ምሕታት ፍቓድ መዘወሪ መኪና ንምህላው መስርሕ

ናይ ምዝዋር ፍቓድ ፈተና ሓሊፍካ ኣለኻ፤
- እምበኣርከስ እቲ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ናይ ምዝዋር ፍቓድ ፈተና ምስክር ወረቐት (CEPC) ይህብ፣ እዚ ድማ ካብታ ፈተና ዝተገብረሉ ዕለት ጀሚሩ ን4 ኣዋርሕ ክትዝውር የኽእለካ (ወግዓዊ ሰነድ መንነት ክቐርብ፣ እቲ ካርድ ጻንሖት ንኣብነት)
- መኣስ እዚ ጥራይ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ን15 ዓመት ዝጸንሕ ፍቓድ መዘወሪ መኪናኹም ንኽቐርብ ክትሓትት ኣለካ።
ድሕሪኡ፡ ኣብ ኢንተርነት ተሓዳሲ ይኸውን።
ፍቓድ B ብመልክዕ ክረዲት ካርድ ኮይኑ ን15 ዓመታት ዝጸንሕ እዩ። ድሕሪ እዚ ዕለት ኣብ ኢንተርነት ተሓዳሲ ይኸውን። እቲ ሮዛ ካርቶን B ፍቓድ (ናይ ቀደም ቅርጺ) ክሳብ 19 ጥሪ 2033 ይጸንሕ።
ከመይ ንገብሮ?
ነዚ ንምምላእ ብዲጂታላዊ ቅርጺ (PDF) ሓያሎ ሰነዳት የድልይኹም፣ ገለ ካብኦም እዞም ዝስዕቡ እዮም ፤
- መንነት ሰነድ ወይ ታሴራ (መንበሪ ወረቐት፣ ናይ ጉዕዞ ሰነድ)
- እቲ ብቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ዝወሃብ ናይ ምዝዋር ፍቓድ ፈተና ምስክር ወረቐት (CEPC)
- ትሕቲ 6 ወርሒ ዝኾነ ኣድራሻ መርትዖ (ናይ ተሌፎን ሕሳብ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ወይ ጋዝ ሕሳብ፣ ናይ ክራይ ቅብሊት፣ ናይ ገዛ መድሕን ምስክር ወረቐት)
- L'ASSR2 ou ASR ou une déclaration sur l'honneur en vue de la délivrance d'un premier titre de conduite እንተደኣ ትሕቲ 21 ዓመት ኴይንኩም
- ኢ-ፎቶ e-photo (ዲጂታላዊ ፊርማ ዘለዎ ስእሊ)
ነቲ ናይ መመልከቲ ቅጥዒ ኣውሪድካ (ደረጃ 2)፡ ክትሕትሞ፡ ክትፍርሞ፡ ከምኡ’ውን ነቲ መደበኛ ስእሊ መለለዪ መንነት ክትለጥፎ ኣለካ። ብድሕሪኡ ኩሉ ብፖስታ ናብቲ ኣብዚ ቅጥዒ ዝተጠቕሰ ኣድራሻ (ዝተኸተለ ደብዳቤ ወይ ዝተመዝገበ ደብዳቤ የለን) ክትሰድድዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ምስቲ ክላሲካል ስእሊ መለለዪ መንነት፡ መስርሕ ሕቶኻ ዝያዳ ግዜ ክወስድ እዩ።
> ንዝያዳ ሕእበሬታ "Scanner un document" ከምኡውን "Faire et utiliser une e-photo": ተወከሱ
- እንተደኣ መምርሒ ፍቓድኩም ተሰሪቕኩም : ናብዚ ኣመክልቱ en commissariat ou gendarmerie
- እንተደኣ ተበላሽይኩም : ነቲ ዝነበረኩም ናይ መምርሒ ሰነድ ስካን ስደኩ (ን ክልቲኡ ገጻት verso)
- እንተደኣ ኩነታት ህይወትኩም ተቐይሩ፣ ማለት እተ (ፍትሕ ወይ ኣዶብሽን ኮነ ካልእ ነገራት ኣጋጢሙ፣ …) : livret de famille scanné
>ንዝየዳ ሓበሬታ ናይ ረፉጂኣንፎ ሓበሬታ ተወከሱ Scanner un document et Faire et utiliser une e-photo
ኣብዚ ወብሳይት ምኻድ እብተደኣ te Réussite à l'examen du permis de conduire
- እንተደኣ ድሮ ኣካውንት እንተሃልዩኩም ኣብ ላዕሊ የማናይ ሸነኽ "Se connecter" ዝብል ጠውቕ እሞ ዝርዝር መእተዊኻ ኣእቱ።
- እንተደኣ ኣካውንት ዘይብልኩም ኮይኑ ኣብቲ "Se connecter" ዝብል ኣብ ላዕሊ የማን ናይቲ ሰነድ "Je crée un compte" ዝብል ጠውቑ
- ብተወሳኺ፡ ድሮ ነዚ ኣገልግሎት ኣንቀሳቒስካዮ እንተኾንካ፡ ናይ FranceConnect ኣካውንትካ ተጠቒምካ ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ።
>ንዝያዳ ሓበሬታ Réfugiés.info "Se connecter à un site avec FranceConnect"
Quand vous êtes connecté, appuyez sur :
- "Nouvelle demande" ሓድሽ ጠለብ
- "Le permis de conduire" ዝብል ብምጥዋቕ ካብኡ ነቲ "Je commence la demande" ጠውቕዎ
- Motif de la demande ዝብል ድማ : "Je demande la fabrication d'un titre de permis de conduire" ዝብል ጠውቕዎ
- "Personne majeure" ወይ "mineure" ከከም ዕድሜኹም ምልእዎ
- "Réussite à l’examen du permis de conduire" ዝብል ምርጫ ኣለኩም
- "Non" እንተደኣ ጠለብኩም ናብ permis B ኮይኑ ድማ፣ናብ ዝቕጽል ሕለፉ
- ኣብ ናይ ጥዕና ብዝምልከት médicale,ተውቑ "oui" ይግባእ፣ ግን ምናልባት እንተደኣ ኣንጻር እትጥውቕሉ ምኽንያት ማለት እንተደኣ ኩነታት ጥዕናኹም ን ምዝዋር ደረት ዝገብረልኩም ኮይኑ፣ ፍሉይ ሕክምና ምኻድ visite médicale ኣገዳሲ እዩ
- "Non" እንተደኣ ጠለብኩም (permis C, permis D…) ኮይኑ
- ኣብ መወዳእታ "Étape suivante" ነቲ ንውልቃዊ ሓበሬታ ዝምልከት ምምልእ ሕለፉ
ምፍላጡ ዘገድስ!እንተደኣ እቲ መዲካል l'avis médical à l'étape "pièces justificatives" ዳውንሎም ግበርዎ
እዚ ድማ ድሮ ናይኩም ምሉእ ሓበሬታ ዘለዎ ክኸውን ብ ሓደ ሓኪም ዝተፈረመ ክኸን ይግባእ agréé ዝበሃሉ ነዚ ዝፍርሙ፣ ኣብ ናትክም ፕኩምረፈቱር ዝርከቡሉ ቦታ ኣብዚ ተወከሱ votre préfecture.
ከከም ኩነታትኩም ሰነዳት ክትውስኽ ትኽእሉ ኣለኩም ፤
- ኣብ ርእሲ እቲ ፋይል ብምጥዋቕ ነቶም ዝወረዱ ሰነዳት ድርብ ምልክት ግበር
- እንተ ተጋጊኻ ወይ ሰነድ እንተ ረሲዕካዮ ነቲ ሓበሬታ ኣዐርዮ፣ ነቲ "ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ስጉምቲ" ዝብል ቁልፊ ተጠቐሙ።
- ጠለኩም ክዉን ንምግባር ኣብ መዓልቦ ኣብጽሕዎ
ብድሕሪኡ’ከ ?
ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 17 ምስ ቴክኒካዊ ጋንታ ፈረንሳ ታይትልስ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
- ቁጽሪ ቴለፎን 34 00 (ነጻ ካብ ክፍሊት እዩ)
- ወይ ኣብዚ ብምምላእ formulaire de contact (ኣብ 48 ሰዓታት መልሲ ርከቡ).
ኣብቲ ቦታ ኢንተርነት ዘለዋ ኮምፒተር ክትጥቀምን points d’accueil numériques ካብ ሰብ ሞያ ሓገዝ ክትሓትትን ትኽእል ኢኻ። ኣብቲ ቦታ ኢንተርነት ዘለዋ ኮምፒተር ክትጥቀምን ካብ ሰብ ሞያ ሓገዝ ክትሓትትን ትኽእል ኢኻ።
- ናብ ኣካውንትካ ኣብ... le site France Titres (anciennement ANTS)
- ብምስዓብ ኣብ "Mon Espace Conducteur" ብምቓል ኣብ "Mes Démarches en cours"ብምጥዋቕ
- ብድሕሪኡ ዝስዕብ እዩ ici.።
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣገዳሲ ደረጃ መስርሕ ሕቶኹም ፡ ኢመይልን መልእኽትን (ኣብ እትምዝገቡሉ እዋን ቁጽሪ ተሌፎንኩም እንተሂብኩም) ክመጸኩም እዩ።
እቶም ዝተፈላለዩ ደረጃታት ኣብዚ iciተገሊጾም ኣለዉ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ነቲ ሓድሽ ፍቓድ ምስ ተቐበልካ ነቲ ናይ ቀደም ፍቓድ ከክዓኑ ይግብኦ ።
ሓድሽ ፍቓድ ክትሓትትቱ ኣለኩም። ኩሉ ኣብዚ ብምጥዋቕ ይግለጽ። ici.
C’est gratuit, mais il faut payer une e-photo.
> Lire la fiche Réfugiés.info Faire et utiliser une e-photo
ምፍላጡ ዘገድስ
ነቲ ሓድሽ ፍቓድ ምስ ተቐበልካ ነቲ ናይ ቀደም ፍቓድ ከክዓኑ ይግብኦ ።
ሓድሽ ፍቓድ ክትሓትት ኣለካ። ምሉእ መስርሕ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ ።
ነጻ እዩ፡ ንኢ-ፎቶ ጥራይ ኢኻ ክትከፍል ዘለካ።
ነቲ ሓድሽ ፍቓድ ምስ ተቐበልካ ነቲ ናይ ቀደም ፍቓድ ከተጥፍኦ ኣለካ (ቆሪጽኩም ደርብይዎ)።
ሓድሽ ፍቓድ ክትሓትት ኣለኩም። ምሉእ መስርሕ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ ።
ነጻ እዩ፡ ንኢ-ፎቶ e-photo. ጥራይ ኢኹም ክትከፍሉ ዘለኩም።> Lire la fiche Réfugiés.info Faire et utiliser une e-photo
ምፍላጡ ዘገድስ!
ነቲ ሓድሽ ፍቓድ ምስ ተቐበልካ ነቲ ናይ ቀደም ፍቓድ ከተጥፍኦ ኣለካ።
እቲ ዲጂታላዊ ፍቓድ ምዝዋር መኪና ነቲ ኣካላዊ ፍቓድ ዝትክእ ኣይኮነን፣ እንተኾነ ግን ፍቓድኩምኣብ ሞባይልኩም ንምህላው የኽእለኩም፣ በዚ ድማ ኣብ ጽርግያ ምፍታሽ ኣጋጢሙ ፣ እቲ ኦርጅናል ኣብ ገዛ እኝተገዲፍኩሞ፣ ኣይትሽገሩን
ኩሎም ዓይነታት ፍቓድ (ክረዲት ካርድ ወይ ሮዛ ካርቶን ቅርጺ) ዝሰማምዑ እዮም።
ነቲ ኣካላዊ ፍቓድ ዝትክእ ዘይኮነስ ንናይ ጽርግያ ምፍታሽ ቀሊል ይገብሮን ንኸይትስእኖ ይከላኸለልካን።
እቲ ዲጂታላዊ ፍቓድ ምዝዋር መኪና ነቲ ኣካላዊ ፍቓድ ዝትክእ ኣይኮነን፣ እንተኾነ ግን ፍቓድኩምኣብ ሞባይልኩም ንምህላው የኽእለኩም፣ በዚ ድማ ኣብ ጽርግያ ምፍታሽ ኣጋጢሙ ፣ እቲ ኦርጅናል ኣብ ገዛ እኝተገዲፍኩሞ፣ ኣይትሽገሩን።
ኩሎም ዓይነታት ፍቓድ (ሰለስተ ፓነል ሮዛ ወይ ቅርጺ ባንክ ካርድ) ዝሰማምዑ እዮም። ዲጂታላዊ ፍቓድ ምዝዋር መኪናኻ ንምጥቃም ፡ ናይ ፈረንሳ መንነትFrance Identité ኣካውንት ክህልወን ኣለዎ ፤ እዚ ንምግባር
- ልዕሊ 18 ዓመትምኳን
- እንተደኣ ድሕሪ 2021 ዝመጸ ሓድሽ መንነት ወረቐት ብመልክዕ ባንክ ካርድ carte d’identité au format carte bancaire ክህልዎም እዩ።
- ናይ ቀረባ እዋን Android ou iPhone ኣንድሮይድ ወይ ኣይፎን ስልኪ(ድሕሪ ስሪት 8 ኣንድሮይድ ወይ ስሪት 16 iOS iPhone) ምስ NFC ተግባር ዘለዎ ኮይኑ እዚ ድማ ርክብ ዘይብሉ ክፍሊት የኽእል።
ስልክኻ ትሰማማዕ እንተኾይና ንምፍላጥ ኣብዚ ጠውቕ ።
ስልኪኹም ምስ መተግበሪ ወይ ኣፕሊኬሽን ፈረንሳ መንነት ዝሰማማዕ እንተኾይኑ ንምፍላጥ፡, cliquez ici.
- Lien de téléchargement App Store (Apple)
- Lien de téléchargement Play Store (Android)እቲ
- ኣብ ስልክኹም መጀመርታ ኣብ France Identité app ኣውርዱ FranceConnect ንዝያዳ ሓበሬታ Réfugiés.info Utiliser FranceConnect pour se connecter à un site internet
> ኣንብብ: እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት “ ምስ FranceConnect ምስ መርበብ ሓበሬታ ምትእስሳር ”
2 “scan QR code” ብምጥዋቕ ነቲ ሓበሬታ QR code ስካን ንገብርዎ
3. እቲ ዲጂታል ፍቓድ ምዝዋር መኪና ናብ ስልኪ ይኣቱ።
ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ Consulter son solde de points, ናብ "Mes points permis" ናብ፤
- ኣብ ፍቓድካ ዘሎ ብዝሒ ነጥቢ (ሚዛን) ብነጻ ምፍታሽ ከኣሉ
- ውሑስ ምዝዋርattestation de droits à conduire sécurisée (ADCS)ኣውርዱ (እዚ ብኣስራሒኹም ወይ መድሕን ክሕተት ይኽእል እዩ)
- ምሉእ ሓበሬታ መግለጺ (RII) ኣውርድ፣ ምስ FranceConnect ምስ እትራኸብ ጥራይ ።
በጃኹም ኣስተውዕሉ፣ ነዞም ኣገልግሎታት ንምርካብ፣ votre numéro d'enregistrement préfectoral harmonisé (NEPH).
ካብ préfecture : sur ውን ምሉእ ሓበሬታ መግለጺ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም : ኣብ ቦታ፡ ብፖስታ ወይ ብኢመይል።
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ










