ምርኻብ ካብ ዞባታት ንስራሕን ገዛንን ዘሎ ዕድል ንምርኣይ
ምስ ቴኻሶስ Thrasos
ኣዳላዊ Habitat et Humanisme ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansThrasos ፣ ኣብ ኢንደፍራንስ እትነብሩን ፣ ን région parisienne ፓሪስን ከባቢኣን ክሓድጉ ንዝደልይዩን ዲኹም ? እብ ሞያ ናይ (ህንጻ፣ ቀረብ ኣቑሑ፣ ሕርሻን ረስቶራንትን ) ምስራሕ ከ ትደልዩ ዶ? Thrasos construit ዝተባለ ትካልና፣ ኣብ ኩሉ ፈረንሳ ምእንቲ ገዛ፣ ስልጠናን ስራሕን ንኽትረኽቡን ካምኡ እውን ማሕበራዊ ደገፍን ብምግባር ከሰንየኩም እዩ። .
እንተደኣ ዘገድሰኩም ኮይኑ። ብ ኢመይል ናብ refugies.thrasos@habitat-humanisme.org ኢልኩም ጸሓፉልና
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
nalothmanተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
houssam kokachተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት