ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1103 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምስራሕ ከም ነርስ ወላ ዲፕሎምኩም ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ወላ እንተኾነ
ምስራሕ ሞያ ነርስ ኣብ ፈረንሳ ከም ነርስ ክትሰርሕ ንኽትክእል ኣብ ፈረንሳ ተማሃር።
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን UE ዲፕሎም ዘለዎም
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ንምውሳድ ምስ እትደልዩ
ምስልጣን ብ DU Passerelle ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው
ምስልጣን ብ DU Passerelle ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ናይ ፈረንሳ ኮርስ ውሰዱ
ምጥላብ ሰርቲፊኬት መለክዒ ብቕዓት ወይ ፓስፖርት ናይ ሕብረተ ኤውሮፓ ስደተኛታት (EQPR)
ምርካብ እዚ ፓስፖርት ፣ ኣብ መበቆል ሃገርኩም ዝኾነ ዓይነት ዲፕሎም ናይ ትምህርቲ ወይ ናይ ሞያ እንተ ዘይብልኩም ኣብ ምርካብ ይሕግዝ (EQPR)
ምምሃር ተሓጋጋዚ ፋርማሲስት ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎምኩም ካብ UE ወጻኢ ምስ ዝኸውን
ተሓጋጋዚ ፋርማሲ (DEUST) ንምዃንን ኣብ ሆስፒታል ኣብ ምስራሕ ፍሉይ ሞያ ዘለዎን ስልጠና ምውሳድ
ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ
ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ/
ምምልካት ን ስኮላርሺፕ ወይ ገንዘባዊ ሓገዝ ንትምህርቲ ።
ምርካብ CROUS ገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት: ኣብ ማሕበራዊ መዐቀኒታት ዝተመርኮሰ ስኮላርሺፕ (BCS) ወይ ናይ ASAA ኣበል ንምቕባል ።

ምህላው ተኽእሎ ናብ ዲፕሎም ዩኒቨርሲቲ መጽናዕቲ (DAEU) ምክያድ
ምህላው ተኽእሎ ናብ ዲፕሎም ዩኒቨርሲቲ መጽናዕቲ (DAEU) ምክያድ ላዕለዋይ ትምህርቲ ክትሰርሕን የኽእለካ።
ምዃን ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ኣብ ፈረንሳ
ምዃን ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎማ፣ ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ክትሰርሕ ከም እትኽእል ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ።
ምስልጣን ናይ ኣመጋግባ ክኢላ ብምዃን ኣብ ፈረንሳ
ብኽመይ ናብ ትምህርቲ ብምምላስ ከም በዓል ሞያ ኣመጋግባ ብምዃን ን ኽትሰርሑ ምስ እትደልዩ ፣ ዝዓለመ ስልጠና እዩ።
ኣብ ፈረንሳ ኪነዮቴራፒስት ንምዃን ምስ እትደልዩ፣ ዲፕሎምኩም ካብ ናይ UE ወጻኢ እንተኮይኑ ።
ኣብ ፈረንሳ ብ ኸመይ ፊዚዮቴራፒስት ክትሰርሕ ከም እትመሃር ፍለጥ ዝዓለመ ስልጠና።
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ'université Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ከኣሉ።

ኣብ ፈረንሳ ናይ-እግሪ ሓኪም ንምዃን።
ከም ፔዲኪዩሪስት-ፖድያትሪስት ኮይኑ ክሰርሕ ንኽኽእል ንሰለስተ ዓመት ምምሃር የድሊ።
ምህላው ፋይል ናይ ተማሃራይ ማሕበራዊ ተቕዋም ትምህርቲ(DSE)
ምእንቲ ንስኮላርሺፕ ወይ CROUS ናይ ተማሃሮ መንበሪ ከተመልክት ንኽትክእል ናይ ተማሃራይ ፋይል (DSE) ምፍጣር ክትእሉ

ምስልጣን ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣብ ፈረንሳ፣ ካብ ናይ UE ዲፕሎም ወጻኢ ምስ ዝኸውን
ምስልጣን ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣብ ፈረንሳምስልጣን ፓራሜዲክ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ብኸመይ ከም እትመሃሩ ፍለጡ።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሴንት ደኒስ Saint-Denis ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Strasbourg
ምእንቲ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ምርካብ።

ኣብ l'université à Créteil ተመሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።

ምስራሕ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝኾነ ናይ ሕክምና ወይ ፓራሜዲካል ዲግሪ ዘለዎ ኣብ ክሊኒካዊ ምርምር ምስ ዝህልወኩም
ምእንቲ ከም ተሓባባሪ ክሊኒካዊ ምርምር (CRA) ወይ ቴክኒሻን ክሊኒካዊ መጽናዕቲ (TEC) ኮይኑ ምስራሕ
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ l'Université Lyon 2
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ l'Université Lyon 2 ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ Villetaneuse ቋንቋ ፈረንሳ ተመሃሩ
እንተደኣ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ንምቕጻል ተደልዩ፣ ዲግሪ ምርካብ ይከኣል ምዃኑን ኣገባቡን ዝሕብር ሰነድ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ l'université à Paris (5ème)
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ይከኣል።

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርትኻ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማኻ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous ፣ ንተመሃሮ ቀዳምነት ዝገበረን ተመጣጣኒ ዋጋ ዘካሪን ዕድል ንምጥቃም
ዳግማይ ምምሃር ኣብ ፈረንሳ መጽናዕቲ ምምሃር ሕክምና
ኣብ ፈረንሳ ከም ሓኪም፡ መሕረሲት፡ ሓኪም ስኒ ወይ ፋርማሲስት ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር።
ምውሳድ ጽዑቕ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ
ምርካብ ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ + ንጥፈታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ Jean Monnet à Saint-Etienne ጂን ሞኔት ኣብ ሴንት-ኢቲየን።

ምስታፍ ሓደ መዓልቲ ኣብ ሞያዊ ዓውደ-መጽናዕትታት ኣብ ስራሕ ምስኳዕ
ኣብ ስደት ንዝርከቡ ሰባት፣ ብመገዲ ዓውደ መጽናዕትታት ኣቢልካ ማሕበረ-ሞያዊ ውህደት ምጥጣሕ ዝዓለመ

ምርካብ ቅልጡፍ ስራሕ ኣብ ሞያ ክንክን ቆልዑ
ንምርካብ ስልተና ግብራዊ መምርሒ ስራሕን ኣፍልጦ ተመኩሮ ኣብ ሞያታት ቅድመ ቁልዕነትን።
ምዃን ኣብ ውልቀ ጽላት ተካኢ መምህር ብምዃን ምስራሕ
ምስልጣን ንምስራሕ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ተካኢ መምህር ብምዃን ምእንቲ ክትክእሉ