ምጥላብ ሰርቲፊኬት መለክዒ ብቕዓት ወይ ፓስፖርት ናይ ሕብረተ ኤውሮፓ ስደተኛታት (EQPR)

ፓስፖርት passeport européen des qualifications des réfugiés, ዝፍለጥ ሰርቲፊኬት ን ናይ መረጋገጺ ብቕዓት ፣ ናይ EQPR ን ስደተኛታት እውን ዝምልከት ዶክመንት ኮይኑ ፣ ናይ ኣካዳሚ ትምህርቲ ዝለዓለ ደረጃ ትምህርቲ ቅድሚ ናይ ፈረንሳ ምምጻእኩም ፣ ከም ዝነበረኩም ዝገልጽ ኮይኑ ሰነድ እዩ።
ንስደተኛታት፣ ሓተትቲ ዑቕባን ደጋፊ ግዝያዊ ሓለዋ ዘለዎም ሰባትን ዝተሓዝአ እዩ መረጋገጺ ናይ ትምህርቶም ወይ justificatifs ን ዘይብሎም ሰባት ሰነድ ን ክህልዎም ዝገብር እዩ። .
እዚ ዝስዕብ ነገራት ድማ ኣፍልጦ ይህብ :
- ደረጃ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርትኹም bac
- ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ፣ bac ድሕቲ ሃይስኩል፣ (liባችለር ዲግሪ፣ ,ማስተርስ ዲግሪ፣ , ፍሉይ ትምህርቲ …)ዘጠቓልል እዩ
- እዚ ማለት፣ ብደረጃ ብቕዓት ኣትገብርዎ ሞያዊ ስርሓት፣ ,ናይ ቴክኒካል ነገራት፣ ,ሞያዊ ፍሉይን ሓፈሻዊ ብቅዓታት የተቓልል.
ዋላ እውን ዲፕሎማ ወይ ሞያዊ ምስክር ወረቐትኩም ምሳኻ እንተዘይሃለወ፡ ቅድሚ ካብ ሃገርካ ምውጻእኩም ክትወስዶ ስለዘይከኣልኩም ወይ ኣብ እዋን ጉዕዞ ስለዝጠፍአ እቲ ብ ፡ EQPR ዝፍለጥ ስልጠና ትምህርቲ ዳግማይ ክትጅምሩ ወይ እውን ወይ ኣብ ፈረንሳ ስራሕ ናይ ምርካብ ተኽእሎ ንክህልወኩም ዕድል ይህብ፡ ብዘይ... እዚ ዝኸውን ብዘይ ዝኾነ ዲፕሎም ኩሉ ነብ ምፕያ ንምምላስ ዝግበር መስርሕ እዩ።
ኣገዳሲ
እንተደኣ ኩሉ ዲሎም ናይ ምምጻእ ተሕእሎ ሃልይኩም። እዚ ማለት ኩሉ ወግዓዊ ሰንዳትኩም (ዲፕሎም፣ ሰርቲፊኬት ፣ , ስልጠና ምጥላብ ወዘተ…), ምስቲ ቅድመኩነት ዝሰማማዕ ኮይኑ፣ እቲ መስርሕ ናብ ENIC-NARIC.ይሓልፍ።
ብዛዕባ እዚ ንዝያዳ ሓበሬታ ን Réfugiés.info “Faire reconnaître un diplôme étranger en France”ኢልኩም ተወከሱ።

ን ኣባላት d’EQPR ብ 2መስርሕ ይካየድ :
- une ብ ኢንተርነት ምጥላብ
- ብኣካል ቃለምልልስ ብምግባር እዩ ዝካየድ
ኣገዳሲ!
ናይ l’EQPR ኣገልግሎት፣ ነጻ ኮይኑ ፣ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ እውን ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ
እቲ ሰነድ ናብ l'EQPRብ ዝተፈላለያ ናይ ኤውሮጳ ቋንቋታት ከምኡ እውን ናይ : arabe, anglais, dari, français, allemand, grec, italien, polonais, roumain, espagnol, ukrainien.
ሓደ ደኩመንት ናይ l’EQPR ብ ቋንቋታት ን ማለት ብ ዓረብ ፣ እንግሊዝን ዳሪ ፈረንሳ፣ ዳች ወይ ቋንቋ ጀርመን፣ ግሪኽኛ፣ ብ ጥልያን ፣ ብ ፖላንድኛ፣ እስፔይን፣ ከም ኡ ውን ዩክሪርይን ምርካብ ይከኣል ።

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ