ብ ስማርት ፎን ፣ ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር
ምስ ብሳላ J'apprends
ኣዳላዊ Langues Plurielles ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansJ'apprends ሓንቲ ተኣፕሊኬሽን ቋንቋ ፈረንሳይ ንምምሃር ትሕግዝ ፣ ወላ ዘይንብብን ወይ ዘይጽሕፍን ንኹን ክንምሃር ንኽእል፣ ምህዞ እዩ ::
ዓብይቲ ልዕሊ ዕደመ፣ ስዴተኛታ ረፍጂ ንምምሃር ወይ ፣ ኣብ መበቆል ሃገሮም ጠቅላላ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ወይ ቋንቋ ኣደ ናይ መበቆሎም ዘይተማህሩ ክኸውን ይኽእል :: ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ነዊሕ ግዜ ዝተቀመጡ ክኾኑይኽእሉ::
ኣብ ኣፕሊኬሽን "J’apprends" ይምሃር , ዘስልቹ ዓይነት ንጥፈታት የብሉን ወላ ውን ናይ ትርጉም የብሉን፣ እዛ ኣፕሊኬሽን ልክ ዕ ከም መወጻወቲ ጌም ኢያ ፣ በብክፈለ ዘመን ተሰራዓ ኣላ ፣ ጸውታ ጌም ናይ ቪድዮ፣ ብስእሊ ንምምሃር ፣ ደስ እናበለና ነጽናዓሎም መደባት ::
ብዛዕባ ኣብ ከተማ ዝግበሩ ምስ ኵነታታ ሓፈሻዊ ናብራ ዝተኣሳሰሩ ትምህርቲ ቃላት ::
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
22 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
andressa bittencourt
diplosamተርጓሚ/ሚት
emyanamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
sitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
langues pluriellesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት