ምሕላፍ ፣ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ኣብ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 moisእቲ B ፍቓድ ዝፍለጥ መምርሒ ን ካብ 3.5 ቶን ዘይበዝሕን ዝበዝሐ 9 ወንበር ዘለዋን ተሽከርከርቲ ምዝዋር ይኽእለኩም ። ከምኡውን ቀሊል ማለት 125cc ሞተር ሳይክል ወይ 3 ኣእጋር ዘለወን ጎማ ስኩተር ምዝዋር እውን የኽእል።
ፍቓድ B ንምርካብ ክልተ ኣገባባት ኣለዉ፤
- ክልሰ-ሓሳባዊ ፈተና (ኮድ ጽርግያምሕላፍ)
- ግብራዊ ፈተና (ምዝዋር መኪና ምኽኣል)።
ነዚ ንምውሳድ ዕድሜኻ 17 ዓመትን ልዕሊኡን ክኸውን ኣለዎ፡ እንተኾነ ግን ካብ 15 ዓመት (ኣቐዲምካ ምዝዋር መኪና ምምሃር) ወይ 15 ዓመት (ክላሲክ ትምህርቲ) ጀሚርኩም ነቲ ኮድ ክትምዝገብ ይከኣል እዩ።
ድሮ ኣብ መበቆል ሃገርካ ወይ ኣብ ካልእ ሃገር ፍቓድ መዘወሪ መኪና እንተረኺብካ፡ ዳግማይ ፈተና ከይወሰድካ፡ ንፈረንሳዊ ፍቓድ ምልዋጡ ክትሓትት ይከኣል እዩ። እዚ ግን ንኹለን ናይ ወጻኢ ሃገራት ኣይምልከትን እዩ። ኣብዚ ወረቐት ኣብ ምልውዋጥ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ዘለዉ ኩሎም ቅድመ ኩነታት ርኸቡ።
ኣገዳሲ!
ምፍላጡ ዘገድስ!: እንተደኣ ድሮ ኣብ መበቆል ሃገርካ ወይ ኣብ ካልእ ሃገር ፍቓድ መዘወሪ መኪና እንተረኺብኩም፡ ዳግማይ ፈተና ከይወሰድኩም፡ ንፈረንሳዊ ፍቓድ ምልዋጡ ክትሓትት ይከኣል እዩ። እዚ ግን ንኹለን ናይ ወጻኢ ሃገራት ኣይምልከትን እዩ። ኣብዚ ወረቐት ኣብ ምልውዋጥ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ዘለዉ ኩሎም ቅድመ ኩነታት ርኸቡ።
> ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ Réfugiés.info Échanger le permis de conduire
እንተደኣ ዚ ናይ ፍቓድ ምልውዋጥ እንተዘይተኻኢሉ፡ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ከይሓዝካ ኣብ ፈረንሳ ዳግማይ ፈተና ክትወስድ ከም እትኽእል ፍለጥ: ከም “ናጻ ሕጹይ”ተመዝገቡ። >ንዝያዳ ሓበሬታ ኣዚ ተወከሱ Réfugiés.info Passer le permis de conduire en candidat libre

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
a mugnier
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት