ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ምስ ምስ FLE 2.0
ኣዳላዊ UniR Universités & Réfugié.e.s ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 joursምእንቲ ብቕልጡፍ ክትስጉሙን ፣ ከምኡውን ብቐሊሉ ክትውሃሃዱንን ዝሕግዝ መደብ ስልጠና ምስታፍ ትኻሉ ኢኹም ፤
- ንኣብነት 60 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ፡ 30 ሰዓታት ድማ ኣብ መድረኽ ፍረሎ ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ክእለትካ ንምምሕያሽ ምስታፍ ትኻሉ ኢኹም
- ብዘኡይካ ዝ 10 ሰዓታት ምድላው TCFን ምዝገባን ኣብ መወዳእታ ኮርስ ነቶም ደረጃ B2 ዘለዎም እውን እዮም
ንሞያዊ ህይወትኩምም ንምድላው ናይ 10 ሰዓታት ዓውደ መጽናዕቲ፡ ጽሑፍ ሲቪ፡CV ምጽሓፍ ናይ ሽፋን ደብዳቤ፡ ኣቀራርባኹምድሕረ ባይታኹም። - ምስታፍ ኣብ ባህላውን ስነ-ጥበባውን ምዝናጋዓት ።
- ብዓቢኣኡን ክዝንጋዕ ዘይብሉን ድማ፣ ናይ ስነ-ጥበብ ፍወሳ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ናይ ዘተ ጉጅለታት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ እገዳሲ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣዞም ኣብ ሰሙን ሰለስተ ክፍልታት፡ ነፍሲ ወከፎም 3 ሰዓታት፡ ብድምር 9 ሰዓታት።
ከምኡውን ኣብ ዓመት ክልተ ናይ ስልጠና ግዜ፡ ካብ ሚያዝያ ክሳብ ሰነ ከምኡ’ውን ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ናይ እዚ ዓመት እዚ እዮም።
ከምኡውን ኣብ ዓመት ክልተ ናይ ስልጠና ግዜ፡ ካብ ሚያዝያ ክሳብ ሰነ ከምኡ’ውን ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ናይ እዚ ዓመት እዚ እዮም።
ኣዝዩ ኣግዳሲ ሓበሬታ
ነዚ ንምግባር እንተወሓደ
- ዝተሓተ ደረጃ A1 ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ምህላው ።
- ከም ሰብ ምዃን ስደተኛ፣ ሓታቲ ዑቕባ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ
- ብተወሳኺ እውን ካብ ደረጃ A1 ንዝጅምሩ ኮርሳት ናይ ካልኣይ ደረጃ ዲፕሎማ ወይዝመጣጠን ደረጃ ከም ዘለዎም ምርዳእ
- ኣካዳሚያውን ሞያውን ውጥን ክህልዎም (ናብ ትምህርቲ ዝምለስ፣ ሞያዊ ስልጠና)
- ኣብ ኩሉ ክፍልታት ናይ እቲ ስልጠና ንምስታፉ ድሉዋትምዃን
- ኣብ ዞባ Île-de-France ንዝነብሩ ሰባት ምዃን።
ነዚ ንምግባር እንተወሓደ
- ዝተሓተ ደረጃ A1 ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ምህላው ።
- ከም ሰብ ምዃን ስደተኛ፣ ሓታቲ ዑቕባ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ
- ብተወሳኺ እውን ካብ ደረጃ A1 ንዝጅምሩ ኮርሳት ናይ ካልኣይ ደረጃ ዲፕሎማ ወይዝመጣጠን ደረጃ ከም ዘለዎም ምርዳእ
- ኣካዳሚያውን ሞያውን ውጥን ክህልዎም (ናብ ትምህርቲ ዝምለስ፣ ሞያዊ ስልጠና)
- ኣብ ኩሉ ክፍልታት ናይ እቲ ስልጠና ንምስታፉ ድሉዋትምዃን
- ኣብ ዞባ Île-de-France ንዝነብሩ ሰባት ምዃን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
99, Rue Molière, 94200 Ivry-sur-Seine, France
07 67 14 02 63
contact@uni-r.org
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ጥዕና
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ናይ ስነ ኣእምራዊ ሓገዝ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
19 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
andressa bittencourtምምሕዳር
nourምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
alhindi nourተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
isabelleተርጓሚ/ሚት
utilisateur_92556286ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
unirorgኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ