ሓገዝ ብተሌፎን ካብ ሰብ ሞያ ናይ ስነ-ልቦና ወይ ናይ ስነ- ኣእምሮ
ምስ ቴራ ፕሲ

ሓገዝ ብተሌፎን ካብ ሰብ ሞያ ናይ ስነ-ልቦና ወይ ናይ ስነ- ኣእምሮ

ምስ 
ቴራ ፕሲ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ12 oct. 2021

እንታይ ኢዩ?

ኣብ ናይ ህጹጽ ጉዳይ ሓገዝ ንምርካብ ብዛዕባ ናይ ጸቀጢ ናብዚ ቀጠላያ ቁጽሪ ብነጻ ክትድውሉ\ላ ትኽእሉ\ላ፤፣

እዚ ቁጽሪ ተሌፎን ንሰባት ሓገዝ ዝደልዩ ሽግር እንተ ኣጋጢምዎም\ወን ብዛዕባ ዝኾነ ዓይነት ጸቅጢ ናይ ስነ ኣእምሮ ነቲ ዘስክፎም ዘሎ ወይ ዘፍርሖም ዘሎ ጉዳይ ብዛዕባ ናይ ጸቅጢ ካብ ኩነታት ናይ ናብራ ክገልጹ\ጻን ሓገዛ ብነጻ ክረክቡ\ባን ይኽእሉ\ላ ፤፣ 

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 2 ናብ 100 ዕድመ
ግዜ

1h ሰዓት 

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ኣገዳሲ

ብቓንቓ ኢንግሊዝን ዓረብን ውን ኣሎ 

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 2 ናብ 100 ዕድመ
ግዜ

1h ሰዓት 

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ኣገዳሲ

ብቓንቓ ኢንግሊዝን ዓረብን ውን ኣሎ 

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ደጋፍ ሓገዝ ኣብ ናይ ስነ-ኣእምሮ 

ዝርርብ ምስ ሰብ ሞያ ናይ ስነ-ኣእምሮን ስነ-ልቦናን ብኩሉ ቓንቓታት ብቓንቓ ፈረንሳይ ብቓንቓ ኢንግሊዝ ብቓንቓ ዓረብ ኩሎም ብነጻ ብዘይ ክፍሊት ኢዮም ፤፣ 

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

በዚ ዝስዕብ ቁጸሪ ደውል\ሊ 0 805 383 922

ናይ ሰዓታት ስራሕ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9h00 ክሳብ 12h30 ድሕሪ ቀትሪ  

ካብ ሰዓት 13h30 ክሳብ 17h. ድሕሪ ቀትሪ ዘሎ ግዜ ክንድውል ንኽእል ፤፣ 

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
13 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Terra Psy