Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
ኣካላትስራሕምኽኣል ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፍራንስ ትራቨይ Pôle Emploi

ምኽኣል ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፍራንስ ትራቨይ Pôle Emploi

Comité de la Démarche Accessibleኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 jours

እዚ ናይ France Travail ፖለምፕልዋ፣ (ናይ ቀደም Pôle emploi) ሓድሽ ሞያ ንምክዕባትን ይሕግዝን ነሰንየኩምን እውን እዩ።

  • ስራሕ ምርካብ ሓደ ስልጠና ምርካብ ወይ ናይ ስራሕ ልምምድ ምግባር
  • ሓደ ሞያ ምርካብ ዝምስጠኩም ፣ ዘገድሰኩም፣ ትኻልዎን ከተርዕምዎ ትኽእሉን፣ ኣብ ስራሕ ብቁዓይ ኮይንኩም ምርካብ
  • ምጽሓፍ CV ናይ ከምኡውን ስራሕ ምርካብ ሕቶ ምቕራብ ፣ ናብ ንናይ ፈረንሳ ትካላት

እዚ ትካል ኣዚ ናይ ህዝባዊ ኣገልግሎት ኮይኑ ኣብ ዙርያ ስራሕ ዝድለ ምኽሪን ስልተናን ዝህብ ብ ሞያውያን ዝተሰነይ ከከም ድሌትኩምን ክእለትኩምን ዘሰኒ እዩ (ኮሰይ፣ናይ ኣከባቢ, Mission Locale፣ ሚስዮን ሎካል (Conseil départemental, Mission Locale, CAP emploi). ካልእን).

እዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !

ካብ ጥሪ 2025 ጀሚሩ፡ RSA እንተተቐቢልኩም ወይ እንተ ኣመልኪትኩም፡ ብ ቀጥታ Mission Locale ወይ ብሚሽን ሎካል RSA, (መንእሰያት) እንተተደጊፍኩም፡ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ምዝገባ ብቀጥታ እዩ ዝሰላሰል። ኩሉ ኣብዚ ዝያዳ ሓበሬታ ኣብ Réfugiés.info ዝብል ፋይል ተገሊጹ ኣሎ። ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail ዝተመዝገቡ ሰባት “ደለይቲ ስራሕ” ይበሃሉ። dans cette fiche Réfugiés.info. ዝብል ወረቐት ተገሊጹ ኣሎ።ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ዝተመዝገቡ ሰባት “ደለይቲ ስራሕ” "demandeurs d’emploi በሃሉ ምደባ ብቀጥታ እቱዋት ኢኹም።

እዚ ድማ ነዚ ዝስዕብ ኣገልግሎት ንኽትረኽቡ ይሕግዝ :

  • ፈለማ ሓደ ነጻ ኣገልግልት ኣብ France Travail ትረኽቡ
  • ሓደ ሓደ ምስናይ ኣገልግሎት እቲ ኣገልግሎት ከከም ወረቐትኹምን ውልቃዊ መደብኩምን ዝተመርኮሰ
  • ከምኡ ውን "allocation chômage" (= ማለት ናት ገንዘብ ሓገዝ ) እንተደኣ እዚ ዝምልከተኩም ክይኑ le simulateur France Travail. ኣቲኹም ጉዳይኩም ክትርእዩ ትኽእሉ ኢኹም
  • ካልእ ሓገዛትን ናይ ቁጠባ ከከም ኩነታትኩም (ን እብነት እንተደኣ ትሕቲ 26 ልዕሊ ኮይኑ ዕድሜኹም, እሞ ሓደ ናይ ውልቅኹም ስራሕ ክትሰርሑ ደሊኹም ወይ እውን መኪና ክትመሃሩ ምስ እትደልዩ ይጅግዘኩም.)
ክፍለጥ ዘለዎ!
እንተደኣ ሓንሳብ ካብ ካብ OFPRA ወይ CNDA ኣህጉራዊ ሓለዋ ማለት ወረቐት (ደረጃ ስደተኛ፡ ሃገር ኣልቦ ሰብ፡ ወይ ንኡስ ሓለዋ) ምስ ረከብኩም ብቕልጡፍ ኣብ France Travail ክትምዝገብ ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ን ገለ ኩነታት እተማልኡ ኴይንኩም : ኣብ France Travail ፖለምፕልዋ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም

  • ዕድሜኹም እንተ ልዕሊ 16 ዓመት ዕድመ ምስ ዝህልወኩም፣
  • ከምኡውን ስራሕ ምርካብ ድሙዋት ምስ እትኾኑ
  • ምህላው ኣብ ፈረንሳ ኣድራሻ
  • ከምኡ ውን እቲ መንበሪ ወረቐትኩም ንናይ ስራሕ ዕድል ዘፍቅድ ምስ ዝኸውን ፣ ንናብ ኣቲ ትካል ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም (ንዝያዳ ሓበሬታ ici) ) ኣለኩም
ምፍላጡ ዘገድስ ምዝገባኹም ኣብቲ ናይ መንበሪ ፍቓድካ ናይ ምጽናሕ ግዜ ጥራይ ዝተወሰኑ እዮም እዩ (“ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊብኩም ምጽናሕ” ዝብል ክፍሊ ምርኣይ ይከኣል)።
- ቅድሚ ግዜኡ ምውዳኡ: ምስ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail ምዝገባኹም ከይቋረጹ፡ ሓድሽ መንበሪ ፍቓድኩም ወይ ቅብሊትኩም ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ትካልኩም ኣቕርብ።
- እዚ ኣብ ዝውድኣሉ መዓልቲ: ምዝገባኹም የቋርጽ። ዳግማይ ንምምዝጋብ ሓድሽ መንበሪ ፍቓድ ወይ ኣብ ዝርዝር ደለይቲ ስራሕ ንምምዝጋብ ዘፍቅድ ሰነድ ከተቕርብ ኣለኩም

ኣብ ኦን ላይን ብኢንተርኔት ወይ ኮምፑተርኩም ኣቢልኩም ተመዝገቡ

  • ኣብ እዋን ምዝገባ
    ስራሕ ዘይብልካ ከምኡውን ስራሕ ትደሊ እንተኾንኩም ኣብ ዝኾነ እዋን ክትምዝገብ ትኽእል ኢኻ à tout moment (ኣብ France Travail ክትምዝገቡ ምምራጽ ኣማራጺ ኣይኮነን ግዴታ እምበር)
  • ድሕሪ ናይ ስራሕ ግዜ
    ስራሕ እንተ ስኢንኩም ድሕሪ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ስራሕኩም ክትምዝገቡ ይከኣል እዩ።
    dès le lendemain de votre dernier jour de travail.
  • ድሕሪ ናይ ምፍላጥ ግዜ እቲ ናይ ምፍላጥ ግዜ ኣብ መንጎ ምፍላጥ ምቁራጽ ውዕል ስራሕ (ምስጓግ ስንብታ ወዘተ)ን ውዕል ስራሕ ዝውድኣሉ ዕለትን ዘሎ ግዜ እዩ። ኣብቲ ናይ ምፍላጥ ግዜ እንተሃሊኹም ንምምዝጋብ ክሳብ ውዕል ስራሕካ ዝውዳእ ክትጽበ ኣለኩም።
    la fin de votre contrat de travail ን ምዝገባ ይሕግዘኩም እዩ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail እንተተመዝጊብኩም፡ ስራሕ ንምድላይን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ንነብስኹም ንምሕዳስን ድሉዋት ክትኮኑ ኣለኩም። ምዕራፍ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ፣ ምኽንያቱ ምዝገባኻ ከተሐድስን ኣብ ከምዚ ኩነታት እንተሃሊኻ ካሕሳ ክትቅጽልን (ገንዘብ ክትቅበል) ስለዘኽእለካ"Actualiser votre situation tous les mois").“ኩነታትኩም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ወይ ኣናውሑ” ዝብል ክፍሊ ርአዩ)።

ኣብ ብኢንተርነት ክትምዝገቡ ምስ እትኽእሉ ፣ ብኮምፒተር ወይ ብተሌፎን ( እቲ ብቋንቋ ፈረንሳ ጽቡቕ ጌርኩም ምስ ኣንበብኩም ጥራይ፣ ምኽንያቱ እቲ ትሕዝቶ ስለዘይተተርጎመ ትሕዝቶ ስለ ዘሎ )

ኣብ መበገሲ ገጽ ፈረንሳ ትራቫይል "ምዝገብ / ዳግማይ ምዝገባ (ከም ደላዪ ስራሕ)" ዝብል ጠውቕ Sur la page d'accueil de France Travail, cliquez sur "S’inscrire / Se réinscrire (Comme demandeur d’emploi)". ዝብል ጠውቑ

  • ፈለማ ኣብዚ ጠውቑ "Je commence"
  • ገለ ኩነታት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፈረንሳ ትራቫይል ንኸይትምዝገብ ይኽልክለካ። ካብዞም ኩነታት ሓደ እንተዘይተተንኪፍካ""ብዝኾነ ካብቶም ዝተዘርዘሩ ኩነታት ኣይተተንከፍኩን" ዝብል ጠውቕ።
  • ንምምዝጋብ ዝተሓተቱ ሰነዳት ኣዳልዩ "Valider et continuer" ዝብል ጠውቕ
  • ቀጺልና፡ ነቲ ንዅነታትካ ዚምልከት ኣማራጺ ምረጽ፤

    "ንመጀመርታ ግዜ እየ ዝምዝገብ ዘለኹ ወይ ድማ ናይ መወዳእታ ምዝገባይ ቅድሚ ልዕሊ 6 ዓመት እዩ ነይሩ"

ወይ

  • "ድሮ ተመዝጊበ ኣለኹ፡ ናይ መወዳእታ ምዝገባይ ድማ ቅድሚ 6 ዓመት ዘይመልእ ነይሩ እንተኮይኑ።
  • ቀጺልና፡ ነቲ ንዅነታትካ ዚምልከት ኣማራጺ ምረጽ፤
    "ንመጀመርታ ግዜ እየ ዝምዝገብ ዘለኹ ወይ ድማ ናይ መወዳእታ ምዝገባይ ቅድሚ ልዕሊ 6 ዓመት እዩ ነይሩ"
  • ኣብቲ "Valider".ዝብል ጠውቑ
ምፍላጡ ዘገድስ
መንበሪ ፍቓድ ወይ ኣብ ዝርዝር ደለይቲ ስራሕ ንምምዝጋብ ዘፍቅድ ሰነድ ከተቕርብ ኣለኩምምዝገባኻ ኣብ ዝኾነ እዋን ደው ከተብሎን ድሒርካ ክትጅምሮን ትኽእል ኢኻ (ልዕሊ ፍርቂ ናይቲ ምዝገባ ምስ ወዳእካ ጥራይ)።"Enregistrer et finir plus tard". ዝብል ጠውቕ እሞ ንዓሰርተ ሓሙሽተ መዓልታት ክጸንሕ እዩ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ! ምናልባት እንተደኣ ኣብ ኢንተርነት ክትምዝገቡ እንተጸጊምኩም፡ ንግሆ ናብ ሓደ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ቤትጽሕፈትና ክትከዱ ትኽእሉ ኢኹም። ከምኡ’ውን ንመቐበሊ ኣጋይሽ ክትምዝገቡ ከም እትደልዩ ግለጹሎም። Trouvez l’agence France Travail la plus proche de chez vous ሓደ ኣማኸርትኹም ኩነታትኩም ብምርምርማር ንምምዝጋብ ክሕግዘኩምይኽእል እወይ ውን ቆጸራ ክህበኩም ይኽእል እዩ።

እዞም ዝስዕቡ ዝርዝራት ፣ ማለት

  • ቀዳማይን መወዳእታን ስምኩም፣
  • ዕለትን ቦታ ልደትኩም፣
  • ዜግነትኩም
  • ናይ ወጻኢ ሃገር መለለዪ ቁጽርኹን ናይ መንበሪ ፍቓድካ ዝውድኣሉ ዕለትን (ኣብ ፈረንሳ እንተዘይተወሊድኩም)።
  • እቲ ናይ ወጻኢ ሃገር መለለዪ ቁጽሪ ኣብ መንበሪ ፍቓድካ ዘሎ 10 ኣሃዝ ዘለዎ መስመር እዩ፣ ኣብ ልዕሊ ፊርማኹም (ውልቃዊ ቁጽሪ) ወይ ብቐጥታ ኣብ የማናይ ሸነኽ።
  • ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነትካ (ድሮ እንተዘይብልካ፡ ከምኡ’ውን ንሓደ ኣመልኪትካ እንተኾንካ፡ በጃኻ ኣብቲ ሳጹን ምልክት ብምግባር ኣመልክቶ)፡
    ኩነታት ስድራቤትካ
  • ኩነትታ ናይ ስድራኹም
  • ስም ናይ ደቅኹም ኣእትዉ "Valider et continuer" ዝብል ጥቐሱ

ኣድራሻኹም ንርግጋጽ "Valider et continuer" ዝብል ኣገራግጹ

ዝስዕብ፣ ኢመይልኩም ቁጽሩ ቴለፎንኩም እእትዉ ኣብዚ ኣእውቱ "Valider et continuer".

"ወርሓዊ ኩነታትኩም ንገሩን ኣረጋግጹ")።

  • "ፖስታይ ኣብ ውልቃዊ ቦታይ ክቕበሎ እደሊ፤ ድሕሪ ደጊም ብፖስታ ኣይቅበሎን እየ (ኢመይል ምምጻእ ነፍሲ ወከፍ ሓድሽ ደብዳቤ ክሕብረኒ እዩ)።"

ወይ

  • "ፖስታይ ብፖስታ ክቕበል ደስ ይብለኒ።"
    "ብፖስታ" ማለት ነቲ ፖስታ ኣብ ኣድራሻ ገዛኻ ምቕባል ማለት እዩ።

ኣብዚ ጠውቑ "Valider et continuer".

ን መዝገባ ንምቕጻል ፣ምምላእ ቀጽሉ "Motif d'inscription".

ኩሉ ሕቶታት ብዛዕባ ውልቃዊ ኩነታትካ መልስ እሞ "Valider et continuer".ዝብል ጠውቕ።

ምስ ናይ ፈረንሳ ትራቫይል ኣካውንትካ ንምትእስሳር ኮድ ክትገብርሉ créer vos codes ኣለኩም፤

  • ፈለማ መአልዪ ስም ሃቡ (ን ኣብነት ስምኩም)
  • ብምቕጻል ፓስዎርድ (እቲ ፓስዎርድኹም 8 ፊደላት ሓደ ካፒታል ሌተር ምልክታትን ዘለዎ ክኸውን ኣለዎ)
ምፍላጡ ዘገድስ ኮዳትኩም ኣዝዮም ኣገደስቲ እዮም! ድሕሪ ምምዝጋብካ ናብ ኣካውንትካ ክትኣቱ የኽለኩም ። ኣብ ስልክኹምን ኣብ ኮምፒተርኩም ወይ ኣብ ወረቐት ክትጽሕፎም ከም ዘለኩም ክንሕብር ንፈቱ ።

ድሕሪኡ ፈረንሳ ትራቫይል ንኹሉ ኣገልግሎታቶም (ዌብሳይት፡ ኣፕስ ወዘተ) ንምርካብ ናይ ተጠቃሚ መለለዪኻ (11 ኣሃዛት) ክህበካ እዩ።

እዚ ልክዕ ከም ፓስዎርድካ ብውሑስ ክትሕዞ ዝግበኣካ ፍሉይ ቁጽሪ እዩ።

ዋላ ከተማታት እንተቐየርካ ከም ቀደሙ እዩ ዝቕጽልን ፈጺሙ ክቕየር ኣይክእልን እዩ።

ኣብ ኩሉ ካብ ፈረንሳ ትራቫይል ዝመጸካ ደብዳቤታት ክትረኽቦ ኢኻ፡ ንፍራንስ ትራቫይል ክትረኽቦ ከለኻ ድማ ኩሉ ግዜ ክትጥቀመሉ ይግባእ።

ኣብ መወዳእታ መስርሕ ምዝገባ ተወሳኺ ሕቶታት ክትምልስን ዝርዝር ባንክኻ (ዝርዝር ሕሳብ ባንክ፡ መግለጺ ባንክ) ከተቕርብ ኣለካ፤  

  • ንጥፈታት ናይ ፍሮፈሽናል
  • ውልቃዊ ኣካውንቲ (arrêt maladie, congé maternité…)
  • ናይ ሾማጅ reçues ሞያዊ ንጥፈታት
    ውልቃዊ ፍጻመታት
ምፍላጡ ዘገድስ  ዝርዝር ባንክ እንተዘይብልካ ወይ ነቲ ቅጥዒ ክትመልኦ እንተዘይክኢልካ፡RIB "ዝርዝር ባንክ የብለይን ወይ ከእትዎ ኣይክእልን እየ" ዝብል ሳጹን ምልክት ግበር።

ቀጺልካ ንኹሉ ዘእተኻዮ ሓበሬታ ክትምርምሮን "ኩሉ መሰላተይን ሓላፍነተይን ኣንቢበን ተሰማሚዐን" ዝብል ሳጹን ምልክት ክትገብር ኣለካ።

ኣብ መወዳእታ "Valider et continuer".ዝብል ጠውቕ።

ምስ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል ቆጸራ ንምሓዝ ትካል፡ ዕለትን ሰዓትን ክትመርጽ ኣለካ።

እዚ ቆጸራ እዚ ግዴታ እዩ (ደረጃ 8 ርአ)። ናይ ዕድመ ደብዳበ (ወይ ኢመይል፡ ከከም ምርጫኻ፡ ስጉምቲ 4 ርአ) ክመጸካ እዩ።

.ኣቓልቦ፡ ሕጂ ምዝገባኹም መሊእኩም"Valider ma demande d’inscription". ዝብል ጠውቑ።ምስ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል ንቆጸራኻ ዝኸውን ትካል፡ ዕለትን ሰዓትን ክትመርጽ ኣለካ።

ምፍላጡ ዘገድስ
.ምዝገባኹም ንምርግጋጽ ኢመይል ክመጸኩም እዩ።
ካብ ፈረንሳ ትራቫይል መልእኽቲ ንምቕባል ኢመይል ኣድራሻኹም ምርግጋጽ ኣይትረስዑ።

ድሕሪኡ ፈረንሳ ትራቫይል ንመመልከቲኹም ክትምርምሮ እያ። ውሳነ ምስተወሰደ ኣብ ውልቃዊ ኣካውንትኹም እውን ክቐርብ እዩ።

ብኢመይል መልእኽቲ ክትቅበሉ እንተዘይተሰማሚዕኩም፡ እቲ ውሳነ ብፖስታ ክለኣኽ እዩ።

Après l’inscription, "s’actualiser" tous les mois à France travail est obligatoire. Cela vous permet de conserver vos droits et l’accès à l’offre de services de France Travail.ምስተመዝገብኩም ፣ናብ ፕሮፋይልኩም ብምእታው ናይ ኦንላያን ዘሎ ኣካውንትኹም ናይ France Travail ምእታዉ.

ንኮነክሽን ዝሕግዘኩም :

  • ናብ እንተርኔት ሳይት እተዉ sur le site de France Travail
  • ኣብቲ "Connexion" ዝብል ኣብ የማን ዘሎ ጠውቑ
  • ብምቕጻል "Candidat" ዝብል ጠቅቑ
  • ስም ተጠቃሚኻ ኣእቱ (ናይ ፈረንሳ ትራቫይል መለለዪኻ፡ 11 ኣሃዝ ዘለዎ ቁጽሪ)
  • ኣብ መወዳእታኣብ "Se connecter"ዝብል ጠውቑ

በዚ ድማ ናብ እቲ France Travail : ሕሳብኩም ምእታው ትኽእሉ

  • ኣብቲ "Ma recherche d'emploi" ኣብኡ ናይ ግቡእ ዝኾነ ሓበሬታ ብዛዕባ፣ ብዛዕባ ክእለትኩም፣ እንተደኣ ሃልይኩም ኮይኑ ብቅዓት ዘለዎ ዘለዎ ምዝጉን ነገር።
  • ኣብ እቲ "Mon dossier demandeur d'emploi" ኣብቲ "Mes échanges ዝብል ናይ France Travail", ዝርዝር ሓበሬታኹም ናይ ኣማኻሪኹም ናይ ፍረንስ ትራቫይ ፣ ከምኡውን፣ ናብ እቲ ሰራሕተኛ ናይ France Travail መልእኽቲ ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም።
ከምኡውንብ ተወሳኺ ናብ ሕሳብኩም FranceConnect. እውን ክትኣትዉ ትኽእሉ ኢኹም
> ንዝያዳ ሓበሬታምውካስ ይከኣል እዩ : la fiche Réfugiés.info "Se connecter à un site avec FranceConnect".

ኣብ መወዳእታ ምዝገባኻ ፡ ንፈለማ ቆጸራ ዝኸውን ዕለት መሪጽካ .

በጃኹም ነዞም ሰነዳት ምሳኹም ሒዝኩምዎም፤

  • ናይ ትምህርቲ ምንዋሕ ምስክር ወረቐት (ቅብሊት) ወይ መንበሪ ፍቓድ፣
  • ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት ( Carte Vitale ) ወይ PUMA/ CSS ምስክር ወረቐት
  • ናይ ኣስራሒ ምስክር ወረቐት፣ ናይ ስራሕ ምስክር ወረቐት ወይ ናይ ደሞዝ ወረቐት፣
  • ብቑዕ እንተኾንካ ፋይናንሳዊ ሓገዝ ንምርካብ ዝርዝር ሕሳብ ባንክ (RIB)።
  • ሲቪ (Curriculum Vitae) ዝብል ጽሑፍ ኣሎ።
ምፍላጡ ዘገስድ ሲቪ CV, ከተዳሉ ብትሪ ይምከር፡ እንተዘይብልካ ግን ፈረንሳ ትራቫይል ጽቡቕ ሲቪ ከመይ ጌርካ ከም እትሰርሕ conseils ምኽሪ ትህብ።

ኣብቲ ናይ መጀመርታ ቆጸራኻ፡ እቲ ኣማኻሪ ብዛዕባ መንነትካ፡ ተመኩሮኻን ስራሕ ምድላይካን ሕቶታት ክሓተካ እዩ። ነዚ ሓበሬታ እዚ ተጠቒሞም ፡ ንውጥን ሞያኻን ክሳብ ዝቕጽል ቆጸራኻ እትወስዶም ስጉምትታትን ዝገልጽ ናይ ተወፋይነት ውዕልካ ክፈጥሩ እዮም ። ድሕሪኡ ምስ ፍሉይ ኩነታትካ ዝሰማማዕ መፍትሒታት ሓሳብ ክህቡኻ እዮም።

እዚ ኣኼባ እዚ ፈተና፣ ፈተና፣ ወይ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ኣይኮነን። እቲ ኣማኻሪ ብዛዕባ ድሕረ ባይታኻን ድሌታትካን ዕላማታት ሞያኻን ዝያዳ ክፈልጥ ጥራይ እዩ ዝደሊ።

> ኣንብብ፡ እቲ Refugees.info " ስራሕ ምርካብ ወይ ምስ ፈረንሳ ትራቫይል ስልጠና "

ኣብታ ቆጸራኹም ዝወሰድኩምላ መዓልቲ እንተዘይተረኺብኩም፡ ንፈረንሳ ትራቫይል ክትረኽብዋ ኣለኩም፤
- ብስልኪ ቁጽሪ 3949 (ነጻ ኣገልግሎት + ናይ ከባቢ ጻውዒት ክፍሊት): ትርጉም ኣይከኣልን፣ ነቶም ቋንቋ ፈረንሳ ጽቡቕ ጌሮም ዝዛረቡ ጥራይ
- ብፖስታ
- ብኢመይል ናብ ኣማኻሪኻ
- ወይ ድማ ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ትካልኩም ብምቕራብ

ብድሕሪኡ’ከ ?

እቲ ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ድሕሪ ምዝገባ፡ “s’actualiser” ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ምስ ፈረንሳ ትራቫይል ግዴታ እዩ። እዚ ድማ መሰላትካ ክትዕቅብን ነቲ ናይ ፈረንሳ ትራቫይል ኣገልግሎት ክትረክብን የኽእለኩም።

እዚ ማለት ኣብቲ ስራሕ ኣብ ምድላይ ከም ዘለኹም ፣ ወይ ከም ዝረኸብኩም ይሕብር።

እዚ ማለት፣ ኩሉ ዓይነት ስርሓታዊ ንጥፈታትኩም፣ ኣብቲ ወትሒ እቲ፣ ማለት (ቀዋሚ ይኹን CDD, CDI,ወይ ግዝያዊ፣ ወይ እውን ናይ ውልቂ...) ኣመዝግብዎ

ኣዝዩ ኣገዳሲ፣ ሓበሬታ
ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊብካ ንኽትጸንሕ ኩነታትካ ምዕራፍ ግዴታ እዩ።

እዚ ኣብ መንጎ 28 ናይ ነፍሲ ወከፍ ወርሒን 15 ናይታ ዝቕጽል ወርሒን (ካብ 26 ለካቲት ጀሚሩ) ክትገብሮ ኣለካ።

ኩነታትካ ከተመሓይሽ እንተረሲዕካ፡ ካብ ዝርዝር ተጠቀምቲ ፈረንሳ ትራቫይል ክትእለ ሓደጋ ኣለካ።

ምሕባር ወይ መዝገባ ፣ በዚ ዝስዕብ ኣገባብ ክካየድ ይኽእለኩም።

  • ኣብ እዋን ማሕበራዊ ፣ ምእንቲ ናይ ምምሕዳር France Travail ኣመልክቱ
  • ወይ ፌርማ ተደልዩ፣ ኣብ ትራንት ንዘይ ናይ ምምሕደራ France Travail. እውን ክኸውን ይኸውል

ኩነታትካ ምዕራፍ ግዴታ ኣይኮነን፤

  • ኣብ ኦን ላይን espace personnel,
  • sur l'application mobile "Mon espace",
  • ብ ቴለፎን ናብ 3949,ብምድዋል (ብቋንቋ ፈረንሳ ጥራይ፣ ዝወሃብ ኣገልግሎት ስለ ዝኾነ ኣቐዲምኩም ብዛዕባኡ ሕሰቡ),
  • ወይ ኣብ ቤት ጽሕፈትና agence ብምኻድ ድካብ ኣባላትና ሓገዝ ብምሕታት ይከኣል እዩ!
ምፍላጡ ዘእንተደኣ ኣክችዋላይዝ ብዘይ ዝጌጋ ምግባር ክትለማመዱ ደሊኹም , vous pouvez utiliser ce simulateur en ligne. ዴክላር ምስ ገበርኩም፣ ኣብቲ ናይ France Travail ኣካውንትኹም ብ ቀጥታ እዩ ዝምላእ

ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ።ፈረንሳ ትራቫይል ካብ ካልኦት ምምሕዳራት ሓበሬታ ክትረክብ ትኽእል እያ፡ ንኣብነት ግብሪ impôts ስለዚ ዝተፈላለየ ሓበሬታ እንተ ኣዊጅኩም ወይ እንተተጋግኹም ነዚ ናብ France Travail ፈረንሳ ትራቫይል እውን ክትሕብሩ ኣለኩም።

ብተወሳኺ France Travail. ፈረንሳ ትራቫይል ምስ ኩነታትካ ተኣሳሲሩ ብዙሕ ገንዘብ እንተሰዲዱልካ (“ልዕሊ ዓቐን ክፍሊት”)፡ ክትመልስ ናይ ምሕታት ኣማራጺ ኣለዎ። ግን ተጠንቀቑ፣ ጌጋ እንተዘይሓቢርኩም “ምትላል “fraude“ ስለ ዝቑጸር እገዳ ከስዕበልኩም ይኽእል እዩ።

ምፍላጡ ዝገድስ እቲ ናይ ዲክለረሽን ምምላእ መስርሕ ክትሕብርዎ ዘለኩም ኣገዳሲ ጉዳይ እንተደኣ ኩነታትኩም ተቐይሩ እዩ እቲ ምቕያር እንታይ ክኸውን ከም ዝኽእል ንምግላጽ ኣብዚ ዝርዝራቱ ረኣዩ ici, ን ልምምድ ዝኸውን ሓፈሻዊ መልስታት እውን ኣብኡ ኣለኩም ። እንተደኣ ኣጠቓቕማ ናይ ዴክለረሽንን፣ ካልእን ክሳብ ናይ chômage,መሰልኩምን ካልእን ንምሕታት ኣብዚ ጠውቑ ici

ንምምዝጋብ ምእንቲ ክትክእሉ titre ou document de séjour en cours de validité (ኩሉ ዘይወደቐ ክኸውን ይግባእ ዕለቱ ) በዚ ድማ ኣብ France Travail 

  1. ገለ ገለ ካብ ዶክሜንታትኩም ነፍሲ ወከፍ 3 ኣዋርሕ ዘይወደቑ ክኾኑ ይባእ፣ ብፍላይ መንበሪ ካርድኹም ቅድሚ ምውዳቑ ክሕደሱ ኣለዎም ነዚ ድማ ኣብ ኢንተረኔት Étrangers en France (ANEF) ወይ ውን ከከም ኩነትትኩም ናብ ፕረፈክቱር ብምኻድ ኣሐድሱ .
    > ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ናይ Réfugiés.info "Renouveler une carte de séjour"ምሕዳስ መንበሪ ካርድ
  2. ኣቭዚ እዋን እዚ ፣ እቲብ attestation de prolongation d'instruction (API) ዝፍለጥ ዶክሜንት ወይ ናትኩም ፍሉይ ወረቐት ናብ ናይ ፖለምፕምዋ agence France Travail ዝቀረበ ወኪልኩም ብምኻድ ኣመልክቱ
  3. ሽዑ እቲ ሓድሽ ካርት ሰጁኽ ምስ መጸ ናብ ቤትጽሕፈትና ብምኻድ ን ሰራሕተኛታት ናይ France Travail ፎቶ ኮፒ ንምግባር ሃብዎም።  
ኣዝዩ ምፍላጡ ዘገድስ እዞም መዝገባታት እዚኣቶም ፣ኣገደስቲ እዮም በዚ ድማ ናይ chômage (ገንዘባዊ ሓገዝ ) ብ France Travailክወሃብኩም ይኽእል እንተደኣ ካምኡ ናይ ምርካብ መሰል ዘፍቅድ ኩናታት ሃልይኩም

ድሕሪ ናይ ፈለማ ርክብ ምስ ናይ ፖለምፕልዋ ኣማኻርኹም ፣ ኣብ ዝስዕብ ቂጸራታት ን z ብ ስሩዕ ብ ኢመይል ወይ ብ ደብዳቤ ልውውጥ ብምግባር ወይ ብካልእ መልክዕ ናይ ቆጸራታት ርክብኩም ክቕጽል እዩ።

ብዘይካ እዚ እውን እንተደኣ ዛዕባ መመልከቲታት ናይ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትትኩም ምስ ትካላት ኣብ ርክብ ዘለካ ጸገማት፡ ሓድሽ ሞያ ናይ ምምሃር ተኽእሎታት ወዘተ ንምርካብ ክትዛረቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣገዳሲ ኣብ ኩሎም ቆጸራታት ናይ ምርካብ ግዴታ ኣለኩም

ብተወሳኺ France Travail. ፈረንሳ ትራቫይል ምስ ኩነታትካ ተኣሳሲሩ ብዙሕ ገንዘብ እንተሰዲዱልካ (“ልዕሊ ዓቐን ክፍሊት”)፡ ክትመልስ ናይ ምሕታት ኣማራጺ ኣለዎ። ግን ተጠንቀቑ፣ ጌጋ እንተዘይሓቢርኩም “ምትላል “fraude“ ስለ ዝቑጸር እገዳ ከስዕበልኩም ይኽእል እዩ።

> ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ መዝገብ ናይ Réfugiés.info ነዚ ዝስዕብ ዝኣርእስቱ ፋያል ተወከሱ “Trouver un travail ou une formation avec France Travail

ከከም ውዕል ስራሕካ፡ ኣማኻሪ ፍራንስ ትራቫይልካ ስልጠና ክትውድእ Contrat d'engagement፡ ምስ ትካላት ንምርኻብ ኣብ ሓደ ፍጻመ ክትሳተፍ፡ ናይ ስራሕ ዕድል ክሰደልኩም ወዘተ ክሓተካ ይኽእል እዩ። ተገዳስነት እንተዘይብልኩም፡ መልሲ ክትህብን ስለምንታይ ከምኡ ከም ዝኾነ ምግላጽን ምሃብ ኣይትግደዱን።


ምፍላጡ ዘገድስ ብውሑዱ ን6 ኣዋርሕ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊብኩም እንተኾንኩምን ንስራሕኩም ፍቓድ ምዝዋር መኪና ኣድላዪ እንተኾይኑን፡ ካብ ፈረንሳ ትራቫይል ገንዘባዊ ሓገዝ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም ክትስልጥኑን ፈተና ክትወስዱን ትኽእሉ ኢኹም። ንዝያዳ ሓበሬታ > ንምንባብ: እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት “ንፍቓድ ምዝዋር መኪናኻ ንምኽፋል ካብ ፈረንሳ ትራቫይል ሓገዝ ውሰድ”> A lire : la fiche Réfugiés.info "Avoir une aide France Travail pour payer le permis de conduire"


ስም ተጠቃሚነት ወይ ናይ ሕሳብኩም ንምርካብ፡ ኣብ እዋን ምትእስሳር “nom d’utilisateur ብምባል ዝፍለጥ፣ ንዕኡ ን ምርካብ ምስ እትደልዩ "J’ai oublié mon nom d’utilisateur" ብምባል ትጥውቑ

ኩነታትካ ምዕራፍ ማለት ገና ስራሕ ትደሊ ኣለኻ ወይ ስራሕ ረኺብካ ማለት እዩ።

ኣብቲ ወርሒ ዝነበረካ ኩሉ ብደሞዝን ርእሰ-ተኣማንነትን ስራሕቲ (ናይ ውሱን ግዜ ውዕላት፣ ቀዋሚ ውዕላት፣ ግዝያዊ ስራሕ፣ ኢንተርፕሪነርሺፕ፣ ስልጠና ወዘተ)፣ ከምኡ እውን ኣብ ናይ ሕማም ዕረፍቲ ኔርካ ዲኻ ክትእውጅ ኣለካ። CDD, CDI, intérim, entrepreneur, formation...),

ኣዝዩ ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail.ተመዝጊብ ንኽትጸንሕ ኩነታትኩም ምዕራፍ ግዴታ እዩ።

እዚ ኣብ መንጎ 28 ናይ ነፍሲ ወከፍ ወርሒን 15 ናይታ ዝቕጽል ወርሒን (ካብ 26 ለካቲት ጀሚሩ) ክትገብሮ ኣለካ።

ኩነታትካ ከተመሓይሽ እንተረሲዕካ፡ ካብ ዝርዝር ተጠቀምቲ ፈረንሳ ትራቫይል ክትእለ ሓደጋ ኣለካ።

ምዕራፍ ምግባር ግዴታ ኣይኮነን፤

  • ኣብ መደብ ማሕበራዊ ውህደት ካብ ፈረንሳ ትራቫይል ካሕሳ ከይተቐበለ
  • ወይ ድማ ካብ ፈረንሳ ትራቫይል ካሕሳ ከይተቐበልካ ናይ ቃል ኪዳን ውዕልካ ምፍራም ምጽባይ።

ኩነታትኩም ከተመሓይሹ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ኣብ ኢንተርነት ኣብ ናትካ... espace personnel
  • ኣብ l'application mobile "Mon espace"
  • ብስልኪ ቁጽሪ 3949 (ትርጉም ኣይከኣልን፣ ነቶም ቋንቋ ፈረንሳ ጽቡቕ ጌሮም ዝዛረቡ ጥራይ)
  • ወይ agenceምርካብ ብሓገዝ ኣማኻሪ።

ምፍላጡ ዘገድስ   ካብ ሓደጋ ነጻ ዝኾነ ምዕባለ፡ vous pouvez utiliser ce simulateur sur internet. ነዚ ስሚዩለተር ብኢንተርነት ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣብዚ ፈረንሳ ትራቫይል ስሚዩለተር ዝቐረበ ሓበሬታ ኣብ ውልቃዊ ፋይልካ ኣይቅመጥን እዩ።

France Travail a accès aux informations d’autres administrations, les impôts par exemple. 

Si vous déclarez des informations différentes ou si vous vous êtes trompé, il faut aussi le signaler à France Travail.

Si France Travail vous envoie trop d’argent par rapport à votre situation (un "trop-perçu"), il a l'obligation de vous demander de rembourser. Mais attention, si vous ne signalez pas une erreur, c’est de la "fraude". Vous pourrez être sanctionné.ፈረንሳ ትራቫይል ካብ ካልኦት መንግስታዊ ትካላት ከም በዓል መዚ ግብሪ ሓበሬታ ክትረክብ ትኽእል እያ።

ዝተፈላለየ ሓበሬታ እንተ ኣዊጅካ ወይ እንተተጋጊኻ ናብ ፈረንሳ ትራቫይል እውን ክትሕብር ኣለካ።

ፈረንሳ ትራቫይል ምስ ኩነታትካ ብተዛማዲ ብዙሕ ገንዘብ እንተሰዲዱልካ ("ልዕሊ ዓቐን ክፍሊት")፡ ክትመልሰልካ ክሓቱኻ ግዴታ ኣለዎም። ይኹን እምበር፡ ጌጋ ዘይምሕባር "ምትላል" ከም ዝኾነ ኣስተውዕል። ቅጽዓት ከጋጥመካ ይኽእል እዩ።

Les questions principales sur l’actualisation et les changements de situation sont ici, avec des réponses générales. Si vous voulez connaître les dates à respecter pour actualiser votre situation et obtenir le versement de votre allocation chômage, rendez-vous ici.

እንተደኣ ካብ መዝገብ ተጠቃምነት ናይ (ካብ ዝርዝር ተጠቀምቲ ፈረንሳ ትራቫይል ተሰሪዝኩም )

  • እንተደኣ ኣክችዋላይ ወይ ምሕባር ኩነታትኩምን ኣታዊኹም ኣብ መንጎ ዕለት 28 ክሳብ 15 ናይ ክልተ ምሕባር እንተረሲዕኩም
  • ብዘይ ብቑዕ ምኽንያት ኣብ ቆጸራ ኣይተሳተፍኩምን።
  • ካብ ፈረንሳ ትራቫይል ዝመጸ ሕቶታት መልሲ እተዘይመሊስኩም፡ ውዕል ስራሕ፡ መርትዖ ናይ ስራሕ ምድላይ...
  • ጥዕናኻ ንምፍታሽ ሕክምናዊ መርመራ ምግባር ኣቢኹም።
  • ፋርማስዮ ምግባር ተሓቲትኩም ምስ እትነጽጉ
  • እንተደኣ ንሕቶታት ፈረንሳ ትራቫይል ን 2 ሻዕ ዘይመሊስኩምሉ
ምፍላጡ ዘገድስ ርትዓዊ ምቕራብ ስራሕ ማለት ምስ ፕሮፋይልካ ተመኩሮኻን ስልጠና ዝሰማማዕን ካብ ገዛኹም ብዙሕ ዘይርሕቕን ስራሕ ዝፈጥን ሓበሬታ እዩ።

ንምንታይ ካብቲ መዝገብ ከም ዝተኣልየ ዝገልጽ ደብዳበ ክመጸኹም እዩ።

ምኽንያታት ንምግላጽ ክትምልሰሉ ትኽእሉ ኢኹም፡ ወይ ብፖስታ ወይ ምስ ኣማኻሪኻ ቆጸራ ብምሓዝ።

ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ እንተደኣ ካብ መዝገብ ተሓኪኽኩም ደጊም ኣገልግሎት ፖል ኤምፕሎይ ክትረክብ እትኽእሉ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣይትረኽቡን ኢኹም ማለት እውን እዩ።

እዚ ኮይኑ ዝጸንሓሉ እዋ ከከም ኩነታት ይፈለለ እዩ ካብ 1 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ክጸንሕ ይኽእል እዩ ነዚ ዝያዳ ንምንጻር ኣብዚ ብምጥዋቕ ተወከሱ en fonction du motif.

  • ናይ ስራሕ ኣልቦነት ሓገዝ ብኸፊል ክቋረጽ ይኽእል እዩ። ኣብ ከምዚ ኩነታት ካብ ጥቕምታትኩም ገለ ክፋል ጥራይ ኢኻ ትረክብ። ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ዳግማይ እንተተመዝጊብካ (ኣብ መወዳእታ ናይቲ ናይ ምውጋድ ግዜ)፡ ምሉእ ጥቕምታትካ ክሳብ መሰልካ ዝውዳእ ዳግማይ ክጅምር እዩ።
  • ናይ ስራሕ ኣልቦነት ሓገዝ ምሉእ ብምሉእ ክቋረጽ ይኽእል እዩ። ኣብ ከምዚ ኩነታት ድሕሪ ደጊም ዝኾነ ይኹን ጥቕሚ ኣይክትረክብን ኢኻ። ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ዳግማይ እንተ ተመዝጊብካ (ኣብ መወዳእታ ናይቲ ናይ ምእጋድ ግዜ)፡ ጥቕምታትካ ዳግማይ ኣይጅምርን እዩ።

እንተደኣ ምናልባት ናይ መንበሪ ፍቓድኩም ወይ ቅብሊትኩም ግዜኡ ወዲኡ ነቲ ሓድሽ ፍቓድ ወይ ቅብሊት ኣየቕረብኩምን።

ምፍላጡ ዘገድስ ድሕሪ ሕጂ ከም "ደላዪ ስራሕ"demandeur d’emploi" " ተመዝጊብኩም ስለዘይኮንኩም ነቲ ኩነታት ዝገልጽ ደብዳበ ይመጸኩም።

ዳግማይ ናይ ምምዝጋብ ተኽእሎ ኣለካ :

19 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

juliepjuliepምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
utilisateur_41222952utilisateur_41222952ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_20876292utilisateur_20876292ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
alhindi nouralhindi nourተርጓሚ/ሚት
utilisateur_39243168utilisateur_39243168ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noornoorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
fatma bouhejbafatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
utilisateur_92556286utilisateur_92556286ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianne georgesmarianne georgesተርጓሚ/ሚት

Liens utiles