Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ ባንክ ሕሳብ ምህላው

ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

እንታዩ’ዩ ?

ስደተኛታት፡ ወረቐት ዘለዎም ከምኡ’ውን ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ሃገር ዘይብሎም ሰባት፡ ከከም ኩነታቶም፡ ካብ ክፍሊት ኣበል ስድራቤት (CAF) ገንዘባዊ ሓገዝ ክረኽቡ ይኽእሉ ዘኽእል መስርሕ እዩ።

ዝተፈላለተ ሓገዛት ምርካብ ይከኣል ኣዩ

እቲ እትቕበልዎ ገንዘብ ’appelle “prestation” ወይ “aide” ወይ ካልእ እውን “allocation”. እዚ ዝግብኦ ሰብ ክፍሊት CAF appelée ይበሃል ement

ናይ ቆልዑ ሓገዝ Prestation d'accueil du jeune enfant (Paje
እቲ እትቕበልዎ ገንዘብ ’appelle “prestation” ወይ “aide” ወይ ካልእ እውን “allocation”. እዚ ዝግብኦ ሰብ ክፍሊት CAF appelée ይበሃል

  • ኩነታትካ ካብ CAF ገንዘብ ናይ ምቕባል መሰል ይህበካ እንተኾይኑ ንምፍላጥ፡ ኣብ ኢንተርነት ስሚዩላሽን ክትገብር ትኽእል ኢኻ (ስጉምቲ 2 ርአ)። ሓገዝ ንምሕታት ድሕሪኡ ኣብ CAF ክትምዝገቡ ከድልየኩም እዩ (ስጉምትታት 3ን 4ን) እቲ ናይ ንኣሽቱ ህጻናት ክንክን ሓገዝ (ፓጀ) Prestation d'accueil du jeune enfant (Paje)
ኣስተውዕሉ፡ ሓገዝ ካፍ CAF ኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ሰባት ጥራይ እዩ።

ገለ ሓገዛት ኣብ ኣታዊኻ (ደሞዝ፡ ናይ ስራሕ ኣልቦነት ሓገዛት) ይምርኮስ፡ ገለ ድማ ኣይኮነን።

ገለ ሓገዝ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ናብ ባንክ ሕሳብካ ይለኣኽ። ካልእ ሓገዝ ናይ ሓደ ግዜ እዩ: ይለኣኽ a እቲ እትረኽቦ ገንዘብ “ጥቕሚ” ወይ “ሓገዝ” ወይ’ውን “ኣበል” ይበሃል። ካብ ካፍ ሓገዝ ዝረክብ ሰብ “ተጠቃሚ” ይበሃል።

.
ኣገዳሲi
ምፍላጡ ኣገዳሲ ! : ዑቕባ ምስ ኣመልከትካ ኣብ CAF ክትምዝገብን ንRSA ከተመልክትን ተኽእሎ ኣሎካ። ካብ OFPRA ወይ CNDA ብዛዕባ ሓለዋኻ ኣወንታዊ መልሲ ምስ ዝረኸብካ፡ ነቲ ሰነድ ናብ CAF ስደዶ፡ እዚ ድማ ካብታ ሕቶኻ ዘቕረብካላ ህሞት ጀሚሩ RSA ናትካ ከስልጥ እዩ። እዚ ድማ “ምምላስ መሰላት” ይበሃል። "rétroactivité des droits".ብመሰረት ኩነታትት ሓታቲ፣ ሓ “prestation” ወይ “aide” ወይ እውን “allocation”. ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኩነት ናይ ምድብ ይህልዎ።

ፋይልካን ክፍሊት ሓገዝካን ንምክትታል ወይ’ውን ለውጢ ንምእዋጅ ነጻ “CAF -“CAF - Mon compte” ዝብል ከተውርድ ትኽእል ኢኻ።

> Lien de téléchargement App Store (Apple)
> Lien de téléchargement Play Store (Android)

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ መርበብ ሓበሬታCAF ካፍ፡ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም፤

እንተደኣ ዝግባኩም ኮይኑ ፈተነ ግበሩ (ኣብ ከልኣይ 2 ደረጃ ርአ).

ኩነታትካ ገንዘባዊ ሓገዝ ክትረክብ የኽእለካ እዩ ኢልካ እንተሓሲብካ፡ መጠን ሓገዝ ክንደይ ከም ዝኸውን ንምፍላጥ ምምሳል ክትገብር ኣለካ።ኣብዚ ወብሳይት ኬድኩም ፈትሽዎ

Cliquez ici pour faire une simulation sur le site de la CAF.

እንተደኣ እቲ ናይ ካፍ ሓገዝ ንኽትረኽቡ ትደልዩ ፣ እዚ ዝስዕብ ግበሩ።

ኣብ Commencer” ” ዝብል ጠውቕ ድሕሪኡ ንዝሕተቱ ሕቶታት መልሱ። ኣብ መወዳእታ ““Calculer” ” ዝብል ጠውቕ፦ ውጽኢት ናይቲ ስሚዩሽን ይርአ።

እቲ ምግምት ሓገዝ ከም ዘይብልካ እንተ ኣመልኪቱ፡ ስለምንታይ ከምኡ ከም ዝኾነ ክገልጽ እዩ። ሕቶታት ክትምልስ ከለኻ ጌጋ እንተፈጺምካ፡ እንደገና ክትጅምር ትኽእል ኢኻ።

እቲ ስሚዩለተር ሓገዝ ክትረክብ መሰል ከም ዘለካ እንተ ኣመልኪቱ፡ ግምታዊ መጠን ገንዘብ የመልክት። ነዚ ሓገዝ ከም ዝረኸብካ ንምርግጋጽ፡ ከምኡ’ውን ክንደይ ዝኣክል ብልክዕ ንምፍላጥ፡ “ናይ ጥቕሚ ሕቶ” (ስጉምቲ 3) ብምግባር ኣብ CAF ክትምዝገብ ኣለካ።)


ካልእ ንኹሉ እቲ ክትረኽቦ ዝግበኣካ ሓገዝ ንምምሳል ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ ኣሎ፣ ንኹለን ትካላት ኣብ ሓደ እዋን። : Mesdroitssociaux.gouv.frእቲ እትቕበልዎ ገንዘብ ’appelle “prestation” ወይ “aide” ወይ ካልእ እውን “allocation”. እዚ ዝግብኦ ሰብ ክፍሊት

Pour faire une demande d'aide financière :

Cliquez ici pour aller sur le site de la CAF, rubrique "Mes démarches".

ኣብቲ ገጽ ናይቲ ወብሳይት ብምኻድ ወይ "Faites une demande de prestation en ligne"ኢልኩም ብሕታት

Cliquez ensuite sur le type d'aide dont vous avez besoin :

  • ውልቃዊ ህይወት : ልደት, ኣዳፕት ምግባር , ምፍታሕ ወይ ፍልልይ, ናይ ቆልዑ ትምህርቲ …ወረተ
  • ሞያዊ ህይወት : RSA, መሰረታዊ ጠላባት
  • መንበሪ ገዛ: aናይ ክራይ ሓገዝ (APL), ቀዳማይ ምቕያር ገዛ
  • ናይ ስንኩላን ሓገዝ :ን ስንንኩላን ቆልዑ ዝወሃብ ሓገዝ, ን እኹላት ሰባት ዝወሃብ ሓገዝ
  • ጃደጋ ምስ ዘጋጥም: ስንልክናe,ሞት , ኮነ ግፍዒ ኣብ ዘጋጥመሉ

ሓገዝ ምስ እትደልዩ, ኣብ “faire la demande”.

ብድሕሪኡ ኣካውንት ክትፈጥር ኣለካ (ድሮ ተጠቃሚ እንተዘይኮንካ) ወይ ክትኣቱ ኣለካ (ተጠቃሚ እንተኾንካን ድሮ ኣካውንት እንተሃልዩካን)። (ደረጃ 4 ርአ)

ዝግባኣኩም ናይ ሕቶ ዶክመንታት ምልኡ

ሓያሎ ሓገዛት ክትሓትት እንተደሊኻ (ንኣብነት la prime d’activité et la prime እቲ ናይ ምንቅስቓስ ቦነስን ናይ ልደት ቦነስን)፡ ሓያሎ ዝተፈላለዩ ሕቶታት ከተቕርብ ይከኣል እዩ።

እንተደኣ ነቲ ሓገዝ ንኽትሓቱ ምእንቲ እንታይ ክትግብሩ ኣኣለኩም “demande de prestation” ዝብል ኣብ (መድረኽ ዘሎ 3)ሰዓብዎ።

ኣቐዲምኩ ግን ኣብ ካፍ ሓደ ሕሳብ ክፈቱ

> ገና ኣካውንት እንተዘይብልካ (ተቐባሊ CAF ዘይኮንካ)፡ ብ 1 ወይ 2 ዝጅምር ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነትካ የድልየካ: እዚ መለለዪኻ እዩ። መጀመርታ ዝርዝር ርክብካን ኣብ መንበሪ ካርድኻ ዘሎ ሓበሬታን ምልኣዮ፡ ድሕሪኡ ብኤስኤምኤስ ወይ ኢመይል ዝረኸብካዮ ናይ ምርግጋጽ ኮድ ጽሓፍ። ድሕሪኡ ፓስዎርድ ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ። ኣብ ዝቕጽል ግዜ፡ ብቐጥታ "connexion"." ክትጥውቕ ትኽእል ኢኻ።

> ገና ኣካውንት እንተዘይብልካ (ተጠቃሚ CAF ኣይኮንካን)፣ ወይ ድማ ብ1 ወይ 2 ዝጅምር ውዱእ ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት እንተዘይብልካ: "ኣይፋል" ንዝብል ሕቶ "ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት ኣለኒ ማሕበራዊ ድሕነት" ትምልሰሉ። ግዝያዊ መለለዪ መንነት ክትረኽቡ ኢኹም። መጀመርታ ዝርዝር ሓበሬታኻ ምልኣዮ፡ ድሕሪኡ ብኤስኤምኤስ ወይ ብኢመይል ዝመጸካ ናይ ምርግጋጽ ኮድ ጽሓፍ። ድሕሪኡ ፓስዎርድ ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ። ኣብ ዝቕጽል ግዜ፡ ግዝያዊ መለለዪኻ ተጠቒምካ ብቐጥታ ኣብ "connect" ክትጥውቕ ትኽእል ኢኻ (ክሳብ ውዱእ ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነትካ ትረክብ)።

> ድሮ ኣካውንት እንተሃልዩካ (ተቐባሊ CAF ኢኻ)፡ ብ 1 ወይ 2 ዝጅምር ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነትካ የድልየካ: እዚ ሓድሽ መለለዪኻ እዩ። ኣብ መጀመርታ ግዜ በቲ ናይ ቀደም ፓስዎርድካ እቶ፡ ድሕሪኡ ክትቅይሮ ከድልየካ እዩ።

ውዱእ ማሕበራዊ ድሕነት)።

ብተወሳኺ ምስ ናይ ፈረንሳኮኔክት ኣካውንትካ ናይ ምትእስሳር ኣማራጺ ኣለካ።
ንምንባብ: እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት ምስ FranceConnect ምስ ሓደ መርበብ ሓበሬታ ተራኸብ።
ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ፈሩጂ ኣንፎ ተወከሱ Réfugiés.info Se connecter à un site avec FranceConnect.
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
ንCAF ብስልኪ ቁጽሪ 3230 (ነጻ) ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም፣ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 4 ኣስተውዕሉ። ንመርበብ ሓበሬታ፡ CAF, እዚኦም እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተገልጹ ሓደስቲ መለለዪታት እዮም።

ብቐጥታ ናብቤት ጽሕፈት CAF ክትከይድ እንተደሊኻ ንሱ እውን ይከኣል እዩ። ኣድራሻን ዝርዝር ርክብን ናይ CAF ኩም ንምርካብ ናብ መርበብ ሓበሬታ www.caf.fr ብምእታው ኣብ ላዕሊ የማን ኣብ ""Ma CAF" ጠውቑ እሞ ፖስታ ኮድኩም (5 ኣሃዛት ንኣብነት: 95500) ጽሓፉ ድሕሪኡ " "valider".ጠውቑ "ዝብል ቃል ንረክብ። ናብቲ ናይ ክፍልኹም ገጽ CAF ክትቀንዑ ኢኹም። ኩሎም ዝተፈላለዩ እዮም። ብሓፈሻ “ርኸቡና” ወይ “መቐበሊ ነጥብታት” ክትጥውቑ ትኽእሉ ኢኹም።

ብድሕሪኡ’ከ ?

እንተደኣ እንተደኣ (ንኣብነት : ሓድሽ ገዛ ክትቅይሩ ኮይንኩም ወይ ፍትሕ ኮነ ምፍልላይ ኣጋጢምኩም።)ን ላካ ሓብሩ CAF. እተድደኣ ናይ ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ለውጢ ጌርኩም (ስራሕ ጀሚርኩም ፣ ኣብ ዝኽፈሎ ስታጅ እንተለኹም ወዘተ …), ን ኻፍ ሓብሩ ኣብ ናይ ኢንተሬት ገጽ ናይ CAF, dኣብ “mon compte”, ምስከድኩም ነቲ ፣ “déclarer un changement”. ዝብል ጠውቑ።

እንተድደኣ RIB ን ኣብነት ናይ ባንኪ ሕሳብ እንተቀይርኩም እቲ ምዕባሌን ገምጋምን ናይ ኩነታትኩም ፣ መሰረት ዝገበሩ ሓገዝ ክትረኽቡ ኢኹም።


ካልእ ንኹሉ እቲ ክትረኽቦ ዝግበኣካ ሓገዝ ንምምሳል ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ ኣሎ፣ ንኹለን ትካላት ኣብ ሓደ እዋን። : Mesdroitssociaux.gouv.frእቲ እትቕበልዎ ገንዘብ ’appelle “prestation” ወይ “aide” ወይ ካልእ እውን “allocation”. እዚ ዝግብኦ ሰብ ክፍሊት

ዝኾነ መውጢ ን ላካፍ CAF ሃብሩ :

  • ናብ sur le site internet de la CAF ወይ ኣብ ኣፕሊኬሽን connectez-vous,
  • ሽዑ "Mon profil" ሽዑ ናብዚ ጠውቑ "déclarer un changement".
ምፍላጡ ዘገድስ

ካፍ ካብ ካልኦት ምምሕዳራት ሓበሬታ ክረክብ ይኽእል እዩ፣ ንኣብነት ግብሪ። ዝተፈላለየ ሓበሬታ እንተ ኣዊጅኩም ወይ እንተተጋግኹም ነዚ ናብ CAF እውን ክትሕብሩ ኣለኩም። CAF ንኹነታትካ ዝኸውን ገንዘብ እንተሰዲዱልካ (“ልዕሊ ዓቐን ክፍሊት”)(un “trop-perçu”),፡ ክትመልስ ናይ ምሕታት ኣማራጺ ኣለዎ። ግን ተጠንቀቑ፣ ጌጋ እንተዘይሓቢርኩም፣ ከም “ምትላል“fraude“.” ክውሰድ ይኽእል እዩ። ድሕሪኡ እገዳ ክግበረልካ ይኽእል እዩ።

ኣብ ባኪ ሕሳብ ዝዉንሓገዝ ሕቶኹም ምስ ኣቕረብኩም ፋይልኩም መስርሕ ይጽበ ኣሎ። ክትጽበ ኣለካ፣ ካልእ ደብዳቤ ወይ ኢመይል ምልኣኽ ኣየድልን እዩCAF ካፍ ብዙሕ ሕቶታት ይቕበልን ምድንጓያት ሓደ ሓደ ግዜ ነዊሕ ይኸውንን።

መስርሕ ሕቶኹም ብኢንተርነት ወይ ኣብ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ካፍ-ሞን ኮምፕት ክትከታተሉ ትኽእሉ ኢኹም። Rendez-vous sur caf.fr > Espace Mon Compte > ዝብል ምድብ Mes démarches.


CAF ካባኻ ተወሳኺ ሰነዳት እንተደልዩ (ንኣብነት ሓድሽ መንበሪ ፍቓድ)፡ ኣብ መበገሲ ገጽ ናይቲ ኣካውንትካ (ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣብቲ መመልከቲ) ቀይሕ ፍሬም ይረአ። እዚ ድማ መተሓሳሰቢ ከም ዝመጸካ የመልክት። ፋይልካ ንምዕራፍ ነቲ ሰነድ(ታት) ብዝተኻእለ መጠን ብቕልጡፍ ክትሰዶ ኣለካ።

ኣብ ነፍሲ ወከፍ 3 ወርሒ፡ ነፍሲ ወከፍ ሰብ AAH ((Allocation Adulte Handicapé), RSA (ou la prime d’activité ) ወይ ናይ ንጥፈታት ቦነስ ዝረክብ፡ ጸጋታቱ ናብ CAF ክእውጅ ኣለዎ።

እዚ መስርሕ እዚ “"déclaration trimestrielle de ressources"ርብዒ ዓመት ኣዋጅ ” ይበሃል። ንነፍሲ ወከፍ ዝተሓተተ ወርሒ፡ በቲ ዝረኸብካዮ ገንዘብ (ደሞዝ፡ ናይ ስራሕ ኣልቦነት ሓገዝ ወዘተ)፡ ሰደቓ ክትመልእ ኣለካ። እዚ ድማ ካፍ CAF ንዝቕጽሉ 3 ኣዋርሕ ዝለኣኽ ሓገዝ ንኽሕስብ የኽእሎ።

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ርብዒ ዓመት ጸጋታትካ ከመይ ጌርካ ከም እትእውጅ ንምፍላጥ => ተወከሱ Réfugiés.info ወረቐት ኣብ ርብዒ ዓመት ምእዋጅ ጸጋታት ናብ CAF déclaration trimestrielle des ressources à la CAF.

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
hugo stéphanhugo stéphanምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
fatma bouhejbafatma bouhejbaምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kerriankerrianተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት