Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ መኪና ፍቓድ B ምህላው

ን መኪናኹም ውሕስነት ንምእታው

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

መኪና ምስ ገዛእኩም ፣ ምውሓስናይ ግድን እዩ። ብእኡ ድማ ዝኾነ ሓደጋ ኣብ ንብረት ( መኪናኹምእንተተባላሽያ ወዘተ…) እንተላይ / ወይ እውን መቑሰልቲ (ማህረምቲ …) ብ መኪናኹም ፣ ምስ ዝኽሰት

i ክፍለጥ!
ዘለዎ :ነዚ ብዝምልከት እብ Réfugiés.info : ተዓዘቡ

- Passer le permis de conduire avec une auto-école - Passer le permis de conduire en candidat libre - Échanger son permis de conduire- Acheter une voiture

i እቲ ናይ መድሕን ወይ ናይ ኣሹራንስ ግድነት ፣ነዘን ዝስዕባ ተሽከርከርቲ እዩ

  • እቲ ናይ ድሕነት ኣሹራንስ መድሕን፣ (ዋላ ነቲ ብዘይ መምርሒ መኪና እትዝውርዎ መኪና ትኹን ) እውን እንተኾነ
  • ከምኡውን ን 2 ወይ 3 ተሽከርከርቲ (ሞተር ወይ ስኩተር ) ከምኡ እውን “mini-motos ወይ ንኣሽቱ ሞቶታት ”

ናይ ውሕስነት መኻይንኩም ምርግጋጽ ወትሩ እዩ ክፍጸም ዘለዎ ፣ ነታ መኪና (ወላ ን ዘይትንቀሳቐስ ትኹን ፣ ወይ እውን ወላ ሳሕቲ እንትቀሳቐስ ትኹን !)

i ምፍለጥ ዘለዎ። እንተደኣ መኪናኹም ዘየውሒስኩም ፣ እብ ዓቢ ሪስክ ኢኹም እትኣትዉ !
- ክሳብ ናይ 3 750 €ዩሮ መቕጻዕቲን ከምኡ ውን ናይ መምርሒ ፍቓድኩም ምምንጣልን ፣ መኪናኹም ምሕዳግን እውን ይበጽሕ።
- እንተደኣ ሓደጋ ፈጺምኩም፣ እቲ ነቲ ግዳይ ዝኽፈል መቕጻዕቲ ኣዝዩ ኣዝዩ ክቡር እዩ።r (ኽፍሊቱ) ስለዚ ተጠንቀቑ !

ከመይ ንገብሮ?

ካብ መንጎ እቲ ሰለስተ ዓበይቲ ምድባት ናይ መድሕን ፣ እቲ ክትከፍልዎ እትኽእሉ ምረጹ

  • ጠቕላላ መድሕን : ኣዚ ዓይነት መድሕን (ይኸፍል ) እንተደኣል መኪናኹም ምስ ካልእ ሰብ ብምግጫዋ ዝስዕብ ዕንወት የሕዊ። ብ ኣንጻሩ ኣንተደኣ ንስኹም እናዘወርኩማ ን ገዛእ ራስኹም ሓደጋ ወሪዱ ግን ኣይከፍልን እዩ።
  • ናይ ሳልሳይ ኣካል መድሕ፣ አዚ ዓይነት መድሕን እዚ ን ካብ ሳልሳይ ኣካል ዝወርድ ሓደጋታት ንኣብነት ከም እኒ ም መስረቕቲ ፣ ምቅጻል ሓዊ ፣ ብውጽሕጅ ምውሳድ ወዘተ … ዝኸውን እዩ
  • ናይ ኩሉ ሓደጋታት መድሕን። እዚ ጠቕላላ መድሕን እዩ ። እዚ ኣብባኹምን ኣብ ካልኦትን ዝወርድ ሓደጋታት፣ ዘውሕስ እዩ ።

i ክፍለጥ ዘለዎ! :እቲ መድሕን ናይ ሳልሳይ ኣካል ንኽህልወኩም እንተወሓደ እትዝውሩ ክትኮኑ ኣለኩም !

እቲ ናይ መድሕን ውዕል ኮንትራት “ምግዛእ ” (መዝገባ ) ኣብ እዞም ዝስዕቡ ትካላት ንኣነት

  • ወኪላት ናይ ሓፈሻዊ መድሕን
  • መንጎኛታት
  • ባንክ
  • ን መድሕን ኣሰነይቲ ኣካላት

ብዙሓት ወኪላት ብምብጻሕ ፣ እቲ ዝሰማምዓኩም ምረጹ

i ክፍለጥ ዘለዎ! ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ፣ እቲ ናይ መድሕን ድርጅት። ን ጠለብኩም ክነጽጎ ይኽእል እዩ ፣ ብገለ ምኽንያታት ን ኣብነት፣ እንተደእ ናይ ዝሓለፈ ታሪኽ ናይ ሓደጋኹም ኣስጋኢ ኾይኑ ወዘተ። « ምንጻግ መድሕን » ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ተወከሱ Bureau central de tarification (BCT).

እዚኦም እዮም እቶም መሰረታውያን ቀጥዕታት ን ምህላው ውዕል።

  • እቲ እትደልይዎ ዓይነት ውዕል ምምራጽ
  • ብመሰረት እቲ ኣብኡ ዘሎ ቀጥዕታት መልሱ። ኣንተደኣ መኪናኹም ንስራሕ ትርቀሙላ ኴይንኩም፣ እንተደኣ ሓደሽቲ ዘወርቲ ኴይንኩም ወይ፣ ሓደጋ ፈጺምኩም ትፈልጡ እንተኲይንኩምን ወዘተ…?)
  • እቲ ቀረባት ኣገልግሎቶም ናይቲ መድሕን ድርጅት ኣጽንዕዎ። እዞም ዝስዕቡ ንገራት ከጠቓልል ኣለዎ። መደብ ናይ ውዕል። ሓበሬታ ኣብ ዓይነታት መድሕን ። ,ዝርዝራዊ መግለጺታት ናይ ኩሎም ኩነታት።

i ምፍላጡ ዝገድስ፣ :ልዕሊ ኹሉ ንነቲ ውዕል ክፍርመልኩም እትደልይዎ ዘለኹም መድሕን ድርጅት። ግጉይ ሓበሬታ ኣይትሃብዎ።እንተዘየሎ ኣን እዋን ሽግር ኣይክረድኣኩምን እዩ/

ንጻሬ ናይ ኩሉ ነገር ኣረጋግጹ፣ እንተላይ ናይ ግዜ ገደብ ናይቲ ውዕል።እንተደእ እቲ እዋን ሓሊፉ፣ ወይ ወዲቑ ውሕስነትኩም ከብቅዕ ይኽእል እዩ። እንተደኣ ከምኡ ኮይኑ ናይ ኣውሃሲኹም ተኽእሎታት እንታይ ምዃኑ ንኽትፈልጡ ተወከሱ።

ምስ ወሰንኩም :

  • ነቲ ቀጥዒ ብምምላኣ ፈርምሉ። ምስክር ወረቐት ናይ ውዕል ሓዙ፣ (መጸውዒ ስሙ ድማ “papillon vert” ይባሃል፣ )ኣብ መኪናኹም ሕዝዎ።
  • ከምኡ ውን “constat à l’amiable” ዝበሃል ዶክሜንት ሕዙ። : ዘይተጻሕፎ ዶክሜንት ሕዙ፣ ኣኣብ እዋን ሓደጋ፣ ምስ ካልእ ሰብ ዝምላእ ሓበሬታ እዩ።

i ክፍለጥ ዘለዎ! መብዛሕትኦም ናይ መድሕን ትካላት ድሕሪ 14 መዓልታት ድሕሪ፣ እዮም ተግባራውያን ዝኾኑ። ስለዚ (ውሑሳት ክሳብ እትኾ፣ኡ ኣይትዘውሩ). ተጠንቀቑ,፣ ወላ እኳግድን እንተዘይኮነ፣ .ምፍላጡ ግን ኣገዳሲ እዩ

ብድሕሪኡ’ከ ?

ኣብ ነፍስወከፍ ዓመት ኮንትራትኩም ኣሐድሱ፣ እንተደኣ ምስኦም ክትቅጽሉ ደሊኹም (le résilier) ዝብል ክፋሉ ፣ ዓለተ ልደት ውዒኩም ርኢኹም ኣሐድሱ፣ እንተንትካላት ናይ ምሕዳስ ውዕል ሓበሬታታት ስለ ዝሰዱምኩም ኣቓልሉ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
amintatariamintatariተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
katyakatyaተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት