Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifብቅዓት = ክእለትምስ Avec Intégracode ኣብ ናይ 23 ክፍልታት

ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና

ምስ ምስ Avec Intégracode

Réseau Mob'In Franceኣዳላዊ Réseau Mob'In France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

እዚ ስልጠና ወይ ትምህርቲ ናይ 200 ሰዓታት ዝወሃብ ስልጠና ዝውሃብ ኮይኑ፣ (ን ከባቢ 12 ሰሙናት ዝወሃብን) ንምጽናዕቲኣገደስቲ ቓላት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ ተጠቓልል፣ ከም ዝፍለጥ እዚ ምጽናዕ እቲ ኮድ ናይ መገዲ ንምውጻእ መምርሒ ፍቓድ ንምውጻእ ካብ ክማላይ ዘለዎ ቕድመ ኹነት እዩ።

ንስኹም እውን ፣ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ ምስ ኣረጋገጽኩም ፣ ምድላው ንምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪና auto-école. ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም፣።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምእንቲ እቲ ንፈተና ንምድላውን ንምልሕላፍን፣ ክሕግዙና ኣብ ሕጊ ምምራሕ መኪና ዝጠቕሙ ፍሉያት ቃላትን ሓረጋትን ንምፍላጥ ዝሕግዙ ክንሽምድ ዶምን ይግበኣና እዩ፤

ኣብ መደባትና ብምስታፍ፣ መዓልታዊ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ን መዓልታዊ ህይወት ዝኸውን ኣማሓይሹ።

ከምኡን ውን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ ብምምሕያሽን እናከኣልኩም ስርዓታት ዜግነት (ክብርታት ሪፓብሊክ፡ መሰላትን ግቡኣትን ዜጋ) ብምምሃርን ኣብ ግዝኣትካ ዝያዳ ርእሰ-ምምሕዳርን ምንቅስቓስን እትኽእሉ ምዃን እውን ትመሃሩ።

ከመይ ንገብሮ?

ከምኡው ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዞባ ዘለዉ ወከልትና ንምርካብ እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስነ ካርታ ብግቡእ ተዓዚብኩም ዝርከቡሎም ቦታታት ክትፈልጥዎን ክትረኽብዎምን ትኽእሉ ኢኹም፣

ምፍላጥ ዘገድስ! ኣስተውዕሉ፣ መደብና ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን መላት ኣብ ኢልደፍራንቸ Ile-de-France.የብልናን

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

19 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
yassin bazzaziyassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
etteilujetteilujተርጓሚ/ሚት
tetianahtetianahተርጓሚ/ሚት
integracodemobinintegracodemobinኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
maude-mob'inmaude-mob'inተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት