ኣገደቲ ሓበሬታ
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ኩነታት
ኣበይ ?
ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
እቲ Le titre de voyage pour étranger (TVE) ናይ መገሻ ሰነድ ንወጻእተኛታት ንተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ (ስደተኛታት፡ ተጠቀምቲ ንኡሳን ሓለዋ፡ ሃገር ዘይብሎም ሰባት) ዝተሓዝአ ሰነድ ኮይኑ፡ ካብ ፈረንሳ ወጻኢ ምጉዓዝ ዘፍቅድ እዩ de voyager à l’étranger. ።
እዚ ከም ፓስፖርትን መንነት ሰነድን ክውዕል ይኽእል።
- እዚ le TVR : ንናይ ስደተኛ titre de voyage pour réfugié
- እቲ ብ le TIV : ነቶ ወረቐት ዘለዎም dን ጉዕዞን ን ሰደድ ናይ protégé subsidiaire
- እቲ le TVA :de voyage pour apatride. ዝበሃል ንውሽጢ ዓዲ ምንቅስቃስ ዘገልግል
ከምኡውን ንትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝኸውን ናይ መገሻ ሰነድ እውን ኣሎ፣ እዚ ድማ ብተወሳኺ ሰነዳት ክስነ ኣለዎ (ኣብ ታሕቲ ናይቲ ገጽ "ምስ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ምጉዓዝ" ርአ)።
እቲ ናይ መገሻ ሰነድ ናብ ዓድኻ ክትምለስ ፍቓድ ኣይህበካን እዩ። እንተዘይኮይኑ ደረጃኻን ፈረንሳ እትህቦ ሓለዋን ክትስእን ዝገብር ሓደጋ ኣለካ።
> ኣንብብ፡ እቲ Réfugiés.info ዝብል ናይ ሓቂ ወረቐት "Voyager dans son pays d’origine" "ኣብ መበቆል ሃገርኩም ምጉዓዝ።
ናብ ፈረንሳ ምስ ናይ ጉዕዞ ሰነድኩም ክትምለስ ትኽእሉ ኢኹም፣ ገና ቅኑዕ እንተኾይኑ ጥራይ (ብዘይካ እቲ ቫትTVA እዚ ንዓበይቲ፣ ብመንበሪ ፍቓድ ክስነ ይግብእ)።
እቲ ናይ ጉዕዞ ሰነድ ብፕረፈክቸር ዝወሃብ ኮይኑ ቅኑዕ እዩ፤
- 4 እቲ ናይ ጉዕዞ ሰነድ ብፕረፈክቸር ዝወሃብ ኮይኑ ቅኑዕ እዩ፤
- 5 ዓመት ናይ ነባሪ ካርድ እንተሃልዩካ (10 ዓመት)
- 1 ዓመት ንውላድ ስደተኛ፣ ንኡስ ሓለዋ ዝግበረሉ ሰብ ወይ ሃገር ኣልቦ ሰብ እንተተዋሂቡ።
እንተደኣ ንመጻኢ መገሻታትኩም ክትውጥኑን እንተወሓደ ቅድሚ ምብጋስካ 3 ወርሒ ሕቶኹም ከተቕርቡን ይምከር።
ኣብ ቀረባ እዋን ዝገዓዝኩም ወይ ኣድራሻኹም ቀይርኩም እንተኾይንኩም፡ ቅድሚ ናይ መገሻ ሰነድኩም ምምልካትኩም፡ መጀመርያ ንANEF ብዛዕባ ለውጢ ኩነታት ከተፍልጡ ኣለኩም።
> ኣንብብ፡ እቲ Réfugiés.info ዝብል ናይ ሓቂ ወረቐት "ምእዋጅ ለውጢ ኩነታት ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF)"> A lire : la fiche Réfugiés.info "Déclarer un changement de situation sur Étrangers en France (ANEF)" ።
ከመይ ንገብሮ?
እዞም ሰነዳት ብኤሌክትሮኒካዊ ቨርጊን ወይ ዓይነት ስሪት የድልዩኻ፤
- እዚ la carte de séjour ዘይወደቐ መንነት ወረቐት
- ሓደ ናይ መንበሪ ሰነድ ናይ ገዛ 6 ወርሒ(ናይ ቴለፎን ፋክቱር , ናይ ኤለትሪክ ወይ ናይ ኢተርኔት ሰነድ፣ ናይ ገዛ ክራይ ሰነድ ) ወይ ሓደ une attestation d'hébergement ምስ ካርድ ናይ ናይ ዘንብረኩም ወይ ዘሕድረኩም ሰብ ክኸውን ይኽእል።
- 2 ፎቶኮፒ ናይ ወግዓዊ conformes aux normes, ምስ እናይ ኮዱ
- ሓደ timbre fiscal ዝበሃል ቴምብር (ኣብ ካልእይ ደረጃ ሓበሬታ 2 ረአ).
ን ኹሉ ሰነዳትኩም ብሓደ ብ ኸመይ ከም እትገብርዎ ን ኽትሪኡ ኣብዚ cette page ጠውቑ :
- ናይ ውልቅኹም ኩነታ ምስ "afficher les informations personnalisées" ዝብል ምምላእ
- እቲ ናይ ጉዕዞ ሰነድ ን ዓበይቲ ድዩ ወይ ንንኣሽቱ "Documents à fournir" ኣረጋግጹ
እቲ ናይ ጉዕዞ ሰነድ ንትሕቲ ዕድመ ቆልዓ un enfant mineur, ዝምልከት እንተኾይኑ ካልኦት ሰነዳት ይሕተቱ፣ ንኣብነት:
- ወላዲ ናይቲ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ዘረጋግጽ ሰነድ ምህላው
- ስልጣን ወለዲ ዘረጋግጽ ሰነድ (ካብ ምስክር ወረቐት ሓዳር ዝተቐድሐ፣ ወይ ፍርዲ ፍትሕ፣ ወይ ውሳነ ውሳነ ቤት ፍርዲ ብዛዕባ ስልጣን ወለዲ፣ ወይ ትእዛዝ ምፍልላይ፣
- ወይ ቅዳሕ ናይቲ ስልጣን ወለዲ ዝውክል ውሳነ ቤት ፍርዲ ወዘተ)።
ምስ ደረጃታት ዝሰማማዕ ናይ መንነት ስእሊ ምስ ኢ-ፎቶ ኮድ - ናይ ኣድራሻ መርትዖ ወይ ትሕቲ 6 ወርሒ ዝዕድሚኡ ናይ መንበሪ ኣዋጅ ብስም ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ
- እቲ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ኣብ ትሕቲ ሓለዋ ኦፍፕራ ከም ዝኣተወ ዘረጋግጽ ዝኾነ ሰነድ ወይ ባእታ ( እንተሃልይኩም፣ ወይ እውን ንሱ እንተኮይኑ ክህልወኩም ዘለዎ)
> ኣብ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት ኣንብብ፡ "ንሓደ ሰነድ ስካን"።
>ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ Réfugiés.info : "Scanner un document" ዝብል ንበቡ
ካብ ፕረፈክቸር ናይ መገሻ ሰነድ ኣብ እትእበልሉ መዓልቲ፡ ናይ ግብሪ ማሕተም ከም ዝኸፈልኩም ከተረጋግጽ ኣለካ (ምስ መርትዖ ናይ ምኽፋል ቀረጽ ማሕተም)፤
- 45 € እንተደኣ ናይ (10 ) ኮይኑ ካርድኹም
- ወይ 40 € እንተደኣ ናይ (4 ዓመት). ዑቕባ ድማ ይኽፈሎ
- 15€ እንተደኣ ናይ ስደተኛ ወረቐት ዘይብሎም ስደተኛታት ኮይንኩም፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ timbres.impots.gouv.fr ወይ ቤት ጽሕፈት bureau de tabac እዩ ዝርከብ
> እዚ ድማ ኣብ ዘነድ ናይ : la fiche Réfugiés.info "Acheter un timbre fiscal"
ፋይልኩም ብፖስታ፡ ብኢመይል ወይ ብቐጥታ ናብቲ ፕረፈክቸር ዝቐርብ ሕቶታት ድሕሪ ሕጂ ተቐባልነት የብሉን። ነቲ ናይ ጉዕዞ ሰነድ ኣብ መርበብ ሓበሬታ Étrangers en France (ANEF) ከተመልክቱ ወይ ከተሐድስዎ ኣለኩም፤
http://administration-etrangers-en-france.interieur.gouv.fr/
- ኣብ እቲ "Je demande un document de voyage" ዝብል ጠውቑ
- ኣብቲ እቲ "ሓደ ሰነድ ናይ étranger bénéficiaire de la protection internationale (TVE)" ሽዑ cliquez sur "Je continue"
- ኣብቲ "Moi-même" ከምኡውን ዝብል "Je continue"ጠውቑ
ብድሕሪኡ ናብ ናይ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ኣካውንትካ ክትኣቱ ኣለካ። votre compte Étrangers en France (ANEF)
> ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ Réfugiés.info ፋይል “ኣብ Étrangers en France (ANEF) ውልቃዊ ኣካውንት ምኽፋት ከም ዝከኣል ርአ።
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ሕቶ፡ ናይ ተቐማጢ ገንዘብ መረጋገጺ ብኢመይል ይለኣኽን ኣብ ውልቃዊ ሕሳብኩም ክርከብን እዩ።
ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ነቲ ሕቶ ድሕሪ ምቕራብካ ፡ ፋይልካ ከመይ ይኸይድ ከምዘሎ ንምፍላጥ ምስ ናይ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ኣካውንትካ ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ።
ኣብቲ ፕረፈክቸር ናይ ጉዕዞ ሰነድኩም ድሉው ምስ ኮነ ናይ ጽሑፍ መልእኽትን ኢመይልን ክመጸኩም እዩ። ማሕተም ግብሪ ሒዝካ ክትመጽእ ኣለካ።
ንመጀመርታ ሕቶኻ ገና መልሲ እንተዘይረኺብካ ዳግማይ ምምልካት ትርጉም የብሉን። ድርብ ሕቶ ፋይልኩም ከዕግተሉም ይኽልእ እዩ።
ብድሕሪኡ’ከ ?
እቲ ናይ መገሻ ሰነድ ንወጻእተኛታት (TVE) ካብ ፈረንሳ ወጻኢ ክትገሹለን እትኽእሉ ሃገራትን ክትገሹለን ዘይግብኣኩም ሃገራትን ዝሕብርን እዩ። እዚ ናይ ጉዕዞ ሰነድ ማ መንበሪ ወይ ካርድ ሰጁኽኩም ብሓንሳብ ተሰንዩ እዩ ዝሰርሕ። እዚ ምኳኑ ክፍለጥ ኣለዎ።
- ኣብ ቀዳማይ ገጽ ዘሎ ሓበሬታ እቲ “ እዚ ሰነድ እዚ ንኹለን ሃገራት የግይሽ ብዘይካ ” እዘን ስስዕባ ዝብል ተጻሒፉ ኣሎ፣ እዚ ማለት ነዚ ናይ መገሻ ሰነድ ሒዝኩም ናብዛ ሃገር ምኻድ ክልኩል እዩ። ኣብ መበቆል ሃገር ከምኡውን ኣብ ገለ ገለ ግን ካልኦት ነት ሰነድ ዘይቅበላን እየን።
- ኣብዘይ ናይ ሸንገን ውዕለ ዘለወን ሃገራት ግን ክትከይድ ትኽእል ኢኻ። l’espace Schengen ብዘይ ቪዛ
- ብተወሳኺ፣ ናብ መብዛሕትአን ካልኦት ሃገራት ወጻኢ ብቪዛ ምኻድ ይከኣል እዩ ኢኻ። ቪዛ ዘድልየካ እንተኾይኑ ንምፍላጥ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣብ “ምኽሪ ጉዕዞ” ዝብል ክፍሊ ናይታ ዝምልከተን ሃገርራት ዝምልከት ሓበሬታ ርአ።“Conseils aux voyageurs” du site du ministère des affaires étrangères.
ገለ ሃ ዝተወሰና ሃገራት ንምኻድ፡ ካብቲ ናብ ፈረንሳ ክትምለስ ዝወጠንክምሉ ዕለት ድሕሪ ሓያሎ ኣዋርሕ ጌና ዘይወደቕወይ ዝሰርሕ ሰነድ መገሻ ክህልወኩም ግዴታ እዩ።
ንመጀመርታ ግዜ ናይ መንበሪ ፍቓድ récépissé de première demande መመልከቲ ወረቐትን ን ክትገሹ ኣይፈቅድን እዩ።
ኣብ መስርሕ ምሕዳስ ዘሎ ንመንበሪ ፍቓድካ récépissé de renouvellement ዝቐርብ ቅብሊት ክትጓዕዘኩም ይኽእል እዩ ፣ ምስቲ ናይ ቀደም መንበሪ ፍቓድ እንተተሰኒዩ ክኸውን ኣለዎ።
እቲ ናይ ወጻኢ መገሻ ሰነድ (TVE) ካብ ፈረንሳ ወጻኢ ክትጓዓዝ ዘኽእለካ ኮይኑ፡ ካብኣ ዝተኸልከለ ሃገር ወይ ሃገራት ዝሕብር እዩ።
ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ መመልከቲኹም ምስ ኣቕረብኩም፡ መመልከቲኹም ከመይ ይኸይድ ከምዘሎ ንምፍላጥ ናብ ናይ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ኣካውንትኩም ክትኣትዉ ትኽእሉ ኢኹም።
- .ኣብ ቀዳማይ ገጽ ናይቲ ናይ ጉዕዞ ሰነድ “ብዘይካ ንኹለን ሃገራት ዝተዋህበ ሰነድ” ዝብል ጽሑፍ ኣሎ፣ እዚ ማለት ነዚ ናይ ጉዕዞ ሰነድ ሒዝካ ናብዛ ሃገር ምኻድ ክልኩል እዩ። መብዛሕትኡ ግዜ መበቆል ሃገር ጥራይ እያ ኣብ ገለ ገለ ግን ካልኦት ሃገራት ክህልዋ ይኽእላ እየን።
- ብዘይ ቪዛ ናብ ሃገራት ሸንገን ክትከይድ ትኽእል ኢኻ።
ናብ መብዛሕትአን ካልኦት ሃገራት ወጻኢ ብቪዛ ክትከይድ ትኽእል ኢኻ። l’espace Schengen - ቪዛ ዘድልየካ እንተኾይኑ ንምፍላጥ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣብ “ምኽሪ ጉዕዞ” ዝብል ክፍሊ ሓበሬታ ሃገር ርአ። site du ministère des affaires étrangères.
ናብ ዝተወሰና ሃገራት ንምጉዓዝ፡ ድሕሪ እቲ ናብ ፈረንሳ ክትምለስ ተሓሲቡ ዘሎ መዓልቲ ንሓያሎ ኣዋርሕ ገና ዝጸንሕ ናይ ጉዕዞ ሰነድ ምህላው ግዴታ እዩ።
ኣብቲ ፕረፈክቸር ናይ ጉዕዞ ሰነድኩም sms et un mailድሉው ምስ ኮነ ናይ ጽሑፍ መልእኽትን ኢመይልን ክመጸኩም እዩ። ምስቲ ናይ ግብሪ ማሕተምን ምስቲ ናይ ቀደምን ግዜኡ ዝሓለፎን ናይ መገሻ ሰነድካን ክትመጽእ ኣብ እትኸድሉ እዋን እቲ መዓልቱ ዝሓለፈ ፓስፖርትኹም ሒዝኩም ኢኹም እናቲ ሓድሽ እትቕበሉ
ንመጀመርታ ግዜ ንመንበሪ ፍቓድን ድፕሊኬትን ፎቶኮፒ ዝምልከት መምርሒ ዘናውሕ ሰነድ ክትጓዓዝ ኣይፈቅደልካን እዩ።
ንመምርሒ ምሕዳስ መንበሪ ፍቓድ ዘናውሕ ሰነድ፡ በቲ ናይ ቀደም መንበሪ ፍቓድ እንተተሰኒዩ፡ ክትጓዓዝ የኽእለካ።
ኣብ ምስ ትሕቲ 18 ዓመት ህጻን ንምጉዓዝ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ናይ መገሻ ሰነድ ከተመልክቱ ኣለኩም :
- “ናይ ጉዕዞ ሰነድ ይሓትት” ዝብል ጠውቕ።
- “ኣህጉራዊ ሓለዋ ተጠቀምቲ ዝኾኑ ወጻእተኛታት ዝኸውን ናይ ጉዕዞ ሰነድ (TVE)” ዝብል ሳጹን ምልክት ብምግባር “ይቕጽል” ዝብል ጠውቕ።
- ኣብታ “ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ” እትብል ሳጹን ምልክት ግበር፣ ድሕሪኡ ኩነታትካ እሞ “ይቕጽል” ዝብል ጠውቕ።
ናይቲ ህጻን ናይ ጉዕዞ ሰነድ ኣብቲ ፕረፈክቸር ድሉው ምስ ኮነ ናይ ጽሑፍ መልእኽትን ኢመይልን ክመጸካ እዩ። ማሕተም ግብሪ ሒዝካን በቲ ዝምልከቶ ቆልዓ ተዓጂብካን ክትመጽእ ኣለካ።
እቲ ብካፍ CAF ዝለኣኾ ገንዘብ “"prestation” ወይ “ሓገዝ” ወይ’ውን “ኣበል aide” ይበሃል። ካብ ካፍ ሓገዝ ዝረክብ ሰብ “ተጠቃሚ" allocataire" ” ይበሃል።CEM ነቲ ትሕቲ ዕድመ ናብ ፈረንሳ (ወይ ናብ ደጋዊ ዶባት ከባቢ ሸንገን ) "Faire une demande de DCEM"ክምለስ የኽእሎ ።
እንተ ኣድራሻ ቀይርኩም ፡ ኣብ ሰነድ መገሻኻ ዘሎ ኣድራሻ ክትቅይሮ ኣየድልየካን እዩ።
እንተኾነ ግን ኣድራሻኻ ኣብ ናይ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ኣካውንትካ ከተመሓይሽዎ ኣለኩም።
ድሕሪኡ ምስቲ ሓድሽ ኣድራሻ ናይ መገሻ ሰነድ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም ትኽእል ኢኻ።
> ንዝያዳ ሕእበሬታ ኣንብብ፡ እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት፡ “ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታት ኩነታት ለውጢ ምእዋጅ (ANEF) ”
21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ




















