Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifጥዕናምስ AIDES

ምርካብ ሓገዝ ብነጻ ሕክምና ንምሕታት ዑቕባ ምእንቲ ክትሕገዙ

ምስ ምስ AIDES

AIDESኣዳላዊ AIDES ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 mois

ን ምስ ኤች ኣይ ቪ ንዝነብሩ VIH ወይ እውን ምስቲ ቫይረስ ንዝነብሩ፣ሐተትቲ ዑቕባን ወይ እውን ተጸበይይቲ መልሲን፣ማሕበር AIDES ከም ግዳያት መጠን ፣ ሓደ ኣሰነይነት ናይ ሕክምና መጠናዊ ወይ እውን ምሉእ ብምሉእ ነጻ ካብ ክፍሊት ናይ ምርካብ መሰልኩም ሕሉው እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ VIH ንዝነብሩ ሰባት፣ ወላ ወረቐት ይሃልዎም ኣይሃልዎም። ግን ከኣ ኣብ ትሕቲ ገለ ውሱን ኩነታት፣ ኮይኑ ምሕካም ይከኣል እዩ , ብዛዕባ ቁዕባ ዘሕተቶም ኩነታት ኣብ ፈረንሳ ኦኡቕባ ከውህቦም ዘኽእሎም ኩናታት ኣሎ። ን ኣብነት እንተደኣ ሓደ ክትትልን ሕክምና ኣብ ዓዶም ክረኽቡ ዘይከኣል ኮይኑ። እውን ን ገለ ገለ መስርሓት ክንሕግዘኩም ድሉዋት ኢና።

ኣገልገልትና፣ ዝሰልጠኑ እዮም ብኸመይ ሕሙማት ኤች ኣይ ቪ ፣ VIHን ን hépatites ሀይፐተሲስ፣ ምእንቲ ኣብ መወዳእታ እቲ ጠለብኩም ቅቡል ንምዃን ከሰንይኹም እዮም (ሓበሬታትታ ምትእኽኻብ፣ ብዛኦባኹም ብምጥባቅ፣ ጠለባትኩም አብምምላእ፣ ኣብ ፕረፈክቹር ብምስናይ ወዘተ.).

እንተደኣ ክትከፍሉ ዘይትኽእሉ ኴይንኩም። , AIDES ኣብ ናይ መኽፈሊ ነገራት ን ካርድኹም ካብ ፕረፈክቱረ መውጽኢ ንኣብነት ናይ ቴምብር፣ ኣብ ም ምኽፋልን ነጻ ንኽገብሩልኩም ይተሓጋገዝ

ከመይ ንገብሮ?

ንምርካብና ኣይትጠራጠሩ ክንኽትረኽቡና፣ carte interactive ኣብ እቲ ኣብ ካርታ ዘሎ ሓባሪ ነቑጣታትና፣ ምእንቲ እቲ እትደልይዎ ምትሕብባር ንኽንረኽቡ ዝከለና ምእንቲ ክንገብር። ቅድሚ ምምጻእኩም ነይ ምኽፋት ሰዓታትና ኣጻርዩ።

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anas188anas188ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
mavkamavkaተርጓሚ/ሚት
aidesaidesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ