ምጉዓቅ ናብ መበቆል ሃገርኩም
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansብመትከል ስደተኛ ብምዃንካ ናብ መበቆል ሃገርካ ክትምለስ ኣይፍቀደልካን እዩ። ኣብ ሃገርካ ሓደጋ ኣሎ ብዝብል መሰረት ዓለም ለኸ ሓለዋ ምሃብ።
ይኹን እምበር ፡ ሓደ ኣገዳሲ ምኽንያት ምስ ዘጋጥም ( i.e. ፍሉይን ግድን ዝኾነ ምኽንያት፡ ከም ኣብ ስድራቤት ሞት ወይ ኣብ ስድራቤትካ ዝሓመመ ሰብ ) ፡ "ውሑስ ኣካይዳ" ክወሃብ ይኽእል። እዚ ኣብ መበቆል ሃገርካ ክትጸንሕ ወይ ክትጓዓዝ ዘኽእለካ ሰነድ እዩ።
ንምርካብ ድማ፡ ኣገልግሎት ፕረፈክቸርን ኦፍፕራን ናብ ሃገርካ ክትምለስ ከለኻ እትወስዶም ሓደጋታት ንኽዕቅኑ፡ ሕቶ ናብቲ ፕረፈክቸር ክለኣኽ ኣለዎ።
ተጠንቀቕ!
ንሰበስልጣን ፈረንሳ ብዛዕባ መገሻኻ ዘይምሕባር፡ ናይ ስደተኛነት ደረጃ ክትስእን ክገብረካ ይኽእል እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
a mugnier
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
kerrianተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት