ናይ ምስማዕ ሽግር ንዘለዎም ሰባት ናጻ ሕክምና ንምርካብ
ምስ ብሳላAuditionSolidarité

ናይ እዝኒ ቃንዛ ኣለኩም ወይ እውን ናይ ምስማዕ ጸገም ኣለኩም? ማሕበርና L'association AuditionSolidarité ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ።
L'associationንኹሎም ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም፣ ግን ከኣ ናይ ምሕካብ መሰል በሓገዝ እታ ሃገር l'AME (Aide Médicale d'Etat). መሰል ዘይብሎም ሰባት ዝሕግዝ ማሕበር እዩ
i ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ እቶም ነዚ ኣገልግሎት እዚ ዝኸስቡ ተጠቐምቲ፣ (Complémentaire Santé Solidaire) ክህልዎም የብሉን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ










