ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር

እቲ ብ "réunification familiale" ወይ ምጥርናፍ ቤተሰብ ን ብምባል ዝፍለጥ መስርሕ፣ ነእቶም ፣ ከሰብቲ ናይ ቅተፈላለዩ ወረቐት ናይ ዑቕባ ንዘለዎም ሰባት ዝምልከት እእዩ፣ (ሕጋዊ ስደተኛ፡ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ኮይንኩም ስድራኹም ከተምጽኡ ክትጠልቡ ትኽእሉ ኢኹም
እዚ ድማ ናይ ውልቂ ወይ መሰልኩም ኣብ ፈረንሳ እዩ
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
ምጥርናፍ ስድራቤት ፡ክሕተት ዝግብኦም ቅድሚ፣ ምሕታት ዑቕባ ድሮ ዝነበሩን ናብ
ቤተሰብ ፣ ምዝጉባት ኣቐዲሞም ሓተትቲ ዑቕባ ቅድሚ ምሕታቱ ዝነበሩ ክኾኑ ይግባእ l’OFPRA ( ኣቐዲሙ ዝነበረ መርዓወይ ውላድ ቅድሚ ናይ ኦፍራ መልሲ ምርካብኩም l’OFPRA ወይ CNDA). ጥራይ ዝምልከት እዩ።
እንተደኣ ድሕሪ ናይ ዑቕባ ምሕታትኩም APRES ተመርዒኹም ምጥርናፍ ስድራቤት ኣይከኣልን እዩ፡ እንተኾነ ግን "ምጥርናፍ ስድራቤት"regroupement familial”" ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።ንምጥርናፍ ስድራቤት ኣብ OFII ስሚዩለተር al sur le simulateur de l’OFII.እንተኾነ ነዚ ኣብዚ ዘሎ ቀጥዒ ተማልኡ እንተኩኦይንም፣ ኣቐዲምኩም ተወከሱ

ስድራ ንምጥርናፍ ዝቐርብ ሕቶ longue et complexe ነዊሕን ዝተሓላለኸን እዩ። ፍሉያት መዐቀኒታትን ክኽተሉ ዘለዎም ሓያሎ ስጉምትታትን ኣለዉ። ካብ ማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ ሓገዝ ካብ ምሕታት ድሕር ኣይትበል፣ ኣድላዪ እንተኾይኑ።
> ኣንብብ፡ እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት “ምስ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ቆጸራ ውሰዱ”A lire : la fiche Réfugiés.info "Prendre rendez-vous avec un assistant social"

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ