ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ጂ ኣር ኤ ስ FRS ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ቤት ትምህርቲ JRS ጂ ኣር ኤስ ብነጻ ትምሀርቲ ቃን ፈረንሳይ የቅርብ ፣ ካብ ደረጃ A0 ክሳብ B1ን ሓደሽቲ ስደተኛታትንወረቐት ዘለዎ ሰብ፣ በብደረጅኡ ናይ ቋንቋ ፈረንሳይ ብዕምቆት ክሳብ ኣብ መውዳእታ ወግዓዊ ትምህርቲ እዚ ፣ ድልየት ዘለዎም ድማ፣ ናይ ሰርቲፍኬት ንምሓዝ ዘኽእል ምዃኑ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ።
እዚ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ ፣ ብተግባርን ብቃልን ስራሕን ማሕበረዊ ናብራን ባህልንዊ ንጥፈታት ኣብ ቋንቋ ንምምሃር ዕላምኡ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ




















