Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት( ኮድ ደ ላ ሩት) ምምሃር፣

ምስ ኦን ሩት ቨር ሌ ኤክሪት ምስ ዝተባህለ ትካል

ኣዳላዊ CLPS L'enjeu compétences ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

ኣብ ሰሙን ናይ ክልተ ወይ ሰለስተ መዓልታት ብዛዕባ ኣፍልጦ፣ መምርሒ ፍቓድ ምዝዋር መኪና፣ ኣወጻጽእኡ፣መደብ ስልጠና ምሃብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ድልየትኩም ሰዓታት መጺኹም እትመሃሩሉ ክፍሊ ስልጠና ብቐጻሊ ንኣገልግሎትኩም ተባሂሉ ተመዲቡ ክፉት ኮይኑ ስለዝጸንሓኩም ኣብ ዝጥዕመኩም እዋን ክትመጹ ትኽእሉ ኢኹም።

እዚ መደብና እምበኣር ብሓፈሻ ሕግታት ምምራሕ መኪና ማለት ኮድ ደ ላ ሩት ንምምሃር ብግቡእ ንኽትርድእዎን ሓደ ኤግዛማ ብሎ(examen blanc) ማለት ጻዕዳ ፈተና ዝተባህለ ብቕዓትኩም እትፍትኑሉ ኣዳልዩልኩም ኣሎ፣

ብመሰረት ናትኩም ደረጃ፣ ኣብ መስርሕ ናይ ግዜ ዝምዕብል፣ ምጽሓፍ ቋንቋ ፈሰንሳ፣ እውን ከነሰንየኩም ኢና።

ከመይ ንገብሮ?

እዚ ሓበሬታን ስልጠናን፣ ኣብ ከተማታት ቫን (Vannes)፣ ሎርዮን(Lorient )፣ ካምፐር(Quimper)፣ ብረስት(Brest )፣ ላንዋ (Lannion)፣ ሳን ብሪዮ (Saint-Brieuc)፣ ከምኡ እውን ኣብ ዲናንን (Dinan)፣
ፉጄር(Fougères)፣ ይርከቡ

ኣብዚ ዝስዕብ ናይ መርበብ ሓበሬታ ዝርዝራት ሓበሬታታትና ዝሕብር ብምውካስ ዝያዳ መብርሂታት ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም። le site du CLPS

Lieu d'accueil

10 Rue de Rillé, 35300 Fougères, France

Rue Jean le Ho, 35000 Rennes, France

3 Rue Jules Vallès, 22000 Saint-Brieuc, France

29000 Quimper, France

29000 Quimper, France

56100 Lorient, France

22300 Lannion, France

22100 Dinan, France

35133 Fougères, France

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • fairouzተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • lanie456ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • clps enjeu compétencesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles