መኪና ምምዝጋብ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anኣብ ፈረንሳ ወይ ኣብ ወጻኢ ሃገር መኪና ገዚእካ እንተኾንካ፡ ክትምዝግባ 1 ወርሒ ኣለካ፡ "ግራጭ ካርድ" (ሕጂ "ምስክር ወረቐት ምዝገባ" ተባሂሉ ዝጽዋዕ) ድማ ኣለካ።
እቲ ናይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ከም መንነት ናይ መኪና ክውሰድ ዝኽእል ወግዓዊ ሰነድ እዩ።
ምፍላጡ ኣኣገዳሲ! :
እቲ ግራጭ ካርድ ኣብ ወሰን ጽርግያ ኣብ ዝግበር መርመራ ከተቕርቦ ዘለካ ኣገዳሲ ሰነድ እዩ። እንተዘይብልካ ክሳብ €750 የቕጽዕ፡ መኪናኻ ድማ ካብ ምንቅስቓስ ክትስእን ተኻሎ ኣላዋ።
መኪና ምምዝጋብ ከከም ዕድመ ናይታ ተሽከርካሪት፡ ሓይላ፡ ልቀት CO2፡ ዞባ ተለዋዋጢ ዋጋ ኣለዎ sur ce simulateur en ligne.
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
መኪና ንምምዝጋብ ዝግበር ኣገባብ ድሕሪ ሕጂ ኣብቲ ፕረፈክቸር ዘይኮነስ en ligne sur le site de l'ANTS. ፡ ኣ
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
a mugnier
noorተርጓሚ/ሚት
houssam kokachተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት