Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ምጉዓዝ ኣብ Clermont-Ferrand

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois

እንታዩ’ዩ ?

ሓደ ኣፕሊኬሽን ን Clermont Bus ብቐሊሉ ሓበሬታ ዝህብ ኣፕሊኬሽን Clermont-Ferrand

ኣብኡ እዚ ስዝዕብ ሓበሬታት ትረኽቡ

  • ትንቀሳቐስሉ እዋን ብንጹር ተቐሚጡልኩም ኣሎ
  • ካርታ ናይ እቲ ከባኢ Clermont-Ferrand.

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣዚ ኣፕሊኬሽ ንእዚ ንተቐማጦ እቲ ቦታ ፣ እኹል ሓበሬታ ዘስንቕ ኮይኑ እዩ ተዳልዩ ዘሎ፣

እዚ ኣፕሎኬሽን እዚ፣ ኣውቶቡስኩም መዓስ ፣ጥቓኹም ከም እትሓልፍ፣ ንምፍላጥ ዝሕግዝ ፣ ኣብ ኦ ላይን ዝወሃብ ሓበሬታ እዩ።

ኣዢ ብ ቐሊሉ ሓበሬታ ብምርካብ

ከመይ ንገብሮ?

ዳውንሎድ ካብ Google Play (Android) ወይ ካብ l'App Store (Apple). ግበርዎ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
bissobissoተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
vikpetrukvikpetrukተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
smtc-acsmtc-acኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት