Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ብዛዕባና ንምውካስ?

መደብ ናይ ረፍጂ ኣንፎ ኣብ ምትሕብባር

ኣቅራቢ መደብ ላ ዲየር ፥ ግን ኣብ ምምዕባል መደብ መድኑም

መደብ

recenser
ምቅራብ ሓገዝ ናይ ንጥፈታት
ብዙሓት ንጥፈታት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ንረፍጂ ስዴተኛታት ኣብ ምቅባልን ምሕጋዝን፣ እዞም ንጥፈታታ ከም ግቡእ ናብ ስዴተኛታት ሓቤረታት ኣይብጽሑን ኣለው ፤፣ በዚ ምኽንያት ከኣ ተጠቀምቲ ኣይኮኑን ኣለው ፣ ነዚ ነገረ ኣብ ግምት ብምእታው ረፍጂ ኣንፎ ንብዙሓት ንጥፈታት ከም ዝርኣዩ ሓቤረታት ከም ዝብጽሑን ጌሮም ኣለው፤፣
ምርኣይ መሳርሒ
vulgariser
ክትርጎሙ ዝግበኦም ዝሳለጡ ምምሕዳራዊ ወይ ናይ ቤት ጽሕፈታት ጉዳያት ኣጒሊሕካ ምርኣዮምን ምትርጓሞን፣
መሰል ናይ ዑቕባ ሓቲቶም ወረቐቶም ዝወሰዱ ስደተኛታት ዝተፍላለዩ ንጥፈታት ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈት ኣዝዮም ዝተፈላለዩ ናይ ሓባር መሰላትን ንጥፈታት ናይ ቤት ጽሕፈታት ምስላጥ ስለዝጅምሩ፡ ነዚ ንምሕጋዝ ረፊዩጂ ኣንፎ (réfugiés.info) ብዝተፈልለዩ ወለንተኛታት በተን ቀንዲ ዘገድሳ ቋንቋታ ብዝትርጉሙ ተርጎምቲ ዝተተርጎሙ ነዚ ንምስላጥ ዝሕግዙ ጽሑፋት ኣብ ምንጻር ወይ ምፍላጦምን፡ ናብ ሕብረተሰብ ንምውህሃድ ዝሕግዞም ሓበሬታታት ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምዝርጋሕን፡ ዝነጥፍ ምሕበር ኢዩ።
ትዕዝብቲ ናይ ኣሰራርሓ
parcours
ምምስራት ውልቃዊ ድሕረ ባይታን ናብ ሕብረተሰብ ናይ ምውህሃድ ጉዕዞን፣
መስል ናይ ዑቅባ ድሕሪ ምርካብ ኣብ ሂወትና ንምምሳራት ዘድልዩ ነገራት ፣ መስመር ምርካብ ክፍሊት ምርካብ ፣
ኣብ ቀጻሊ ክህልው ኢዮም

ግሩፕ ረፍጂ.ኣንፎ

Alain Régnier
Alain Régnier
Mentor
Nour Allazkani
Nour Allazkani
Ambassadeur
Hugo Stéphan
Hugo Stéphan
Designer
Alice Mugnier
Alice Mugnier
Responsable éditoriale
Margot Gillette
Margot Gillette
Designer

ጸገማት

statut-refugie
ኣፍልጦ ኣልካ ዶ ናይ ዑቕባ ጹቡቅ ርዲት
መታን ብጽቡቕ ምርዳእ ብዝበለጸ ክትቕበል፣ ገየሽቲ ፣ ወይ ሓተትቲ/ታት ዑቕባ ሓደ ዓይነት ምልክት ባህሪ የብሎምን፣ Réfugiés.Info ይሕብር ነቶም ካብ ሃገሮም ተሰዲዶም ናይ ይ ዑቕባ መሰል ዚወሰዱ ኣብ ሃገረ ፈርንሳይ ብምኽንያት ናይ ዓዶም ሽግር ታህዲድ ን ፍርሓትን ስለ ዘጋጠሞም ፣
info
ስዉር፣ ፋሕ ዝበለን ወይ ዝተበተነን፣ ብልሹው ወይ ድማ ዘይቅኑዕን ሓበሬታ፣
ምስ ምምዕባልን ምርቃቅን ሕግን ፣ ዝኾነ ይኹን ነገር ሓቤሬታት ካብ ትካላት ዝመጽእ ብብዝሒ ብምንህሃር ዘይንጹር ሓቤሬታ ብምሃብ ብዛዕባ መሰልን ግብኡካን ንምዕያይ ነቲ ንገር ናብ ጸገም ከም ዚውርድ ጌርዎ ኣሎ ፣ ነዚ ነገር ስጉምቲ ብምውሳድ ሓድሽ ኣሰራርሓ ብግቡእን ንጽሩን ሓቤሬታ ንምሃብ Réfugiés.info ሓቤሬታት ክህብ ኢዩ ፥ ፣
accompagnement
ኣብ ሓገዝ ምቁራጽ ነወግድ
ኣብ ዝኾነ እዋን ምቅይያር ሓድሽ መደብ ንዝኾነ ጽሑፍ ኩሉ ግዜ ካብ መጀመርያ ካብ ባዶ ኢልና ክንጅምር ኣለና፤፣ ረፍጂ ኣንፎ ነዚ ነገር ኣብ ግምት ብምእታው መታን ንካልኦት ረፍጂ ስዴተኛታ ኣብ ምሕጋዝ ከቀላል ሓድሽ ሕሳብ ክንከፍት ከም ዘለና የተሓሳስብ ፤፣

ተማሳሳሊ ኣበርክቶ

code ouvert
ናብ ሓንቲ ሃገር ርሕውቲ ዝኾነት
እዚ ግምት ናይ ምኽፋት ሓድሽ ፕሮጀክት ን ኩሉ ንጹር ምግባር ፣ ዕማም ናይ Réfugié;info ኢዩ ፣ ኩሉ ኣብዚ ዌብ ሳይት ክህልው ኢዩ ፣ እዚ ዌብ ሳይት ክፉት ኢዩ ፣ ን ኽሉ ንኽካፋል ፣ ንርድኢት ሓቤሬታት ኣብ ናይ ጉሩብ ፕሮጅክታት ን ዝኾነ ኣድለይቲ መሳሪሕታት ን ምምዕባል ፣፣
terrain
ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ዘሎ ዝወዓለ መሬት፣
እቶም ተሳተፍቲ ወይ ሰራሕተኛታት ኣሳለጥቲ ናይቲ ከባቢ ዘለኩሞ ዚያዳ ኣፍልጦ ዘለዎም መታን ክሕግዝኩም ፣ ንዝያዳ ሓቤሬታ መታን ክዓቢ፣ ከም ኡውን Réfugies.infoንኹሉ መሰረታዊ ብቅዓት ዘለዎ ሊስት ከቅርብልኩም ኢዮም ፣፣
ምስዓብ ኣብ መስመር ኣብርክቶ ምግባር
micro-engagement
ን ንእሽተይ ኣበርክቶ ምዕዛዝ/ ምትዕብባይ
ን ኹሉ ሰብ ነናቱ ኣማራጺ ምሃብን ምቅላልን ኣብ ምብርካት ናይዚ መድረኽ ፣ እዚ ዌብ ሳይት ልክዕ ከም Wikipédia, ኮይኑ ፍልይ ዝበለ ኣማራጺ ሓድሽ ኣሰራርሓ ን ስዴኛታት ሓተትቲ ዑቕባ ኽሕግዝ ዝኽእል መደብ ኢዩ ፣ Réfugies.info
ኣበርክቶ

ማሕበራት

እዘን ማሕበራት ጻውዒት ናይ ውዕል ጌረን ኣብ ምምዕባልን ምስታፍን ናይዚ ዓምዲ ፕላር ፎርም ፤፣

ንስደተኛታት ኣብ ምትሕጋዝን ኣብ ምውህሃድን ትነጥፉ ማሕበር እንተኾይንኩምን፣ ናብዚ ናትና መደብ ክትጽምበሩን ክትሳተፍ ትደልዩዶ፧ ነዚ መርበብ ሓበሬታ ማለት ኣፕሊኬሽን ናብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣ በዚ ዝስዕብ ናይ መርበብ ሓበሬታ ናይ መልእኽቲ መል ኣኽን መቐበልን ኣድራሻና ማለትኢመይል nour@refugies.info. ጸሓፉልና፣ ንሕና ድማ ብዛዕባ ብሓባር ናይ ምስራሕ ዝገልጽ መደባትና ከነብርሃልኩም ኢና።
Coallia
Konexio
Simplon
Causons
Aurore
CASP
IFRI
Puy de Dome
France Terre d'Asile
Each One
WERO
Habitat Humanisme
JRS France
CESAM
Singa
Fondation COS
Groupe SOS
CNAM
INALCO
France Horizon
CroixRouge
Duo For a Job
Forum Refugiés
Benenova
Action Emploi Réfugiés
Mission Local