ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪና ኮድ ተመሃሩ
ምስ ዊ ሙቭ " Wimoov " ምስ ዝበሃል ማሕበር።
ኣዳላዊ wimoov (Auvergne-Rhône-Alpes) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansምምሕዳር ናይ ግሮኖብል ኣልፕ ሜትሮፖልን " Grenoble Alpes Métropole " ጨንፈር ክፍሊ መጓዓዝያ ኣተገባብርኡን፥ ምስ ዊ ሙቭ " Wimoov " ዝተባህለ ማሕበር ብምትሕብባር ሓደ ስልጠና ሕጊ ምምራሕ መኪናን ተመኩሮ ክእለት ቋንቋን ኣዳልዮሙልኩም ኣለዉ፣እምበኣር እዚ ናይ ክልተ ሚእቲ ሰዓት " 200 " ስልጠና መሰረታዊ ሕጊ ምምራሕ መኪና እንዳተመሃርኩም ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ክእለት ቋንቋ ፈረንሳይኩም ንኸተመሓየሹ ዝጠቕመኩምን ዝሕግዘኩምን ትምህርቲ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት