Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ UniR Universités & Réfugié.e.s

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1, B2, C1, C2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ቐጻሊ ተሳትፎዳርጋ 2 ሰዓት በብትርኢት
ዝርከበሉ መዓልቲሰሉስ, ሓሙስ

ኣበይ ?

ምስታፍ ኣብ ሞያዊ ዓውደ-መጽናዕትታት ምስኳዕ ኣብ ስራሕ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 mois

እንታዩ’ዩ ?

እዞም ብክኢላታት ሞያዊ ውህደት ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ዝምራሕ ዓውደ መጽናዕትታት ኮይኖም፣ ዕላምኦም ድማ፣ ን ኣብ እቲ ኣኼባ ዝሳተፉ ሰባትን ካልኦትን ፣ ኣብ ምድላይ ልምምድ ስራሕ፣ መደባት ስራሕ-መጽናዕቲ ኣብ ምፍላጥን ፣ ስራሕ ምርካብን ፣ ምዝገባ ዩኒቨርሲቲ፣ ሞያዊ ስልጠና ወዘተ ተጠቓልል።

ን ኣብነት ን 4 ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ናይ 2 ወርሒ መደብ ተታሒዙ ኣሎ፤

👉 ስርዓተ ትምህርቲ (CV) ጽሑፍ

👉 ናይ ገጽ ደብዳቤ ምጽሓፍ

👉ስራሕ ቃለ መጠይቕ (ምስ ውልቀ ቃለ መሕትት ምምስሳል) ምድላዋት ምስዳእ

👉 ነብሰ ተኣማንነትን ውሽጣዊ ጥንካሬን ምድላብ

ምፍላጡ ዝገድስ

ኣብ መወዳኣታ ናይቲ ስልተና ፣ ሓደ ሲቪ ይስርሓልኩም፣ CV ናይ ተበግሶ ደብዳቤ ትሕዙ፣ lግዝያዊን ቀዋሚን ስርሓት ናይ ምቑጻር ተኽእሎ እውን ኣለኩም

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዞም ናይ ሓባር ዓውደ መጽናዕትታት ማሕበረ-ሞያዊ ውህደትካ ክእለትኩም ፣ ኣደልዲልኩም ብምድላብ ተመክሮኹምን ከተጉልሑ ኣለኩም ።

እዚኦም ብክኢላታት ዓቕሚ ሰብ ዝምራሕ ዓውደ መጽናዕትታት እዮም፣

ነዚ ኣጋጣሚ ተጠቒምኩም ኩሉ ሕቶታትኩም ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብቲ ነፍሲ ወከፍ ዓውደ መጽናዕቲ 10 ሰባት ዘራኽብ እዩ። ተመኩሮኹም ምስ ካልኦት ተሳተፍቲ ክትለዋወጡን ከተካፍሉን ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

ምዝገባ ናይቶም ዓውደ መጽናዕትታት ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ ጠውቑ ፡ http://bit.ly/UniR-ateliers-pro

ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ብኢመይል =>

contact@uni-r.org ክትረኽቡና ድሕር ኣይትበሉ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
ammar bazzaziammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchinimeryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
unirorgunirorgኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ