ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1103 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምቅያር ምምርሒ ፍቃድ ምዝዋር መኪና
ምስላጥ መምርሒ ፍቃድ መኪና ናይ ወጻኢ ሃገር ፣ ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ መምርሒ፣ ብኸመይ ከም ዝቕየር ምፍጣር።

ምሕላፍ ፈተና ምዝዋር መኪና ምልምማድን ብነጻ ምዝዋር
ምሕላፍ ፈተና ምዝዋር መኪና ምልምማድን ብነጻ ምዝዋር ከም ነጻ ዘወርቲ ኲንኩም ፣ንፈተና ናይ መምርሒ መኪና (permis B) ንምሕላም ምእንቲ ክትክእሉ
ምሕላፍ ፣ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ምስ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና
ኩሉ ክትፈልጦ ዘለካ ብዛዕባ ምሕላፍ ኮድን ፍቓድ መዘወሪ መኪናን (ፍቓድ B) ብደገፍ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና።
ምጉዓዝ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ Navigo ንምውሳድ
ምጉዓዝ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ Navigo ካርድን ምዝገባን ሜትሮ፡ ኣውቶቡስ፡ ትራም፡ RER፡ ባቡር፡ ኣብ ዞባ ፓሪስ ክትወስድ።
ምጥላብ ምጉዳል ዋጋ ኣብ መጓዓዝያ ኣብ ኢልደፍራንስ
ምጥላብ ምጉዳል ዋጋ 50 ክሳብ 100% ምጉዳል ምንእቲ ክትረኽቡ ።
መኪና ምምዝጋብ
ዋንነት መኪናኹም፣ ዘረጋግጽ ሰነድ ወይ ምስክር ወረቐት ንምርካብ ፣ ብኸመይ ከም እትረኽቦ ፍለጥ።
ንምዕዳግ መኪና
ንምዕዳግ መኪና ሓዳስ ወይ ኣብ ጥቕሚ ዝወዓለት መኪና ምምዝጋባን ውሕስነት ትገብረላን፡ ቴክኒካዊ መርመራታት ምክያድ..
ምርካብ ሓገዝ ብ Pôle emploi ዝኽፈል መምርሒ መኪና ፍቃድ
ምርካብ ሓገዝ ሓገዝ መምርሒ ፍቓድ መኪና፣ ናይ (catégorie B) Pôle emploi ፖለምፕልዋ፣ ነቲ ትምህርቲ ኮነ ን ፈተና ክኸፍልዎ ይኽእሉ እዮም
ምሕታት ፍቓድ መዘወሪ መኪና ንምህላው መስርሕ
ምርካብ ድሕሪ ፈተናኹም ብዓወት ምዝዛም እቲ ፍቓድ፡ ብቐጥታ ንምስራሕ ኣብ መርበብ ሓበሬታ France Titres ብኸመይ ከም እትኽእሉ ምፍላጥ
ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣

ምልቃሕ ገንዘብ ምእንቲ ንመውጻኢ ፍቓድ መምርሒ መኪና ዝኸውን
ምርካብ መምርሒ ፍቃድ መኪና ንምውጻእ ገንዘብ ልቃሕ ምርካብ ብዘይ ወy ሓንቲ ወለድ ናይ ገንዘብ፣ ብኸመይ ከም ዝከኣል ዝሕብር መስርሕ እዩ።

ስራሕ ዝኸውን ናይ መኪና ምዝዋር ፍቓድ ንምርካብ ንምሕላፍ
ትምህርቲ ፈረንሳን፣ውልቃዊ ደገፍን ብምግባር ፣ ናይ ምምራሕ ፍቓድ ብምርካብ ናብ ዓለም ስራሕ ንምስታፍ ዝዓለም እዩ
ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪና ኮድ ተመሃሩ
እዚ ናይ ክልተ ሚእቲ "200" ሰዓት ስልጠና ሕጊ ምምራሕ መኪና እንዳተመሃርኩም ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይኩም ንኸተመሓየሹ ኣዝዩ ይጠቕመኩምን ይሕግዘኩምን እዩ።

ምንቅስቓስ ኣብ ከተማ Clermont-Ferrand)
ምስ (T2C) ንኽትራኸቡ

ናይ መጓዓዝየ ጸገም ፣ መፍትሒ ንምርካብ
ማሕበር ሞቢልኢኮ ስማዊ ዋ ዋጋ መጓዓዝያታት ን ን ዝጽግሞም ንምሕጋዝ የቕርብ።

ምጉዓዝ ኣብ Clermont-Ferrand
ን ኣብ Clermont-Ferrand. ዘሎ ናይ ኣውቶቡስ ሓበሬታ ፈሎጥኩም ብቐሊሉ ንምጥቓም

ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት( ኮድ ደ ላ ሩት) ምምሃር፣
ኣብ ዞባ ብረታኝ (Bretagne ) ዝተዳለወ ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት ኮድ ደ ላ ሩት ምምሃር።

ኮድ ጽርግያ ናይ ምዝዋር መኪና ኣብ ፈረንሳ ተማሃሩ
ኮድ ቃላት ጽርግያን ንምምሕያሽ ስልጠና ምርካብ ምእንቲ ክንክእል።

ናይ መጓዓዝያ ደገፍ ምርካብ
ን ሰባት ኣብ መጓዓዝያ ሽግሮም ንምቕላል ዝሰርሕ መደብ

ናይ ምዝዋር መኪና ትምህርቲ ንምውሳድ ንሕግዝ
ናይ ምዝዋር መኪና ቀጥዒ ዝሕለፍ ገተና፣ ንምድላውን ብኸመይ ከም እትዝውር ኣስተምህሮ ንምሃብን ዝዓለም እዩ።

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምፍራም ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::

ምምልካት ናብ DCEM
ምምልካት ናብ DCEM ንወጻእተኛ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ዝኸውን ናይ ምዝውዋር ሰነድ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ኣመልክቱ።
ምጉዓቅ ናብ መበቆል ሃገርኩም
ምምላስ ናብ መበቆም "ውሑስ ኣካይዳ" ብኸመይ ከም እትረክብ ፍለጥ፣ ናብ መበቆል ሃገርካ ክትገይሽ ዘኽእለካ ሰነድ።
ኣብ ፈረንሳ ካብቲ ወጥሪ ዘለዎ ዞባ ወጻኢ ርጉእ መጽለሊ ንምርኻብ ምስ እትደልዩ
ናብ ካልእ ዞባ፡ ካብ Île-de-Franceን ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን ከምኡ ውን ኣብ ከተማታት ፈረንሳን ምግዓዝ።

ምርኻብ ካብ ዞባታት ንስራሕን ገዛንን ዘሎ ዕድል ንምርኣይ
ሓደ ስራሕን ገዛን ኣብ ኩሉ ቦታታት፣ ብሳላ ሞቢሊተ ጆግራፊ ዝበሃል መደብ

ምትግባር ውልቃዊ መደብ ፣ ገንዘባዊ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል ፍልጠት
ንምርካብ፣ ውልቃዊ ሓንቲ ትካል ንምፍጣር ፣ ወይ ማኪና ንምዕዳግ ፣ ወይ መምርሒ ፍቃድ ንምርካብ ኮነ ወዘተ ክኸውን ይኽእል
ናይ ምዝዋር መኪና ንኮድ ናይ መገዲ ፈረንሳ ተማሃሩ
ትምህርቲ ፈረንሳ ስነ-ቓላት ናይ መገዲ ኮድ ንምርዳእን ፍቓድ ምዝዋር መኪና ምስ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ንምሕላፍን
