ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1103 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምርካብ carte Vitale ካርት ቪታል
ካርት ቪታል ንኽሉ ሰብ ናይ ኢንሹራንስ ማላዲ ውሕሰነት ናይ ጥዕና ተጠቐምቲ ዝኾኑ ብነጻ ይወሃቡ ::

ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ ኣብ እዋን ለይቲን በዓላትን
ምርካብ ተረኛ ፋርማ፣ ናይ ምሸትለይቲ: ሰንበትን: ኣብ እዋን በዓላትን ክፉት ዝኾነ ፋርማሲ ምርካብ
ምጥላብ ፍሉይ ሓገዝ ስንክልና ምስዘጋጥም ክህሉ ዘለዎ ሓገዝ (MDPH)
ምርካብ እንተደኣ ስንክልና ኣጋጢሙ ክህሉ ዘለዎ ኣበልን ተጠቀምቲ ንምርካብ MDPH ፋይል ብኸመይ ከም እትሰርሕ ፍለጡ።
ምርካብ ናይ ጥዕናዊ ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል
ምርካብ ናይ ጥዕና ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል ብምህላው ናይ ጥዕና ምትሕብባር ሓገዝ (ex-CMU-C) ብነጻ ሕክምናን መድሃኒትን ንምርካብ የኽእል።

ምሓዝ ሓኪም ቆጸራ ዶክቶሊብ Doctolib ዝበሃል ፕላትፎርም
ምሓዝ ቆጸራን ፣ ን ኣገልግሎት ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕሕክምና፣ናይ ሓፈሳዊ ኮነ ናይ ስፐሻሊስት ዝሕግዝ መስመር፣ ምፍላጥ
ዳግማይ ምምሃር ኣብ ፈረንሳ መጽናዕቲ ምምሃር ሕክምና
ኣብ ፈረንሳ ከም ሓኪም፡ መሕረሲት፡ ሓኪም ስኒ ወይ ፋርማሲስት ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር።
ምኻድ ናብ ብህጹጽ ሓገዝ ናይ ሕክምና
ህጹጽ ሓደጋ መሐከሚነቑጣታት ምርካብን፣ ኩነታት ህጹጽ ሕክምና ንምርካብ ዘኽእሉ ዘቋሒታት እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥን
ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት መርመራ ንምግባር
ማእከል ምክልኻል ብ ጾታ ዝመሓላለፉ ሓማማት ፣ ንምግታእ እዞም ሕማማት ን ምክልኻልን ፣ ምፍዋስን ዝዓለም እዩ

ምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ስነ- ኣእምሮን ንምርካብ ሳይኮሎጂ(CMP)
ምርካብ ሓገዝ ፣ ብምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ማእከል ሕክ(CMP) ምስ ሰብ ሞያ ኪኢላታት ክንክን ጥዕናን ናይ ምኽሪ ሓደ መደብ ብምጥቃም ካብ ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት ምፍዋስ ::
ምግባር ሓፈሻዊ ናይ ጥዕና መርመራ ወይ ቸክኣፕ
ምጥቃም ካብ ናይምግባር ሓፈሻዊ ናይ ጥዕና መርመራ ወይ ቸክን፣ ቆጸራ ብነጻ ኣግልግሎት ምርካብ ፣ ብዛዕባ ጥዕና ና ንምፍላጥ
ምእዋጅ ወይ ምንጋር ፣ ቀዋሚ ሓኪም ከም ዘለኩም
ምምራንምእዋጅን ቀዋሚ ከም ዘለኩም ምሕባር ፣ እዚ ብምግባርኩም ምክትታልን ዝለዓለ ደረጃ ምምላስ ገንዘብ ክህልዎን የኽእል እዩ
ምርካብ ንኽንክን ተላገብቲ ሕማማት
ንዑ ምርመራታት ናይ ኤችኣቪ፣ ካልኦት ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን መርመራ ግበሩ፣ ምስጢራዊን ናጻን እዩ።

ክስማዕን ምኽኣልን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምርካብን
ጉጅለ ኢንተግራሳይ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምሃብ ይንቀሳቐስ ሓጋዚ ጉጅለ እዩ።

ምስራሕ ከም ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ንምዃን።
ምስራሕ ኣብ ክንክን ዓበይቲን ፣ ስልኩላንን እቲ ናይ ህይወት ደገፍ ሞያ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ብቕልጡፍ ክትሰርሕ የኽእለኩም
ምርካብ ሓገዝ ናይ ስነ-ኣእምሮን ኣብ ከተማ ቦርዶ Bordeaux
ንምርካብ ናይ ስነ ኣእምሮ ሓገዝ፣ ስደተኛ ኣብ ከተማ ቦርዶ እንተ ኴንኩም፣ ናይ ስነ-ኣእምሮን ስነ-ልቦናን ድጋፍ ምስ እትደልዩ ምርካብ ከኣሉ

ምርካብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ብህጹጽ ብቴለፎን
ሳላ እዚ ብተሌፎን ዝቀረብ መደብ ዝርርብ ምስ ሰብ ሞያ ናይ ስነ-ኣእምሮን ስነ-ልቦናን ብዝተፈላለዩ ቃንቃታት ንዓኹም\ኽን ንምስማዕ ተዳሊዮም ኣለው ::

መግቢ ብነጻ ምርካብ፣
ን 24 ሰዓታት ኣብ centres du département de ኣብ ዲጆን Dijon (Côte d'Or) መግቢ ብነጻ ምዕዳል፣ ኣብቲ ጥቓ ከባቢኹም ምዕዳል መግቢ ብነጻ

ምርካብ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና
ምሃብ ን ስደተኛታት ዝኸውን ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና ንምሃብ ዝዓለመ መደብና.

ምርካብ ሕክምናዊ ክንክን
ምርካብ ኣገልግሎትካ(RLG35) ዝጽዋዕ ማሕበር ንተጠቀምቲ ናይ እዚ ኣገልግሎት እዚ ብዛዕባ ጥዕና ክፈልጥዎ ዝበኦም ግልጺ ዝኾነ ሓበሬታ ኣብ ምሃብን ካብኡ ድማ ናይ ምስናይን

ናይ ምስማዕ ሽግር ንዘለዎም ሰባት ናጻ ሕክምና ንምርካብ
ናይ AME መሰል ንዘይብሎም ሰባት ነጻ ናይ ምሕካም ዕድል ንምርካብ ንሰርሕ

ምርካብ ሓገዝ ን ኣብ ሓደጋ ዘለዉ ቆልዑ፣ ቁጽሪ 119 ብምድዋል
ቆልዓ ኮንካ ዝኾነ ዓመጽ እንተ ዝወርደካ ሃልዩ፣ ናይ ማህረምቲ ይኹን ወይ ዓመጽ ን ካልእን ስጋዊ ርክብ በዚ ቁጽሪ ብቀጥታ ክተረክብና ትኽእል 119.

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምስራሕ ከም ነርስ ወላ ዲፕሎምኩም ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ወላ እንተኾነ
ምስራሕ ሞያ ነርስ ኣብ ፈረንሳ ከም ነርስ ክትሰርሕ ንኽትክእል ኣብ ፈረንሳ ተማሃር።
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን UE ዲፕሎም ዘለዎም
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ንምውሳድ ምስ እትደልዩ
ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምምሃር ተሓጋጋዚ ፋርማሲስት ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎምኩም ካብ UE ወጻኢ ምስ ዝኸውን
ተሓጋጋዚ ፋርማሲ (DEUST) ንምዃንን ኣብ ሆስፒታል ኣብ ምስራሕ ፍሉይ ሞያ ዘለዎን ስልጠና ምውሳድ
ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ
ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ/
ምዃን ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ኣብ ፈረንሳ
ምዃን ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎማ፣ ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ክትሰርሕ ከም እትኽእል ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ።
ምርካብ ስልጠና ሓፈሻዊ ሓኪም: ወይ ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን
ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን ዘኽእል ስልጠና ምርካብ ኣብ ሆስፒታል እናተኸፈልኩም ንኽትሰርሑ ልምምድ ዝሰርሕ ተማሃራይ ደረጃ ይህልወኩም።
ምስልጣን ናይ ኣመጋግባ ክኢላ ብምዃን ኣብ ፈረንሳ
ብኽመይ ናብ ትምህርቲ ብምምላስ ከም በዓል ሞያ ኣመጋግባ ብምዃን ን ኽትሰርሑ ምስ እትደልዩ ፣ ዝዓለመ ስልጠና እዩ።