Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifብቅዓት = ክእለትመምርሒ ፍቓድ መኪና፣ ባሳን ዲጆነ ዝተባህለ ፣ንተቐማጦ ከተማ ዲጆን ናይ መጎዓዝያ ኣገልግሎት ዝህብ መደብ፣ (Plateforme mobilité du bassin dijonais)፣ (21 - Côte-d'Or)

ናይ መጓዓዝያን ምንቅስቓስን ደገፍ፣

ምስ ባሳን ዲጆነ ዝተባህለ ፣ንተቐማጦ ከተማ ዲጆን ናይ መጎዓዝያ ኣገልግሎት ዝህብ መደብ፣ (Plateforme mobilité du bassin dijonais)፣

Créativ 21ኣዳላዊ Créativ 21 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እዚ መደብ ሰባት ርእሶም ክኢሎም ናብ ጭቡጥን ንነዊሕ ግዜ ዝቕጽልን ብቐሊሉ ናብ ማሕበራዊ ሞያ ብቕልጡፍን ክጽምበሩ ዝሕግዝ መደብ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እንተደኣ

  • ስራሕ ኣብ ምድላይ እንተለኹም
  • ሓጺር ኮንትራ ዘለዎም እሞ ውሑድ ተወሳኺ ሚእታዊ ገንዘብ ዝረኽቡ መሃየኛታት
  • ኣንተሪሜር እንተኾንኩም ማለት ብስራሕ ዝደልዩ ማሕበራት ወይ ቤት ጽሕፈታት ሓጺር ናይ ኮንትራት ሰዓታት እንተሓልይኩም፣
  • ኣብ ምውሳድ ስልጠና እንተለሉም
  • ኣብ ልምምድ ዘለኹም ሰልጠንቲ ወይ ተመሃሮ እንተለኹም።

እዛ ፕላትፎርም ሞቢሊቴ እትበሃል መደብ እምበኣር ነዞም ክዝርዘሩ ዝጸንሑ ናይ ነዊሕ ጊዜ ዝዓለመ መደባት ጥቕምታትን መኽሰባትን ተጠቀምቲ ክትኮኑ ትሕግዘኩምን ተሰንየኩምን ኢያ።

መደባት እዛ ፕላትፎርም ሞቢሊቴ እትበሃል እምበኣር እቶም እንደልዮምን ዝሰማምዑናን መደባት ኣብ ምድላይን ከምንረኽቦም ኣብ ምግባርን ነቲ ንደልዮ ዘለና ንሓቶ ዘለና ሕቶ ትምህርቲ ድዩ ስልጠና ድዩ ወይስ ካልእ ዓይነት ጉዳይ ክኸውን ይኽእል ፍታሕ ከምንረክብ ኣብ ምግባር ዓቢ ኣበርክቶ ኣለዎ።

ከመይ ንገብሮ?

ብቁጽሪ ስልክና: 03-80-43-08-14

ናይ መርበብ ሓበሬታ ናይ መልእኽቲ መቐበሊ ኣድራሻና ማለት ኢመይልና ድማ : pm.arrondissementdijon@milobfc.fr

ኣብዚ ብምጥዋቕ ብዛዕባ እዛ ፕላትፎርም ሞቢሊቴ እትበሃል መደብ ዝያድ ሓበሬታት ክትውከሱ ትኽእሉ ኢኹም። Cliquez ici!

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
fairouzfairouzተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
claireclaireተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
florence mullerflorence mullerኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ