ምምዝጋብ ኣብ ዩኒቨርስቲን

ኣብ ፈረንሳ ዩኒቨስርስቲ ናይ ምቕጻል ዕድልኩም ዘኽእል ናይ ትምህርቲ መድብ ን ምጅማር ወይ ንምቕጻል ዘኽልእል እዩ።
ኣብ ፈረንሳ 3 ዓይነት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣለዋ፤
መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት
ናይ ብሕቲ ዩኒቨርሲቲታት
ኣብ ፈረንሳ 3 ዓይነት ኣብያተ ትምህርቲ d’études supérieures ኣሎ :
- መንግስታዊ ዩኒቨርሲቲታት
- ናይ ብሕቲ ዩኒቨርሲቲታት
- ዓበይቲ መንግስታዊ ወይ ናይ ብሕቲ ኣብያተ ትምህርቲ።
ኣብ ፈረንሳ ሰማንያ ዝኾና ህዝባውያን ዩኒቨርስታት 80 universités publiques ኣብ ሓያሎ ቦታታት ን ኹሉ ዓውድታት ማለት (ሳይንስ፣ ጽሕፈት ፣ ቋንቋ ስለጥበብ ሰብኣዊ ሳይንስ ጥዕናን ስፖርቲን ወዘተን …)ኣገልግሎት ይህባ
እዞም ብመንግስቲ ፈረንሳ ዝምወሉን ኮይኖም ሃገራዊ ዲፕሎማታት (Bachelor’s, Master’s, Doctorate) የቕርቡ።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ንምምዝጋብ ቀንዲ ቅድመ ኩነታት
- ደረጃ ትምህርቲን ካልኣይ ደረጃ ወይ እውን ምሳኡ ዝመጣጠን (ዝወአዳእኩሞ ናይ ትምህርቲ ዓውዲ ከም ሰለኩም ምርግጋጽ ) ;
- እኹል ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምህላው : እዚ ዝያዳ ንምፍላጥ ኣብ (ሓበሬታ ደረጃ ቁጽሪ 1 ተወከሱ).
ብዛዕባ ዩኒቨርሲቲታትን ስልጠናታትን ንምፍላጥ ግዜ ወሲድካ (ደረጃ 3)፣ ንፋይልካ ዝኸውን ሰነዳት ድማ ኣቐዲምካ ኣዳልዎ (ደረጃ 4)።
ናይ ምዝገባ ዕለታትን ኣገባብ ምልኣኽ ፋይልን ከከም ዩኒቨርሲቲታትን ኮርሳትን ዝተፈላለየ እዩ: ናይ ዩኒቨርሲቲ ካላንደር ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ (ደረጃ 5)።
ክፍለጥ ዘለዎ !
ናይ ብሕቲ ዩኒቨርሲቲታትን ዓበይቲ መንግስታዊ ወይ ናይ ብሕቲ ኣብያተ ትምህርትን ፍሉይ ናይ ምዝገባ ኩነታትን ኣገባባትን መብዛሕትኡ ግዜ ድማ ክፍሊት ዝኽፈል ስልጠና ኣለወን። ቅድሚ ምዝገባ ምጅማርኩም ንሓበሬታ ንነፍሲ ወከፍ ትካል በበይኑ ክትረኽብዎ ይምከር።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ















