ምርካብ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና
ምስ ሰንተር አኢሰኮ 63 CENTRE ESSOR 63
ኣዳላዊ Forum réfugiés , Agence Régionale de Santé Auvergne Rhône-Alpes, Ville de Clermont-Ferrandኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansማእከል ESSOR 63 ማሕበር Forum Réfugiés ምስ ስደት ዝተኣሳሰር ስነ-ኣእምሮኣዊ ስቓይ ዘለዎም ሰባት፡ ከምኡ’ውን ግዳያት ዓመጽ ወይ ስቅያት ዝኾኑ ሰባት ብነጻ ይሕግዝን ይድግፍን እዩ።
ማእከል ESSOR 63 ማሕበር Forum Réfugiés ምስ ስደት ዝተኣሳሰር ስነ-ኣእምሮኣዊ ስቓይ ዘለዎም ሰባት፡ ከምኡ’ውን ግዳያት ዓመጽ ወይ ስቅያት ዝኾኑ ሰባት ብነጻ ይሕግዝን ይድግፍን እዩ።
እቲ ማእከል ንኹሎም ሓደስቲ መጻእቲ፡ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን፡ ብዘይ ኣፈላላይ ጾታ፡ ዕድመ ወይ ዜግነት ይቕበል።
ኣገዳሲ!
ደረጃ ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ጽቡቕ ጌርካ ክትገልጽ እንተዘይፈቒዱልካ፡ ብቋንቋኻ ሞያዊ ተርጓሚ ኩሉ ግዜ ይርከብ።
.
ደረጃ ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ጽቡቕ ጌርካ ክትገልጽ እንተዘይፈቒዱልካ፡ ብቋንቋኻ ሞያዊ ተርጓሚ ኩሉ ግዜ ይርከብ።
.
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyተርጓሚ/ሚት