Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

225€ ሓንሳብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ምሕዳስ ካርት ሰጁር ወይ መንበሪ ካርድ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

እንታዩ’ዩ ?

ናይ መንበሪ ካርድኹም፣ ናብ ብዝዛም ገጹ ምስ ፣ ወይ ክወድቕ ምስ ቀረበ ("ናይ ምግልጋል እዋኑ ምስ በቅዐ") ሓድሽ ካርድ ምእንቲ ክህልወኩም ፣ ጠለብ ከተቕርቡ ክታትቱ ይግባእ
እዚ መስስርሕ ድማ ምሕዳስ ካርድ መንበሪ ይበሃል።

ስደተኛታትን ወይ እውን ናይ ዑቕባ ወረቐት ዘለኩም ምስ እትኾኑ፣ Étrangers en France (ANEF) መንጎ 4 ን 2 ኣዋርሕ ቅድሚ እቲ ካርድ ምውዳቑ ከተመልቱ ይግባእ።.

ድሕሪ ናይ 4 ዓመት ጻንሖት ኣብ ፈረንሳ ብተጠቃሚ ካርድ ናይ ትሕተ-ቅርጺ ሓለዋ ወይ ሃገር ኣልቦ ሰብ ደረጃ፡ ብቐጥታ ንነባሪ ካርድ (10 ዓመት) ከተመልክቱ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ ከምዚ ኩነታት፡ ገለ ፕረፈክቸራት ናይ ሽፋን ደብዳበ፡ ምስክር ወረቐት ብደረጃ ፈረንሳ ወይ ናይ መወዳእታ ምልክታታት ግብሪ ክሓታ ይኽእላ እየን።

ከመይ ንገብሮ?

ሓስሽ ካርድ ንክህልወኩም ፣ ድሮ ቅቡል ዝኾነ ካርድ ክህልውኹም ዝግባእ ፣ ወረቓቕቲ :

  • ናይ ዕለተልደት ምስክር l'OFPRA ካብ ኦፍራ (acte de naissance, acte de mariage ምርዕዋት ምስ እትኾኑ ድማ ናይ መርዓ መረጋገጺወረቐት )
  • እቲ ደብዳቤ ናይ ኦፍራ ውሳኔl’OFPRA ወይ ናይ CNDA ናይ ዝተባህለ መስርሕ ዝሓለ ናይ ቁቕባ መሰል ምስ ዝህልወኩም፣ ወይ ኣብ ትሕቲ ጽላል ሓለዋ ናይ ስደራን መጸምዲን ካልእን ዝምልከት ናይ ዑቕባ መሰላት ምስ ዝህልወኩም
  • Justificatif de domicile de moins de 6 mois (ወይ እቲ ምስክር ወረቐት ን ናይ ናይ ጽግዕተኛ ገዛ፣ ናይ ገዛ ክራይ መረጋገጺ).
መረጋገጺ ኣድራሻ የድሊ፣ እዚ ማለት ድማ ​​መረጋገጺ መንበሪ ማለት ኣይኮነን።
ቅዋሚ መንበሪ ዘይብልኩምን ፖስታ ንምቕባል ፖስታ ኣድራሻ ጥራይ ምስ ዝህልወኩምን እቲ ልሙድ ናይ መንበሪ ምስክር ወረቐት ተቐባልነት ኣለዎ።
- ምስ ሓደ ሰብ (ቤተሰብ፡ ዓርኪ፡ ወለንተኛ ወዘተ) ትሓድር እንተኾንካ፡ ክትሰድድ ኣለካ፡ ካብቲ ዘአንግደካ ሰብ ናይ መንበሪ ምስክር ወረቐት፡ ቅዳሕ ናይ መንነቱ (ወይ መንበሪ) ወረቐትን ናይ ገዛ መረጋገጺ ብስሙ (ኤሌክትሪክ ወይ ናይ ቴሌፎን ሕሳብ)።

3 e-photos
> A lire : la fiche Réfugiés.info "Faire et utiliser une e-photo".

  • Si vous êtes marié et ressortissant d'un pays qui autorise la polygamie : déclaration sur l'honneur de non-polygamie (le fait de ne pas être marié à plusieurs personnes en France)
  • neur de non-polygamie (le fait de ne pas être marié à plusieurs personnes en France)
እቲ ምምሕዳር ካልእ ሰነዳት ክሓተካ ይኽእል እዩ። ንኣብነት ኣብ ዝተወሰኑ ፕረፈክቸራት መረጋገጺ ኣታዊ ኹም ወይ ንጥፈት ይሕተት: ምልክታ ግብሪ፣ ውዕል ስራሕ፣ ምስክር ወረቐት ፖል ኤምፕሎይ ወዘተ።
ናይ ነባሪ ካርድ ንምሕዳስ (10 ዓመት)፡ ዝተወሰና ፕረፈክቸራት ካብ ፈረንሳ ወጻኢ ንልዕሊ 3 ተኸታተልቲ ዓመታት ከምዘይነበርካ ዘረጋግጽ ናይ ቃለ መሓላ ምስክር ወረቐት ክሓታ ይኽእላ እየን።

ስደተኛታት ናይ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ እንተኾይንኩም ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ብኢንተርነት መንበሪ ፍቓድ ክትሓትት ኣለካ፡ https://administration-etrangers-en-france.interieur.gouv.fr/

  • ናብቲ Étranger France (ANEF) ዝብል ኣካውንትካ ኣቲኻ፡ ኣብ ላዕለዋይ የማናይ ሸነኽ ናይቲ መበገሲ ገጽ ስምካ ጠውቕ፡ ""Accéder à mon compte". " ድማ ምረጽ።
  • .ወይ ድማ ቅድሚ ሕጂ ሰሪሕካዮ ዘይትፈልጥ እንተኾንካ ኣካውንትካ ፍጠር

> A lire : la fiche Réfugiés.info “Créer un compte personnel sur Etrangers en France (ANEF)”.

ሃገር ዘይብሎም ሰባት ገና ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ከመልክቱ ኣይክእሉን እዮም። ሃገር ኣልቦ ምዃንካ ኣፍልጦ እንተተዋሂቡካ፡ ብቐጥታ ናብቲ ኣብ ጥቓ ኣድራሻኻ ዝርከብ ፕረፈክቸር ብምኻድ ናይ መንበሪ ፍቓድ መመልከቲኻ ከተቕርብ ኣለካ።t à la préfecture p እቶም ዝሕተቱ ሰነዳት ምስቲ ብኢንተርነት ዝቐረበ ሕቶ ሓደ እዮም።

እቲ ምምሕዳር ዘይትፈልጦ እንተኾንካ (ኣባል ስድራቤት ናይ ሓደ ስደተኛ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ ወይ ሃገር ኣልቦ ሰብ)፡ ከምኡ’ውን ናይ ወጻኢ ቁጽሪ ወይ ቁጽሪ ቪዛ እንተዘይብልካ፡ ብቐጥታ ናብቲ ፕረፈክቸር ብምኻድ መንበሪ ፍቓድ ክትሓትት ኣለካ።

ሓንሳብ ንኹሉ ዶክሜንት ከም ዘለኩም ምስ ኣረጋገጽኩም፣ ኣብe sur le site Étrangers en France (ANEF),እተዉ፣ ኣብ “Jedemande ou renouvelle un titre de séjour”. ጠውቑ

እቲ ቀዳመይ ደረጀ 1. ንምኻድ

ነቲ ቅጥዒ መሊእካ ካብ ደረጃ 1 ጀሚርካ ሰነዳት ክትሰድድ ኣለካ።

> ንዝያዳ ሓበሬታ “A la fiche Réfugiés.info "Scanner un document".ንሓደ ሰነድ ስካን ግበሮ”።

ሕቶ ብኢንተርነት ምስ ኣቕረብኩም፡ ብቀጥታ ብኢመይል “ናይ ምቕራብ መረጋገጺ” dépôt"attestation ይመጸካ፡ እዚ ድማ ፋይልካ ከም ዝለኣኽካ ዘረጋግጽ እዩ። እዚ ሰነድ እዚ ንዝኾነ መሰል ዝፈጥር ኣይኮነን፣ መርትዖ ጥራይ እዩ።

ፋይልካ ምሉእ ኮይኑ ኣብቲ ዝተሓተተ ናይ መወዳእታ ግዜ እንተተላኢኹ፡ ድሕሪኡ “ናይ መምርሒ ምንዋሕ ምስክር ወረቐት” (API) ክትረክብ ኢኻ። ብሕጋዊ መንገዲ ኣብ ፈረንሳ ናይ ምህላው መሰል ከምዘለካን ክትሰርሕ ከም እትኽእልን ዘረጋግጽ ግዝያዊ ናይ መንበሪ ሰነድ እዩ። እቲ ኤፒኣይ ማሕበራዊ መሰላትካ ክትረክብ እውን የኽእለካ፡ ክትጓዓዝ ግን ኣየፍቅደልካን እዩ። እዚ ምስክር ወረቐት እዚ ነቲ ቅብሊት ዝትክእ ኮይኑ ን6 ወርሒ ዝጸንሕ እዩ። እቲ ምስክር ወረቐት ተሓዳሲ እዩ፣ እቲ ፕረፈክቸር ውሳነኡ ክሳብ ዘይሃበ

እቲ ፕረፈክቸር ንሕቶኻ ምስ ኣረጋገጸ፡ ኣብ መወዳእታ “"attestation de décision favorable"ናይ ትቡል ውሳነ ን ሕቶኹም ምስክር ወረቐት” ትረክብ፡ እዚ ድማ ክሳብ ሓድሽ መንበሪ ፍቓድካ ዝረክብ ቅኑዕ እዩ። እዚ ምስክር ወረቐት እዚ ክትሰርሕ ከም እትኽእል ዘረጋግጽን ዶባት ከባቢ ሸንገን Schengen.ክትሰግር ፍቓድ ዝህበካን እዩ።

ናይ መንበሪ ፍቓድ ምሕዳስ መመልከቲኻ በቲ ናብ ፖስታ ኣድራሻኻ ዝቐረበ ብቑዕ ፕረፈክቸር ወይ ንኡስ ፕረፈክቸር እዩ ዝጽናዕ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ፕረፈክቸር ንመመልከቲ ዝቐርበሉ ናይ መስርሕ ምውዳእ ዝጠልቦ ግዜ ዝተፈላለየ እዩ።

መመልከቲኻ ከመይ ይኸይድ ከምዘሎ ንምፍላጥel sur le site Étrangers en France, cliq ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ ናብ ውልቃዊ ኣካውንትካ ኣቲኻ፡ ኣብ ላዕለዋይ የማን ናይቲ መበገሲ ገጽ ስምካ ጠውቕ ፡ " "Accéder à mon compte".ድማ ምረጽ።

ኣርባዕተ መድረኻት ኣለዉ፤

  • ምቕራብ ሕቶ : ሕቶኹም በጹሑ ኣሎ።
  • መርመራ ይካየድ ኣሎ : እቲ ፕረፈክቸር ንሕቶኻ ከጽንዕ ጀሚሩ ኣሎ፣ ኣሰራርሓኡ ኣብ ምክያድ ይርከብ።
  • ውሳነ ተዋሂቡ : ሕቶኻ ተሰሪሑ፣ ውሳነ ተዋሂቡ እዩ።
  • መንበሪ ፍቓድ ቅሩብ ኮይኑ ኣሎ : ሓድሽ ካርድኹም ኣሎ።
እቲ ፕረፈክቸር መንበሪ ፍቓድካ ምስ ዝረክብ መልእኽቲ (ኤስኤምኤስ ወይ ኢመይል) ይሰደልኩም።

ቆጸራ ክትወስዱ ኽእሉ ኢኹም ኣብ እዚ ኡንተርኔት ሳይት sur le site internet de votre préfecture ን ምቕባል ካርድኹም ን ኣብነት ናይ ን ኣብነት ጠውቑ ና ፓሪስ ፖሊስ ምስ እትደልዩ : Préfecture de Police de Paris.

ግን እኝተደኣ ዝኾነ መልእኽቲ እንተዘይመጺኡኩም፡ መንበሪ ካርድኹም ብኸመይ ከም እትወስዱ ንምፍላጥ ናብ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ ፕረፈክቸርኩም ክትኣትዉ ኣለኩም።

መንበሪ ፍቓድካ ኣብ እትወስደላ መዓልቲ ፡ €225 ናይ ግብሪ ማሕተም ከም ዝኸፈልካ ከተረጋግጽ ኣለካ (ን ግብሪን ቀረጽን 200 € +ድማ ናይ ቴምብር 25 €) ምስ ረጋገጺ ናይቲ ናይ ማሕተም ቀረጽ ከም ዝኸፈልኩም ክህልወኩም ይግባእ ።

ማሕተም ግብሪ ኣብ መርበብ ሓበሬታsite timbres.impots.gouv.fr ከምኡውን ን ኣብ ሸየጥቲ ትምባኾን ጥራይ እዩ ዝሽየጥ።

> ንምንባብ ኣብ ረፉጂ ኣምፖ ኣለኩም: እቲ ናይ ግብሪ ማሕተም ከመይ ጌርካ ከም እትገዝእ ዝገልጽ Refugees.info ወረቐት።

ብድሕሪኡ’ከ ?

እተን ኣገልገልቲ ቤት ጽሕፈታት ናትኩም ፋይል ወይ ዶሴ መታን ክሕድስኦ ናብዘን ዝስዕባ ክትልእኹ ኣለኩም።

  • CAF ናይ ካፍ መታን ሓገዝ ናይ
  • RSA ኤ ረ ሳ ክትረክቡ፣ ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ምምሕዳር መታን መንበሪ ገዛ ክትረክቡ፣ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ዞባ ክፍሊ ጥዕና
  • CPAM ሴ ፔ ኣ ኤም መታን ሓገዝ ናይ ጥዕና ክትረክቡ፣ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ስራሕ ፖል ኣምፕልዋ ናትኩም ዶሴ ወይ ፋይል ኣብ መስርሕ እንተ’ሎ …..)

ጠለብኩም ኣብ መርበብ ሓበሬታ Étrangers en France (ANEF) ብኢንተርነት ክትእውጅ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • እንተደኣ ኣድራሻ ቀይርኩም
  • መንበሪ ካርድኹም እንተደኣ ኣንተተበላሽይኩም
  • እንተደኣ ጠፊእኩም ወይ ተሰሪቕኩም

እዚ Réfugiés.info ወረቐት ከመይ ጌርካ ከም እትገብር ዝገልጽ >> “Déclarer un changement de situation sur Étrangers en France (ANEF)”.

ኣድራሻ ኣብ ዝቕየርሉ እዋን ሓድሽ መንበሪ ፍቓድ ምፍራይ ግዴታ ኣይኮነን። ነቲ ኣዋጅ ክትገብር ከለኻ፡ መንበሪ ፍቓድካ ክሳብ እቲ ዝውድኣሉ መዓልቲ ይጸንሕ፣ ዋላ ምስቲ ናይ ቀደም ኣድራሻኻ።
ሓድሽ ኣድራሻኻ ንምርግጋጽ፡ ሓድሽ ኣድራሻኻ ዘለዎ ምስክር ወረቐት ኣብ ናይ ANEF ውልቃዊ ሕሳብካ ክቐርብ እዩ።

ቴክኒካዊ ጸገም (ዝተዓጽወ ገጽ፡ መልእኽቲ ጌጋ ወዘተ) ምስ ዝህልወካ ፡ ምስ ማእከል ርክብ ዜጋታት (CCC) ክትራኸብ ዝየዳ ሓበሬታ ክትረኽቡን ትኽእሉ ኢኹም ትኽእል ኢኻ፤

  • ብስልኪ ቁጽሪ 0 806 001 620 (ነጻ ቁጽሪ)
  • ወይ ድማ ምስቲ ናይle formulaire de contact ርክብ ቅጥዒ ("ርክብ" ዝብል መጠወቒ ኣብ ታሕቲ ጸጋማይ ሸነኽ ናይቲ ስክሪን)። ጸገምካ ብንጹር ክትገልጾን ስክሪን ሾት (ሳይት፡ ዕለትን ሰዓትን ዝርአ) ምስ ናይ ጌጋ መልእኽቲ ክትሰድድ ኣለካ፡ እንተሃልዩካ።

ነቲ መስርሕ ብኢንተርነት ክትውድኦ እንተዘይክኢልካ፡ ኣብ ክፍልኻ ኣብun point d’accueil numérique ዝርከብ ዲጂታላዊ መቐበሊ ቦታ፡ ኣብ ፕረፈክቸር ወይ ንኡስ ፕረፈክቸር እውን ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ኣብቲ ቦታ፡ ኢንተርነት ዘለዋ ኮምፒተር ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፡ ሰብ ሞያ ድማ ብዛዕባ እቲ መርበብ ሓበሬታ Étrangers en France (ANEF) ብኸመይ ከም ዝሰርሕ መብርሂ ይህቡኻ።
ኣገዳሲ!
እንተድደኣ ካብ CCC መፍትሒ ክህበኩም እንተዘይክኢሉ፡ በቲ ኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ወጻእተኛታት ዝተሓዝአ ዲጂታላዊ መቐበሊ ቦታ ክትስነዩ ናብ ፕረፈክቸርኩም ክትከዱ ትኽእሉ ኢኹም። ነቲ ዝቐረበካ ዲጂታላዊ መቐበሊ ቦታ ንምርኻብ፡ ኣብ ኢንተርነት ክትደሊ ትኽእል ኢኻ፡ “ናይ ወጻኢ ፕረፈክቸር ዲጂታላዊ መቐበሊ ነጥቢ” ብምጽሓፍን ክፍልኻ ብምውሳኽን።

እንተደኣ ካብቲ ፕረፈክቸር መልሲ ወይ ንኣመልካቲ መንበሪ ፍቓድካ ኣሉታዊ መልሲ እንተዘይብልካ ፡ ዋላ እኳ ኩሉ ሰነዳት ኣብ ውሽጢ እቲ ዝተመደበሉ ግዜ እንተሰደድካ ፡ ነዚ ክትወዳደር ትኽእል ኢኻ። ውሳነ (ኣይሰማምዑን በል)።

ነቲ ውሳነ ንምቅዋም፤

  • ናብቲ እትነብረሉ ቦታ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ክትራኸብ ኣለካ ። ኣብ ክፍልኹም ንዝርከብ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ዝርዝር ርክብ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ።
  • ምጥላብ ካብጠበቓ un avocat. Siሓገዝ ድለዩ ። ብዙሕ ገንዘብ እንተዘይብልካ ንኹሉ ወይ ንገለ ክፋል ሕጋዊ ወጻኢታትካ ንምሽፋን ሕጋዊ ሓገዝ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።
    ንምንባብ ካብ ረፉጂ ኣንፎ .la fiche Réfugiés.info sur l'aide juridictionnelle.
  • ካብ ሓደ ንወጻእተኛታት ዝሕግዝ ማሕበር ሓገዝ ክትረክብ ትኽእሉ ኢኹም ።
  • ምስle Défenseur des droits ተሓላቒ መሰላት ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም ፣ እዚ ምምሕዳር እዚ ኣብ ጸገም ዝርከቡ ሰባት መሰላቶም ንኽረኽቡ ዝሕግዝ እዩ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
alinalalinalተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
emyanamemyanamተርጓሚ/ሚት
alaa1988alaa1988ተርጓሚ/ሚት
khedrakikhedrakiተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_2134382utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
toivoscrtoivoscrተርጓሚ/ሚት
mariamariaተርጓሚ/ሚት
oksanka_blazeoksanka_blazeተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
utilisateur_92556286utilisateur_92556286ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ