Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ግብረ-ሰናይ ስርሓት ኣገልግሎት

ምስ ምስ France Bénevolat

France Bénévolatኣዳላዊ France Bénévolat ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ማእከላይ ኣካል ኮይኑ የራኽብ፣ ክልተ ዓይነት ናይ ስራሕ ተልእኾታትን ግዝያትን ኣለዎ፣ ንሱ ድማ ግዜኡ ዝሓለወ ተልእኾን ማለት ንሓንሳብ ጥራይ ዝግበር ኣገልግሎት ኮይኑ፣ እቲ ኻልኣይ ድማ ኣገልግሎት ወዩ ተልእኾ ይበሃል እዚ ድማ ( ሰሙንናዊ ዝደጋገም ) ከም ማለት እዩ፣

ኣብ ፈረንሳ ብዙሕ ነገራት ክሕግዝ ኣዝየን ብዙሓት ማሕበራት ኣለዋ፣ ንኣብነት ክም ምዕዳል መግቢ፣ ክዳውንቲን ንዝተሸገሩ ሰባትን ፣ ክንክን ጀርዲን፣ ኣብ ገዝኦም ዕዮ ገዛ ክገብሩ ንዝደልዩ ቆልዑት ትምህርቲ ምሕጋዝ፣ ዝተፈላልዩ ንጥፈታት የጠቓልል፣ ናይ ቋንቋ ትምህርትታትን ስልጠናታትን ብምሃብ፣

እዚ ማለት ወለንተኛውያን ተግባራት ደሞዝ ኣይክፈሉን እዮም። ሓደ ግዜ (ኣብ ዓመት ሓደ ወይ ክልተ ግዜ) ወይ ስሩዕ (ንኣብነት ኣብ ሰሙን ውሑዳት ሰዓታ) ክኾኑ ይኽእሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስታፍ ወለንታዊ ስራሕ፡ ኣብ ኣገልግሎት ካልኦትን ምስ ካልኦትን፡ ጠቓሚ ኮይኑ ክስምዓኩም ናይ ምግባር መነስ የሕድስ ከምኡ’ውን ነቲ ክትገብሮ እትፈልጦ ብምክፋል"donner" ኣብ እትኽእለሉ ኩነታት ክትረኽቦ የኽእለኩም።

ማሕበርና ብሳላ ናይ እዚ ተግባር ኣገልህሎትኩም ንሕብረተሰብ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእ፡ ፈረንሳ ንምልማድን መርበብ ንምፍጣርን ዘኽእላ ናይ ምትእኽኻብ ፡ ምክፋልን ምልውዋጥን ቦታታት ብምዃን የኽስበኩምን።

እምበኣርከስ እቲ ናይ ወለንታውያን ተመኩሮ ፈረንሳ ክትለማመድ፣ ፍልጠት (ዲጂታላዊ፣ ምብሳል፣ ጀርዲን፣ ፣ ስፖርት ወዘተ)ን ክእለትን (ርእሰ-ምሕደራ፣ ርክብ፣ ምስማዕ) ከተማዕብል የኽእለካ። እቲ ብፈረንሳ ዝተዳለወ ናይ ወለንተኛ ፓስፖርት ነዚ ተመኩሮ ክትከታተሎን ነቲ ዝማዕበለ ክእለት ከተጉልሖን የኽእለኩምን።

ከመይ ንገብሮ?

ኣድራሻና le site de France Bénévolat ኣብቲ እትነብሩሉ ከባቢ ዘለዋ ናይ ወለንታውያን ማሕበር ኣድራሻ ክትረኽቡንs permanences ክትምዝገቡን ንሳቶም ድማ ክድውሉልኩምን ክረኽቡኹምን ድማ እዮም።

21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
khedrakikhedrakiተርጓሚ/ሚት
rhamatallarhamatallaተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
utilisateur_12362033utilisateur_12362033ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_39243168utilisateur_39243168ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
taher-azimitaher-azimiተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_2134382utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
koryanikakoryanikaተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
simon karleskindsimon karleskindተርጓሚ/ሚት
eva75eva75ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት