Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ናትካ\ኪ ፕሮጀክት ንምዕዋት ኣብዚ ሓበሬታ ክትረክብን ክትካፈልን ትኽእል፤፣

ን ምውህሃድ ዝሕግዙ ዛዕባታት

Mobile app mockup
Get it on App StoreGet it on Play Store

ልዕሊ 100 ሓበሬታን ምልክታን

ነቲ ናይ ረፉጂኣንፎ Réfugiés.info ኣፕሊኬሽን ዳውንሎድ ግበርዎ

ብነጻ: ብቐሊሉ፣ንኹሎም ስደተኛታት ከምኡ’ውን ንዘሰንይዎም ሰባትን ዝዓለመሓበሬታ ኮይኑ፣ብቐሊሊ፣ ብ7 ቋንቋታት ዝተተርጎመን፣ ብጽምጺ ዝስማዕን፣ናብ ኩሉ ሼር ብምግባር ክባጻሕ ዝኽእል’ውን’ዩ።

ንኣፕሊኬሽንና ንምውራድ ዝሕግዝ ሊንክ ብመልእኽቲ ኣብ ቴለፎንኩም ክትመጽኣኩም እዩ። ኣይትሻቐሉ ቁጽርኹም ኣይዕቕቦን ኢና!

ክልተ ዓይነት ሓበሬታትታ

{{ዝርዝራት}} ናይ ቤት ጽሕፈታት መስርሕ

{{ ዝተዳለወ ዝርዝር }}ን ተግባር {{ሓበርቲ ዝርዝራት }}ሓባሪ

ብ ኸመይን መዓስን ን ረፉጂኣንፎ ትጥቐምሉ ?

ሓንሳብ ፣ወረቐት ናይ ዑቕባ ምስ ረኸብኩም፣ ሓያሎ ዝሳለጡ ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣለውኹም። ነዚ ድማ Réfugiés.info ወፉጂኣንፎ ፣ ዳማ ፣ዝሳለጥሉ ሓበሬታ የዳሉ። ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ሓያሎ {{ዝርዝራት}} ናይ ዝተፈላዩ ዛዕባታት ን l’intégration ወይ ንውህሃድ ዝሕግዝ መስርሕ ሓበሬታ ኣዳልይኩም እነሆ።

Réfugiés.info፣ ረፉጂኣንፎ ፣ ኣብ ኣከባቢኹም ኪንይኡን ዝካየድ ንጥፈታት ን ኽትረብሕሉ ዘኽእል መራሒ ሓበሬታ ብምሃብ ምስ département, ወይ ዞባኹም ብምትሕብባር ንስደተኛ ኣገልግሎት፣ ምኽሪን ሓገዝን ኣሰናይነትን ምስ ዝህባ ትካላት ተወሃሂዱ ይሰርሕ ። ኣብዚ ክስትውዓል ዝግብኦ: እዚ ፕላት ፎርም ተሓባባሪ ጥራይ ኮይኑ፣ ኣብ ገለ ዛዕባታት ደረቱ ውሱን እዩ።

እቲ ቆጸራ ንምሓዝ ኮነ ኣገደስቲ ፋይላት ንምስዳድ እትጥቀምሉ ቴልፎንም፣ በቶም ንሓገዝ ዘሰንይኹም ሰባት ከም ዘይረአ ወይ anonyme ወይ ኣንኖውን ናምበር ፣ እዩ ዝኸውን እዚ ማለት ቁጽርኹም ኣይቃላዕን እዩ።

ኣብ ረፉጂ ኣንፎ Réfugiés.info, ሓበሬታ፣ ብቐሊሉ ብ ቋንቋታት 7 ተተርጒሙ፣ ተሰማዒ እንተላይ ኮይኑ ዝቐረበ ኮይኑ፣ መግለጺ ሓበሬታን፣ ኮምንኬሽንን ወይ እንካን ሃባን መበሃሃሊ ዝሓዘለን፣ ከምኡውን ምስ ኣሰስታንስ ንምስራሕ ቀሊል ብዝኾነ ኣገባብ ዝተዳለወ እዩ።

ብነጻ ን ኽትጥቐምሎም ዝተዳለዉልኩም

ዝተፈላዩ ኣገባብ፣ ማለት ብ እንተርኔት ፣ ብ ድምጺ ብቪድዮ ከምኡውን ብ ወረቓቕቲ ዝዝርጋሕ ን ኣሽቱ ፕሮሸራንት፣ ብ ዝተፍላላዩ ቋንቋታት ኣዳሊናልኩም ኣሎና ፣ ን ኣብነት

ብነጻ ን ኽትጥቐምሎም ዝተዳለዉልኩም

Réfugiés.info ድሮ ብ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ተጠቐምቲ ኣለዎ

0

ኣብቶም ፋይላት ተዓዘቡ

0

እቶም ተጠምቲእቲ ትሕዝቶ ጠቓሚ ኮይኑ ረኺበሞ

0

እቶም ፋይላት ኣብ ውቕጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ተገምጊሞም እዮም

ሓደ ን ስደተኛታት ንምትሕብባር ቆሪጹ ዝተላዕለ፣ ኣዝዩ ግዱስ ፕላትፎርም እዩ

እቶም ኣዳለውቱ+755

እቶም ኣዳለውቱ

ኣብ ኣከባቢኹም፣ ስደተኛታት ንምሕጋዝ ዝኽእልሉ ዓውድታት ኣለልዩ

ሓለፍቲ ትካላት+587

ሓለፍቲ ትካላት

ንተጠቐምቲ ዝዓለመ ሓበሬታታት ኣብ ምቕማጥ ይተሓባበሩ

ስራሕ ኣካየድቲ ተጸዋዒ ኮሚቴ+20

ስራሕ ኣካየድቲ ተጸዋዒ ኮሚቴ

ብ ሰብ ሞያን ወለንተኛታትን ዝቖመ ኮይኑ፣ ኣብ ምጽሓፍ ፋይላት ናይ ምምሕዳርን ምስላጥን ዝዓዩ እዮም።

ተርጎምቲ+950

ተርጎምቲ

ነቲ ሓበሬታት ኣብ ኩሉ ንምብጻሕ ምእንቲ ክኽእል ምእንቲ ኣብ ምትርጓም ዝተጻምዱ እዮም።

ተርጎምቲ ኤክስፐርት+4

ተርጎምቲ ኤክስፐርት

ብ ወለንተኛታት ዝተተርጎመ ስርሓት፣ ምጽፋፍን ብቑዕነቱ ምርግጋጽን፣ ኣፍልጦም ምሃብን ይዓምም

ኣምባሳደራት+20

ኣምባሳደራት

ኣብ መንጎ ስደተኛታት፣ ን ስደተኛ ንምሕጋዝ ዝነጥፋ ኣካላትን መንጎኛ ብምዃን ዝዓዪ ኣካል እዩ።

ጸለውቲ ኣካላት+1

ጸለውቲ ኣካላት

.ትሕዝቶ ናይቲ ፕሮጀክት ፣ ን ተጠቐምቲ ስደተኛታትተቖርቆርቲን ተጣበቕቲን ካልኦት ከም ዝፍለጥ ምግባር እዩ

መርመርቲ ኣካላት+80

መርመርቲ ኣካላት

እቲ ተግባር ኣብ ተጠቐምቲ ከይበጽሐ እንከሎ፣ ብ ሞያዊ ዓይኒ ብምግምጋም፣ ኣድላዪ ምትዕርራያትን ኣርትዖን ዝገብሩ እዮም።

ኣባላት Réfugiés.info+9

ኣባላት Réfugiés.info

ምስ ኩሎም ተሓበርቲ ኣካላትን፣ መገብቲ ሓበሬታን ተጠቐምቲን ኣብ ምውህሃድ ናይቲ ፕሮጀክት ይሰርሕ።

ተመዝገቡ፣ ናባና ሳብስክራይብ ግበሩ

ንምዕባሌ Réfugiés.info ምክትታልን፣ ሓበሬታና ኣብ ግዚኡ ንኽበጽሓኩምን ምእንቲ ፣ ሳብስክራይብ ግበሩ

ኣብ ስልጠና ተመዝገቡ

ምጹና፣ ብ ኣካልን ብኢንተርኔትን ርኸቡና፣ ሕቶታኩም ክንምልስ ድሉዋት ኢና