Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifጥዕናኣብ ማእከል ክትትል VIHን ብጾታ ዝመሓላለፉ ሕማማትን IST (CeGIDD) (21 - Côte-d'Or)

ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት መርመራ ንምግባር

ምስ ኣብ ማእከል ክትትል VIHን ብጾታ ዝመሓላለፉ ሕማማትን IST (CeGIDD)

Unité de Prévention des Maladies Infectieusesኣዳላዊ Unité de Prévention des Maladies Infectieuses ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እቲ CeGIDD,ማእከል ክትትል VIH ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን IST ፣ ናይ VIHሃይፐተሲስ፣ IST (ፈንጣጣ ፣ ጅግልን ..)ከንኦትን .ሕማማት መርመራ ይዕድም።ምእንቲ እቶም ሕማማት ንምግታእን ንምፍፍዋስን ክንእል።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብ ነጻ ዝግበር መርመራ

ጉዳይጥዕና ተሓከምቲ ኣብ ውሽጢ ሰብ ሞያን ሓኻይም ጥራይ ዝተርፍ ጥራይ ዝተርፍ ምስጢር

እንተደኣ እቲ እቲ ሕማም ኣለኡም ኮይኑ ፣ ን ፈተውትኹም ምእንቲ ከይትልክሙ

ከመይ ንገብሮ?

ብ ቴለፎን au 03 80 28 14 63

ን ኣብ ልዮንን ከባቢኣን እትርከቡ ኣብ

- ኣብ A Beaune : ወትሩ ረቡዕ፣ ብዘይካ ኣብ እዋን ዕረፍቲ ናይ ትምህርቲ

ኣብ Chatillons sur siene, 1ይን 3ይ ሰኑይ ናይ ኩሉ ወርሒ ፣ ብዘይካ ኣብ ኣዋን ናይ ትምህርቲ ዕረፍቲ

- ኣብ Auxonne 3ይ ረቡዕ፣ ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒ፣ ብዘይካ ኣብ ዕረፍቲ ትምህርቲ

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
upmiupmiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
clat 21clat 21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት