France Travail
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ሳላ France Travailናይ ቀደም (Pôle emploi). ስልጠና ወይ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ርኸብ።

ምፍላጥ ንመሰል ስራሕ ምግንዛብን
ምህላው ውዕል ስራሕ ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብ ፈረንሳ መሰረታዊ መሰል ናይ ስራሕ ምፍላጥን ምርዳእን
ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ፣
ስራሕ: ስልጠና: ገዛን ንምርካብ: ከምኡ እውን ናብ ሞያኹም ንምምላስን ምስ ሕብረተሰብ ንምውህሃድን 'ሚስዮን ሎካል' ይሕግዝ።
ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ፣
ኣብ ዞባ ኮት ዶር (Côte d'Or) ንዝነብሩ ካብ ዓሰርተ ሽዱሽተ ስጋብ ዕስራን ሓሙሽተን (16-25) ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት፣ ርእሶም ኣብ ምኽኣልን ስራሕ ኣብ ምርካብን ንምኽኣል ዝግበር ናይ ምስናይን ሓገዝን ዝዓለመ መደብ፣

ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን
መግቢኹምን ባህልኹምን ኣካፍሉ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ ቤት መግቢ ስራሕ ድለዩን ምስ ሰባት ርኸቡን።

ምርኻብ ካብ ዞባታት ንስራሕን ገዛንን ዘሎ ዕድል ንምርኣይ
ሓደ ስራሕን ገዛን ኣብ ኩሉ ቦታታት፣ ብሳላ ሞቢሊተ ጆግራፊ ዝበሃል መደብ

ምትግባር ውልቃዊ መደብ ፣ ገንዘባዊ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል ፍልጠት
ንምርካብ፣ ውልቃዊ ሓንቲ ትካል ንምፍጣር ፣ ወይ ማኪና ንምዕዳግ ፣ ወይ መምርሒ ፍቃድ ንምርካብ ኮነ ወዘተ ክኸውን ይኽእል
ምምሃር ናይ ቋንቋ ትምህርቲን ሓገዝን ኣሰናይነትን ምርካብ
ምርካብ ደገፍ፣ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ስራሕ ዓለምን ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ምስ ትካላት ኣብ ምውህሃድ ናይ ሓገዝ ዘቕርቡ እዩ ።

ትሩቨ ኣ ኣምፕልዋ\ ስራሕ ንምርካብ
ንስዴተኛታት መጀመርያ ዝመጹ\ጻ ኣብ ስራሕ ንምእታው ከምኡ`ውን ኣብ ሓፈሻዊ ናብራ ናይ ቁጠባ፤፣

ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ ምሕጋዝ
ሓድ መደብ ናይ 6 ኣዋርሕ ን ምርካብ ዝራሕ ወይ ስልጠና ፣ ምሃብን ኣብ ፈተንሳ ንሓፈሳ ኣብ ዓውደ ስራሕ ዘሎ ባህርያት ከም ዝጽናዕ ምግባርን

ንምህላው ብቁዕነት ኢንዱስትሪያዊ ዓውደ-ስርሓት
ንምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ኮርሳት፡ ዝኽፈልን ኣብ ዙርያ እንዳስትርያዊ ስርሓት

ምርክባ ሓገዝ ን ምምሕዳራዊ ሓገዝን ካልእን
ምርካብ ደገፍ ን ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስራሕ፣ መንበሪ ገዛ ንኽረኽቡ ምእንቲ...

ኣብ ንኡስ ዕድመ ምስራሕ ምስ እትደልዩ
ናይ ንኡሳን ሰራሕተኛታታ ክሰርሕዎ ዝኽእሉ ሞያታት ምስኳዕ.

ዜግነታዊ ኣገልግሎት ግበር
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ኣብ ሓደ ማሕበር ተፀሚድካ ኔትወርክ ፈጢርካ ንሕብረተሰብ ምሕጋዝ።

ምስራሕ ምስ ንሓረስቶት
ግዜ ኣብ ዘለኩም እዋን ፣ ሓደ ደስ ዝብለኩም ነጥቢ ናይ ስራሕ ምርካብ ምስ ሞያኹም ዝዛመድ ፣

ምትግባር ውልቃዊ መደብኩም ኣብ Seine-Saint-Denis
ሓደ ፣ ናይ ኣሳላይነት መደብ ፣ ሓደ ስልተና ወይ ናይ ስራሕ ስልተና ኣብ Seine-Saint-Denis.፣ ኣብ ሰይን ደኒ
ኣብ ስራሕ ሕርሻ ንምውፋር
ኣብ lagriculture-recrute.org ኣብ ሕርሻ ንምስራሕ ኣብ እዚ ዝተጠቕሰ ወብሳይት ብምኻድ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም

ምውሳድ ስልጠና ኣፍልጦኹም ንቋንቋን ፈረንሳ ዘሐይል
እዚ ስልጠና እዚ ን ምምዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ዝዓለመ እዩ።

ንምስራሕ ኣብ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ንምስራሕ ስልጠና ርኸቡ
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ስልማት ፡ ስፌት ወይ ጥልፊ ስራሕ ንምቕጻል ክእለትካ ኣበራብሩ ምእንቲ ን ስራሕ ኣብ ዘውህበኩም ምእንቲ ክኸውን

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርትኻ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማኻ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምሕታትን ንምርካብ ናይ RSA ሓገዝ
ምፍላጥ ኤረሳ እንታይ ማለት ምዃኑ ? መን ተጠቃሚ ክኽውን ይኽእል? ናብ ካፍ ብኸመይ መንገዲ ናተይ ፋይል ከብጽሕ ወይ ክሓትት ይኽእል ? ምሕባር

ምሓዝ ቆጸራ፣ ምስ ሓደ ወይ ሓንቲ ኣሲስታን ሶሻያ
ምርካብ ኣሲስታንስ ሶሻል ዝኾነ ዓይነት ምኽሪ ወይ ኣብ ዝኾነ ዓይነት መዳይ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ክሕግዝኹም ይኽእሉ ::
ምጥላብ ሰርቲፊኬት መለክዒ ብቕዓት ወይ ፓስፖርት ናይ ሕብረተ ኤውሮፓ ስደተኛታት (EQPR)
ምርካብ እዚ ፓስፖርት ፣ ኣብ መበቆል ሃገርኩም ዝኾነ ዓይነት ዲፕሎም ናይ ትምህርቲ ወይ ናይ ሞያ እንተ ዘይብልኩም ኣብ ምርካብ ይሕግዝ (EQPR)
ምምልካት፣ ኣብ ስራሕ ወለድ prime d'activité ዝፍለጥ ክፍሊት ንምርካብ
ምሕታት እቲ ናይ ንጥፈታት ቦነስ ብካፍ ንትሑት እቶት ንዘለዎም ሰባት ዝኽፈል ፋይናንሳዊ ሓገዝ እዩ።

ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።

ምርካብ ስልጠና ሓፈሻዊ ሓኪም: ወይ ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን
ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን ዘኽእል ስልጠና ምርካብ ኣብ ሆስፒታል እናተኸፈልኩም ንኽትሰርሑ ልምምድ ዝሰርሕ ተማሃራይ ደረጃ ይህልወኩም።
ስራሕ ዘትሕዝ ሞያዊ ስልጠና ንምርካብን ዘአኽእል ስልጠና ውሰዱ
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
