ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ኤትኖ ቶፒ Ethnotopies
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ኣበይ ?
ኣብ ከተማ ቦርዶ Bordeaux ናይ ስነ-ኣእምሮን ሓገዝ ምርካብ
እንታዩ’ዩ ?
ማሕበርና ንስደተኛታት ኣብ ናይ ስነ ኣእምራዊ ጥዕና ካብ ሰብ ሞያ ምስ ባህሊ ዝተሓሓዝ ኣውፍዋሳ ብሆሲፒታል CHU ሰ ኣሽ ኡ ናይ ከተማ ቦርዶ ንስዴተኛታት ሓገዝ የቅርብ ፣
ብፋላይ ንደቂ ኣንስትዮ ናይ ዓመጽ ጸገም ዘጋነፈን ፣ ከም ኡውን ንትሕቲ ዕድመ ረፍጂ ስደተኛታት ናይ ሓገዝ መደብ የቕርቡ፤፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ግሩፕ ሰራሕተኛታት ሰብ ሞያ ፣ ሓካይም ፣ ናይ ስነ- ልቦናን ስነ - ኣእምሮን ፣ ኣብ ህዝቢ መጽናዕቲ ዘካይዱ ኦንትርፖልጂ ፣
ንድለያታትኩም ምምላእ ምስ ደረጃታት ዝኸዱ ስነ-ጥበብ ንጥፈታት ምክያድ፤፣
ማሕበር ኣሲሶሽን ብዝተፈላለዩ ቃንቃታት ኣብ ውሕሱን ህድኡን ዝኾነ ቦታ ዝርርብ ንምካያድ ኪእላታት ኣስተርጎምቲ ተዳልው፣
ከመይ ንገብሮ?
ብቀጥታ ባዕለይ ክቀርብ ኣይክእልን ኢየ፣ ን ናተይ ተሓጋጋዚወይ ን ናተይ ሓኪም ናይ ጥዕና ሓገዝ ክሓትት ኣለኒ፤
(ንነዊሕ ግዜ ናይ ምጽባይ ተኽእሎ ኣሎ) ቆጸራ ክውሃበኒ ኢዩ ፤፣
ኣብ ናትና ፔጅ ናይ ፌስቡክ ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ምስና ርክብ ግበሩ\ራ Cliquez ici!
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ